ትግራይ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ክልላት 10 ማእኸላት መውሃብቲ ኣገልግሎት ሜካናይዜሽን ግብርና ክህነፁ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ትግራይ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ክልላት 10 ማእኸላት መውሃብቲ ኣገልግሎት ሜካናይዜሽን ግብርና ከምዝህነፁ ተገሊፁ።
እቶም 10 ማእኸላት መውሃብቲ ኣገልግሎት ሜካናይዜሽን ግብርና፥ ብ91 ሚሊየን ብር ንምህናፅ ዘኽእል ስምምዕነት ትማሊ ተኸቲሙ።…