ማረት ብልዕሊ 2 ሚሊየን ብር ዝዓደገቶ ዘበናዊ መመርመሪ መዓር ንቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ኣረኪባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ(ማረት) ብ2 ነጥቢ 2 ሚሊየን ብር ዝተዓደገ ዘበናዊ መመርመሪ መዓር ንቢሮ ልምዓት ሕርሻን ገጠርን ኣረኪባ።
ማረት ምስ ሕብረት ኣውሮፓን ኦክስፋም ኢትዮጵያን ብምትሕብባር ዝዓደገቶ እቲ መመርመሪ ቅድም ኢሉ ቃል ተኣትይሉ…