ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ዝቐረቡሎም ክሲታት መስኪሮምለይ ኢዮም ዝበሉዎም ላዕለዎት ሰበ ስልጣናት ኣባሪሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ዝቐረቡሎም ክሲታት መስኪሮምለይ ኢዮም ዝበሉዎም ላዕለዎት ሰበ ስልጣናት ኣባሪሮም።
ፕሬዚዳንት ትራምፕ፥ ስልጣኖም ብዘይኣግባብ ተጠቒሞም ኢዮም ዝብል ክሲን ላዕለዋይ ባይቶ ኣሜሪካ ነቲ ክሲ ንምፅራይ መርመራ ኣብ…