ፅንፈኛ ጉጅለ ህወሓት መናእሰይ ትግራይ ዝተሰሓሓተ ኣረኣእያ ንክህልዎም ክሰርሕ ከምዝፀንሐ ኣብ ቁፅፅር ዝወዓሉ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ እቲ ክልል ተዛሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፅንፈኛ ጉጅለ ህወሓት መናእሰይ ትግራይ ዝተሰሓሓተ ኣረኣእያ ንክህልዎም ክሰርሕ ከምዝፀንሐ ኣብ ቁፅፅር ዝወዓሉ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ እቲ ክልል ተዛሪቦም።
ካብ ቁልዕነቶም ጀሚሩ ዝተሰሓሓተ ኣረኣእያ ሒዞም ንከዓበዩ ንምግባር ብዙሓት ዓማውቲ “ህወሓት…