ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ መተከል ኣብ ልዕሊ 23 ፀረ ሰላም ሓይሊታት ስጉምቲ ተወሲዱ Gebremariam Weldegerima Nov 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉምዝ ዞባ መተከል ተልእኾ ጁንታ ህወሓት ብምሓዝ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ ዘብፅሑ ዝነበሩ 23 ፀረ ሰላም ሓይሊታት ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ኮማንድ ፖስት እቲ ዞባ ትማሊ ኣፍሊጡ። ሰራዊት ምክልኻል ሃገር፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ርእሲ ናይ ባዕሉ ወገን ዝፈፀሞ ተግባር ዘሕፍር፣ መሕዘንን ተራእዩ ዘይፈልጥን ኢዩ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኳታር Gebremariam Weldegerima Nov 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጁንታ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ርእሲ ናይ ባዕሉ ወገን ዝፈፀሞ ተግባር ዘሕፍር፣ መሕዘንን ተራእዩ ዘይፈልጥን ኢዩ ክብሉ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኳታርን ዳይሬክተር ጉዳያት ኣፍሪካን ኣምባሳደር ኣብዱራሃማን ኣል ዶሰሪ ገሊፆም። ኣብ ኳታር ፍሉይ መልእኽተኛን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ቀ/ሚ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፈረንሳይ ዦ ኢቭ ለድሪዮ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Nov 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፈረንሳይ ዦ ኢቭ ለድሪዮ ትማሊ ተዛቲዮም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ብዝምልከት ኣብቲ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 560 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Nov 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 789 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 560 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 107 ሺሕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ጋምቤላ ብጉጅለ ህወሓት ተተሊሙ ዝነበረ ሽርሒ ጥፍኣት ከምዝፈሸለ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ብጁንታ ጉጅለ ህወሓት ተተሊሙ ዝነበረ ሽርሒ ጥፍኣት ብሓይሊታት ፀፅታን ተሳትፎ ህዝቢን ከምዝፈሸለ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኡሞዱ ኡጁሉ ኣፍሊጦም። እቲ ጁንታ ኣብቲ ክልል ዘርጊሑዎ ዝነበረ መርበብ ጥፍኣት ሙሉእ ብሙሉእ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድሊዮም ዜጋታት ብዝተቐላጠፈ መልክዑ ከምዘቕርብ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድሊዮም ዜጋታት ብዝተቐላጠፈ መልክዑ ከምዘቕርብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ገሊፁ። እቲ ቤት ፅሕፈት፥ መንግስቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ምስ ዝህቡ ኣካላት ብምዃን ሰብኣዊ ሓገዝ ንምቕራብ ከምዝሰርሕ እውን ኣፍሊጡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግድብ ህዳሰ ኣብ ወርሒ ሰነ ቀዳማይ ዜር ሓይሊ ምፍልፋል ክጅምር ኢዩ – ዶክተር ኢንጂነር ስለሽ በቀለ Gebremariam Weldegerima Nov 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢት ኣብዚ ሒዝናዮ ዘለና ዓመት ወርሒ ሰነ ቀዳማይ ዜር ሓይሊ ምፍልፋል ከምዝጅምር ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሽ በቀለ ኣፍሊጦም። እቶም ሚኒስትር ዩሲኤል ምስ ዝተብሃለ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ዩናይትድ ኪንግደም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ቀ/ሚ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Nov 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን ተዛቲዮም። ዲፕሎማሲያዊ ልኡኽቶ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን፥ ሎሚ መዓልቲ ድማ ኣብ ፈረንሳይ ቀፂሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ለኸ መድረኽ ሰላም መናእሰይ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ዙሪያ ትኹረት ዝገበረ ሃገር ለኸ መድረኽ ሰላም መናእሰይ ይሳለጥ ኣሎ። “መንእሰይነተይ ንኢትዮጵያይ” ብዝብል መሪሕ ቃል እናተሳለጠ ኣብ ዝርከብ እቲ መድረኽ፤ ካብ መላእ ክፋላት ሃገር ዝተውፃእፅኡ ተወከልቲ መናእሰይ ይሳተፉ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን ሳዲቅ ኣል-ማህዲ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም Gebremariam Weldegerima Nov 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣17 ሕዳር ፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን ሳዲቅ ኣል-ማህዲ ብቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። ሳዲቅ ኣለ-ማህዲ ኣብ ሕቡራት ዒማራት ዓረብ ናብ ሆስፒታል ምስኣተዉ ድሕሪ ሰለስተ ሰሙናት ህይወቶም ከምዝሓለፈ፥ ስድረኦምን ብሄራዊ ፓርቲ ኡማ ኣብ ዝሃቡዎ…