ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኣፍሪካ ብዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ካብ 1 ሚሊየን ዛይዱ Gebremariam Weldegerima Aug 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2012 ( ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ ሓደ ሚሊየን ከምዝዛየደ ተገሊፁ። 22 ሺሕን 114 ሰባት ድማ ብምኽንያት እቲ ቫይረስ ህይወቶም ሓሊፉ ተባሂሉ። ኣብ ኣህጉር ኣፍሪካ ቫይረስ ኮሮና ካብ ውሽጢ ዝተረኸቦም ሰባት ፍርቂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ሰሙናት ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝነበሩ 218 ኢትዮጵያወያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Aug 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2012 ( ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ሰሙናት ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ካብ ስራሕ ወፃእ ዝኾኑ፣ ኣብ ማእሰርቲን ስደትን ዝነበሩ 218 ኢትዮጵያወያን ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቓል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ክልል ደቡብ ስሩዕ ጉባኤኡ ምስላጥ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Aug 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2012 ( ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ክልል ደቡብ 5ይ ዙር 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 11 ስሩዕ ጉባኤኡ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ምክያድ ጀሚሩ። ኣፈ ጉባኤ እቲ ባይቶ ወይዘሮ ሄለን ደበበ፥ “ናይ ዘበናት ሕቶን ኒሕን ህዝቢታት ዝኾነ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ናብ ውፅኢት ምቅራቡን ቀዳማይ…
ስፓርት ኣብ ዩሮፓ ሊግ ተጋጠምቲ ጋንታታት ርብዒ ፍፃመ ተፈሊየን Gebremariam Weldegerima Aug 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩሮፓ ሊግ ጋጠምቲ ጋንታታት ርብዒ ፍፃመ ተፈሊየን። ብቕድሚ ትማሊን ትማሊን ብዝተገበሩ ናይ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ፀወታታት፥ ኣብ ርብዒ ፍፃመ ዝራኸባ ጋንታታት ተፈሊጠን ኢየን። ፀወታታት ርብዒ ፍፃመ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ሰኑይን ሰሉስን ክካየዱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረተሰብ ክፍጠር ካብ ዝኽእል ምምላእ ሩባታትን ሃንደበታዊ ሓደጋ ውሕጅን ባዕሉ ክሕሉ ይግባእ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Aug 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሕብረተሰብ ክፍጠር ካብ ዝኽእል ምምላእ ሩባታትን ሃንደበታዊ ሓደጋ ውሕጅን ባዕሉ ክሕሉ ከምዝግባእ ብሄራ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋን ኤጀንሲ ብሄራዊ ሜትዮሮሎጂን ኣተሓሳሲቦም። እቲ ጉዳይ ዝምልከቶም ሓለፍቲ ስራሕ ክልቲአን ትካላት ምስ ፋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣቦታት ሃይማኖት ሎሚ መዓልቲ ዝጀመረ ፍልሰታ ፆም ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Aug 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2012 ( አኤፍ.ቢ.ሲ)ኣቦታት ሃይማኖት ካብ ሎሚ መዓልቲ 1 ነሓሰ 2012 ዓ.ም ጀሚሩ ንዝቕፅሉ ክልተ ሰሙናት ዝፀንሕ ፍልሰታ ፆም ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። ኣብ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ቀዳማዊ ፓትሪያር ርእሰ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ክሳብ ሐዚ ብዝተገበረ ምርመራ ልዕሊ 20 ሺሕን 900 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና እንትልከፉ 365 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም Gebremariam Weldegerima Aug 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ክሳብ ሐዚ ብዝተገበረ ምርመራ 20 ሺሕን 900 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና እንትልከፉ 365 ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 9 ሺሕን 68 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ስሩዕ ምንቅስቓሳት ንክቋረፁ ብምግባር እቲ ክልል ማእኸል ናዕቢ ንክኸውን ዝተገበረ ፈተነ ከምዝፈሸለ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ስሩዕ ምንቅስቓሳት ንክቋረፁ ብምግባር እቲ ክልል ማእኸል ናዕቢ ንክኸውን ዝተገበረ ፈተነ ከምዝፈሸለ ቢሮ ጉዳያት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ጌታቸው ባልቻ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ መገዲታት ብምዕፃው…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ፅባሕ ክጅምር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Aug 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ )ሓምሻይ ዘበን መበል 11 ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ፅባሕ ክጅምር ኢዩ ተባሂሉ። ዳይሬክቶሬት ርክብ ህዝቢ እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ ከምዝበሎ፥ እቲ ቤት ምኽሪ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ንሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልታት ጉባኤኡ ከሳልጥ ኢዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣብዝሓ ከባብታት ትግራይ ስሩዕ መጠን ዝናብ ይዘንብ ከምዘሎ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብዚ ዓመት ኣብ ኩሉ ከባብታት ትግራይ ስሩዕ ዝኾነ መጠን ዝናብ ከም ዘሎ ኤጀንሲ ማእኸል ኣገልግሎት ሜትሮሎጂ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኣፍለጡ። ኣብቲ ኤጀንሲ መተሓባበሪ ቅድመ መጠንቀቕታ ኩነታት ዝናብ ኣይተ ዳርጌ ፍቓዱ ከም ዝሓበርዎ፥…