ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ክልል ሃረር ስሩዕ ኣኼቡኡ የሳልጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ክልል ሃረር 5ይ ዙር 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 2ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ የሳልጥ ኣሎ። ኣፈ ጉባኤ እተ ባይ ወይዘሮ ሚስራ ዓብደላ፥ “እንርከበሉ እዋን ሓዱሽ ኣመራርሓ ለውጢ ብዙሓት ዓበይቲ ስራሕቲ እናሰርሐ ዝርከበሉን ሓድነት ህዝቢታት ኢትጵጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ጋምቤላ ዝህነፅ ዘሎ ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ፀሓይ ኣፈፃፅሙኡ 74 ሚኢታዊ በፂሑ Gebremariam Weldegerima Aug 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ዞባ ኣኝዋክ ዝርከብ ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ፀሓይ ኣፈፃፅሙኡ 74 ሚኢታዊ ምብፅሑ ኣብ ክልል ጋምቤላ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ሃገር ለኸ ቀረብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኣፍሊጡ። ኣብ 5 ሺሕን 950 ካሬ ሜትሮ ዝዓረፈ እቲ ፕሮጀክት፥ 425…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ዘተ የሳልጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ካብ ፈፀምቲ ስራሕ ክልላት ዝቐረቡ ፀባፃባት ንምግምጋም ዘተ ምጅማሩ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚነሲትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ ፈፃሚ ስራሕ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ምስ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኔዘርላንድ ብምትሕብባር ብር 1 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዝግመት ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ምስ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኔዘርላንድ ብምትሕብባር ብር 1 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዝግመት ቀረበረ መረገረቢ ብሓገዝ ኣበርኪቱ። ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ብዘስዓቦ ፅዕንቶ ንፀገም ዝተቓልዑ ካብ ክፍለ ከተማታት ኣዲስ ከተማ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ሰላም ምስ ተፀዋዕቲ ትካላት፣ ኣካላት ፀፅታን ድሕንነትን ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ዘሳለጦ ምይይጥ ዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Aug 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ሰላም ፌዴሪኢ ምስ ተፀዋዕቲ ትካላት፣ ኣካላት ፀፅታን ድሕንነትን ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ንሽዱሽተ መዓልቲታት ከሳለጦ ዝቐነየ ምይይጥ ብዓወት ምዝዛሙ ኣፍሊጡ። እቲ ምይይጥ ምኽባር ሕጊን ተተሓሓዝቲ ጉዳያትን ዝተዳህሰሱሉ እንትኸውን፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ዝግበር ሰለስተኣዊ ድርድር ትማሊ ቀፂሉ ውዒሉ Gebremariam Weldegerima Aug 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ዝግበር ሰለስተኣዊ ድርድር ትማሊ ቀፂሉ ውዒሉ። ኣብ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣድሂቡ ኣብ ሞንጎ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢን ሚኒስትራት ማይን ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ዝካየድ ናይ ሓባር…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 982 ሰባት እንትርከቡ 19 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም Gebremariam Weldegerima Aug 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 19 ሺሕን 769 ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ ተወሰኽቲ 982 ሰባት ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረኸቦም ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 29 ሺሕን…
ኮሮናቫይረስ ኣጠቓቕማ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ግንዛበ ንምፍጣርን ሃገራዊ ወፍሪ ንምብርትታዕን ዝሕግዝ ውድርድር ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ናሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣጠቓቕማ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ግንዛበ ንምፍጣርን ሃገራዊ ወፍሪ ንምብርትታዕ ዝሕግዝ ውድርድር ዕላዊ ገይሩ። ረብሓ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ዘፋልጥ ወፍሪ “ማስክ ኢትዮጵያ” ብፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ዕላ ተገይሩ…
ቢዝነስ ዓለም ለኸ ትካል መድሕን ህፃናት ንከተማ ባህርዳር ብር 42 ሚሊየን ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓለም ለኸ ትካል መድሕን ህፃናት ንመከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ዝውዕል ብር 42 ሚሊየን ንከተማ ባህርዳር ሓገዝ ገይሩ። ኣብቲ ዝተገበረ ሓገዝ ኣድሂቡ ድማ፥ መተሓባበሪ ግብረ ሓይሊ ምቁፅፃርን ምክልኻልን ቫይረሰ ኮረና ዶክተር ሙሉነሽ ኣበበ፣ ሓላፊ ቢሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስትራቴጂ ሎጂስቲክስ ተግባራዊ ምግባር ፀገማት እቲ ዓውዲ ኣብ ምፍታሕ ልዑል ኣስተዋፅኦ ይግበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ስትራቴጂ ብሄራዊ ሎጂስቲክስ ተግባራዊ ምግባር ኣብ ኣሰራርሓ እቲ ዓውዲ ዝረኣዩ ፀገማት ኣብ ምፍታሕ ልዑል ኣስተዋፅኦ እናገበረ ምዃኑ በዓል መዚ ጉዳያት ማሪታይም ገሊፁ። ስትራቴጂ 10 ዓመት ብሄራዊ ሎጂስቲክስ ብብርኪ ሃገር እናተዳለወ…