Fana: At a Speed of Life!

ንኹልና ዝኾነት ኢትዮጵያ ክነፅንዕ ኢና – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ስምዒትን ጫፍ ዝሓዘ ዝንባለን ብምዕቃብ ሓድነትና ብምጥንኻር ካብ ኩልና ንኹልና ዝኾነት ኢትዮጵያ ክነፅንዕ ኢና ክብሉ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ…

ጥንክርቲን ዝተሓፈረን ህብረ ብሄራዊት ሃገር ንምህናፅ ኣብ ሓበራዊ ወሰንቲ ጉዳያት ምርድዳእ ይግባእ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 229 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ሓድነት ዝግለፀላ እተደንቕ ምድረሪ ኢያ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር መበል 19 በዓል መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡…

መበል 19 በዓል መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብዓወት ብምኽባር ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 19 በዓል መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ ብዓወት ብምኽባር ከምዝተዛዘመ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ሓላፊት ቢሮ ኮሙኒኬሽን እቲ ክልል ሰናይት ሰለሞን ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ÷ መበል 19 በዓል መዓልቲ ብሄር…

ናፅነትና ዝዳፋእ ዝኾነ ይኹን ናይ ወፃኢ ሓይሊ ብሓባር ብምምብርካኽ ሓድነትና ሓሊና ክንነብር ክኢልና ኢና – ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያውያን ሰላምናን ናፅነትና ዝዳፋእ ዝኾነ ይኹን ናይ ወፃኢ ሓይሊ ብሓባር ብምምብርካኽ ሓድነትና ሓሊና ክንነብር ክኢልና ኢና ክብሉ ፕሬዚዳንት ታዬ አፅቀስላሴ ገሊፆም። ፕሬዚዳንት ታዬ መበል 19 በዓል መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን…

ሩሲያ ንቤላሩስ ኦርሺኒክ ሚሳኤል ከምተዕጥቓ ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሩሲያ ኣብ ቀረባ እዋን ዕላዊ ዝገበረቶ ማእኸላይ ርሕቐት ተሓምባቢ ኦርሺኒክ ሚሳኤል ንጎረቤታ ቤላሩስ ክተዕቓ ከምዝኾነት ኣፍሊጣ። ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ምስ ቤላሩስ መዘነኦም ኣሌክሳንደር ሉካሼንኮ ኣብ ሜነስክ ተዛቲዮም። ፕሬዚዳንት…

1 ሺሕን 155 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ ስራሕ ከምዝቐፀለ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣፍሊጡ፡፡ ብመሰረት እዚ ካብ 4 ክሳብ 27 ሕዳር 2017 ዓ.ም 1 ሺሕን 155 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም…

ግዕዝይናን ብልሹው ኣሰራርሓን ንምትራፍ ኣብ ወለዶ ምስራሕ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ግዕዝይናን ብልሹው ኣሰራርሓን ንምትራፍ ኣቐዲምካ ኣብ ወለዶ ምስራሕ ከምዝግባእ ተገሊፁ፡፡ መበል 21 መዓልቲ ፀረ ግዕዝይና "ስነ ምግባራዊ ትውልዲ ንኩለመዳይ ምዕባለ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብፓናል ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኸበረ ይርከብ፡፡…

ኣየር ወለድ ጥሙር ጅግንነት ዝሓትት ዝዓዘዘ ወታደራዊ ሞያ ኢዩ – ብ/ጄ ከማል ኤቢሶ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ትምህርቲ ኣየር ወለድ ቢሾፍቱ ብቑዕ ኣየር ወለዳት ኣብ ምፍራይ ትፅቢት ዝግበረሉ ግደ እናተዋፀአ ይርከብ ክብሉ ምክትል ኣዛዚ ኮማንዶን ኣየር ወለድን ብርጋዲየር ጄኔራል ከማል ኤቢሶ ተዛሪቦም፡፡ ብ/ጄ ከማል ኣብ ቤት ትምህርቲ ኣየር ወለድ…

ምስ ባዕዲ ነገር ተፀምቢሩ ናብ ሕብረተሰብ ክከፋፈል ዝነበረ በርበረ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣአበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተበላሸወን ባዕዲ ነገር ተሓዊሱዎን ናብ ሕብረተሰቡ ክከፋፈል ዝነበረ በርበረ ከምዝተትጋዘ ተገሊፁ፡፡ እቲ በርበረ ዝተትሓዘ ኣብ ክፍለ ከተማ ኮልፌ ቀራንዮ ወረዳ 7 ከባቢ ቅዱስ ሚካኤል ቤተ-ክርስቲያን ዝርከብ መኽዚን…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካርታ ትሕዝቶ መሬት ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ናይ ሕሶት ሰነዳት እናሰናደአ ዝነበረ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክ/ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ብዝተሰርሐ ሃንደበታዊ ኦፕሬሽን ካርታ ትሕዝቶ መሬት ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ናይ ሕሶት ሰነዳት እናሰናደአ ዝነበረ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ፡፡ ኣብ ክ/ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ሓዊሱ ኣብ መላእ…