ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 3ይ ዙር መልእኽቲ ስልኪ 8100 መተኣኻኸቢ እቶት ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ህንፀት ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝተጀመረሉ ታሽዓይ ዓመት ምኽንያት ብምግባር ሳልሳይ ዙር መልእኽቲ ስልኪ 8100 መተኣኻኸቢ እቶት ብፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ብዕሊ ተጀሚሩ። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብቲ እዋን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 5ይ ጉባኤ ኣቪዬሽን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓምሻይ ጉባኤን ምርኢትን ኣቪዬሽን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ። ንኽልተ መዓልቲ ኣብ ዝፀንሕ ጉባኤ፥ ልዕሊ 100 ዓለም ለኸ ኩባኒያታት ኣቪዬሽን እናተሳተፉ ይርከቡ። ብመሰረት እዚ መራሕቲ መገዲ ኣየራት ኣፍሪካ፣ ሰብ ስልጣናት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቁፅሪ ቋንቋታት ስራሕ ፌዴራል ምውሳኽ በዓል ብዙሕ ልሳን ሃገረ መንግስቲ ንምህናፅ ይሕግዝ – ሙሁራት Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቁፅሪ ቋንቋታት ስራሕ ፌዴራል ምውሳኽ በዓል ብዙሕ ልሳን ሃገረ መንግስቲ ንምህናፅ ከምዝሕግዝ ሙሁራት ገሊፆም። ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ካብ ኣምሓርኛ ብተወሳኺ ኣፋን ኦሮሞ፣ ትግርኛ፣ ሶማልኛን ዓፋርኛን ቋንቋ ስራሕ ፌዴራል ንኽኾኑ ወሲኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ንዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ ሽመት ኣምባሳደርነት ሂበን Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዘገልግሉ ሓለፍቲ ስራሕ ሽመት ኣምባሳደርነት ሂበን። ብመሰረት እዚ፦ 1. ኣይተ ብርሃኑ ፀጋዬ 2. ወይዘሮ ያለም ፀጋይ 3. ወይዘሮ ሂሩት ዘመነ 4. ኣምባሳደር ማርቆስ ተክሌ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግድብ ህዳሰ ንህያብ ወይድማ ብናይ ካሊእ ወገን ትእዛዝ ዝስራሕ ፕሮጀክት ከምዘይኮነ ክፍለጥ ይግባእ – መንግስቲ ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ግድብ ህዳሰ ናይ ምህናፅ ምሉእ መሰል ዘለዋ ምዃኑ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ገሊፆም። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸውን ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለን…
ስፓርት ጋንታታት ስሑል ሽረን ሃዋሳ ከተማን ምስ ኣሰልጠንተን ተፈላሊየን Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጋንታታት ፕሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ስሑል ሽረን ሃዋሳ ከተማን ምስ ኣሰልጠንተን ተፈላሊየን። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን መልቀቒ ደብዳቤ ዘእተዉ ኣሰልጣኒ ጋንታ ስሑል ሽረ ሳምሶን ኣየለ፥ ካብታ ጋንታ ከምዝተፈላለዩ ካብ ሶከር ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…
ዝንቕ ፋና ኣብ ሓደ መዓልቲ ካብ ስልጣኑ ዝወረደ ኣፍሪካዊ ፕሬዚዳንት Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ጒኒ-ቢሳው ኣብ ሓደ እዋን ክልተ ፕሬዚደንትታት ዝመርሑዋ ሃገር ኢያ። ግዝያዊ ፕሬዚዳንት ጒኒ-ቢሳው ኮይኑ ከገልግል ብፓርላማ ዝተመዘዘ ሲፕሪያኖ ካሳማ፥ ድሕሪ ሓደ መዓልቲ ካብ ስልጣኑ ከም ዝወረደ ኣፍሊጡ። እቲ ድሕሪ'ቲ ኣብ ዝሓለፈ ታሕሳስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጨረር ዘፈልፍሉ መሳርሒታት ኣቕሑት ዝጥቀሙ ትካላት ግንዛበኦም ክዓቢ ምግባር ከምዝግባእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጨረር ዘፈልፍሉ መሳርሒታት ኣቕሑት ዝጥቀሙ ትካላት ግንዛበኦም ክዓቢ ኣብ ምግባር ክስራሕ ከምዝግበኦ ተገሊፁ። ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣመራርሓታት በዓል መዚ ምክልኻል ጨረርን ኣብ ክሊ ስራሕቲ እቲ በዓል መዚ ኣድሂቦም ተዛትዮም። ዋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ፍርዲ ዝመርሖ ማእኸል ስምምዕ ንምጥንኻር ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲሙ Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፍርዲ ዝመርሖ ማእኸል ስምምዕ ንምጥንኻር ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ሎሚ መዓልቲ ተኸቲሙ። ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራልን ማእኸል ስምምዕን ግልግልን ዳይነት ኢትዮጵያን ኣብ ውሽጢ ኣብያተ ፍርዲ ፌዴራል ዝተጣየሸ ቤት ፍርዲ ዝመርሖ ማእኸል ስምምዕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ባህሬን ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ንምኽፋት ምድላው ይግበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ባህሬን ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ፌዴሪኢ ንምኽፋት ምድላው እናተገበረ ምዃኑ ተገሊፁ። ብሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ዝተመርሐ ጊጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ፥ ኣብታ ሃገር ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ምኽፋት ኣብ ዝከኣለሉ ጉዳይ…