ቤት ምኽሪ ከተማ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ 7ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 3ይ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ከተማ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ 7ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 3ይ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ።
ኣብዚ ሕዚ ሰዓት ድማ ምክትል ከንባ ከተማ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኢንጅነር ታከለ ኡማ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ በጀት ዓመት 2012 ዓ.ም ይቕርቡ ኣለዉ።…