ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ምስ ዘለዋ ሃገራት ብምትሕብባር እተካይዶ ወፍሪ ፀረ ግብረ ራዕዲ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ኣፍሊጣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ምስ ኣብቲ ቀጠና ዘለዋ ሃገራት ብምትሕብባር እተካይዶ ወፍሪ ፀረ ግብረ ራዕዲ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ኣፍሊጣ።
ዋና ኣዛዚ ፍሉይ ወፍሪ ኣሜሪካን ኣፍሪካን ሜጀር ጀኔራል ዳቪገን ኣንደርሰን ኣብ ክሊ…