ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ካብ ፕሬዚዳንት ኣልጀሪያ ዝተለኣኸ መልእኽቲ ተቐቢሎም Gebremariam Weldegerima Dec 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ካብ ፕሬዚዳንት ኣልጀሪያ ዝተለኣኸ መልእኽቲ ከምዝተቐበሉ ኣፍሊጦም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ ንጉሆ ንሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ህዝባዊ ዴሞክራሲያዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይሊ ምክልኻል ህዝቢ ኡጋንዳ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይሊ ምክልኻል ህዝቢ ኡጋንዳ ጀነራል ሙሆዚ ካይኔሩጋባ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ጀነራል ሙሆዚ ካይኔሩጋባ ሎሚ ወጋሕታ ተራኺቦም ከምዝዘተዩ ሓሬታ ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዑል ሓይሊ ተጠቀምቲ ዓማዊል ቅየራ ስማርት ቆፀርቲ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Dec 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብብርኪ ሃገር እናተሳለጠ ዝፀንሐ ልዑል ሓይሊ ናይ ዝጥቀሙ ዓማዊል ቅየራ ስማርት ቆፀርቲ ከምዝተዛዘመ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ትካል ኣወሃህባ ኣገልግሎት ንምምሕያሽን ዕግበት ዓማዊል ንምድንፋዕ ተግባራዊ እናገበረ ኣብ ዝርከብ…
Uncategorized ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ክልተኣዊ ርክብና ነጠናኽረሉ ኢዩ – ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ Gebremariam Weldegerima Dec 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ክልተኣዊ ርክባ ተጠናኽረሉ ከምዝኾነ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስትር ዲኤታ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ገሊፀን። ንመበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ መበል 46 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕን…
ቴክኖሎጂ 15 ሚሊየን ጊጋ ባይት ሓበሬታ ናይ ምኽዛን ዓቕሚ ከምዝተሃነፀ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ 15 ሚሊየን ጊጋ ባይት ሓበሬታ ክኽዝን ዝኽእል ዓቕሚ ከምዝሃነፀት ኢንስቲትዩት ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ኢንስቲትዩት ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ሓበሬታ መሰረት ዝገበረ ሰብ ስራሕ ቴክኖሎጂ ምልማዕ፣ ምድንፋዕ ኢሉ እውን ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስምምዕነት ኣንካራ ኢትዮጵያ ዲፕሎማሲያዊ ዓወት ዘመዝገበትሉ ከምዝኾነ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Dec 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስምምዕነት ኣንካራ ኢትዮጵያ ልዑል ዲፕሎማሲያዊ ዓወት ዘመዝገበትሉ ከምዝኾነ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ገሊፁ፡፡ እቲ ስምምዕነት ዞባዊ ምርግጋእ ከምዝፈጥር እውን ፀሓፊ እቲ ቤት ምኽሪ ደስታ ዲንቃ ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል አዛዚ ሰራዊት ምክልኻል ኡጋንዳ ኣብ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Dec 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል አዛዚ ሰራዊት ምክልኻል ኡጋንዳ ሌተናል ጄኔራል ሳም ኦኪዲንግን ልኡኾምን ኣብ ዓቕሚታት ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም፡፡ ኣብ ዑደቶም ድማ ማእኸል ፅገና ከቢድ ሓይሊ ኣየር፣ ኣካዳሚ ቤት ትምህርቲ በረራ ሓይሊ ኣየርን መሰል ወታደራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች አብ ሳይት ገላን ጉራ ከይዲ ህንፀት 60 ሺሕ ኣባይቲ ተዓዚበን Gebremariam Weldegerima Dec 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ከተማ ኣሲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ሳይት ገላን ጉራ ብኦቪድ ዝህነፁ 60 ሺሕ ኣባይቲ ከይዲ ህንፀት ተዓዚበን፡፡ እተን ከንቲባ ኣብታ ከተማ ዘሎ ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ንምፍታሕ ብመንግስቲን ብዘፈር ውልቀን ካብ ዝካየዱ መርሃ ግብሪታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሮጀክታት መስኖ ሉኣላዊነት ምግቢ ንምርግጋፅ ከምዝሕግዙ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Dec 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ክልላት ስራሕቲ ልምዓት ተዘዋዊሮም ተመልኪቶም፡፡ ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ክልል ሲዳማ ኣብ ወረዳ ዙሪያ ሃዋሳ ዝተሃነፀ ስራሕቲ ምንቅስቓስ ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ…
ስፓርት ኣትሌት ንብረት መላክ ኣብ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ባንግሴን ተዓዊቱ Gebremariam Weldegerima Dec 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣትሌት ንብረት መላክ ኣብ ታይላንድ ቾን ቡሪ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ባንግሴን ባንግሴን ተዓዊቱ፡፡ ኣትሌት ንብረት ነቲ ርሕቐት 1 ሰዓት 2 ደቒቕን 32 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ኢዩ ቀዳማይ ክወፅእ ክኢሉ፡፡