ተመራመርቲ ቻይና ንቫይረስ ኮሮና ብዕዉት መገዲ ክከላኸሉ ዝኽእሉ ክልተ ሓደሽቲ መድሓኒታት ረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ተመራመርቲ ቻይና ንቫይረስ ኮሮና ውፅኢታዊ ብዝኾነ መገዲ ክከላኸሉ ዝኽእሉ ክልተ ሓደሽቲ መድሓኒታት ምርካቦም ተገሊፁ
ኣቢዶልን ዳርናቪርን ዝተብሃሉ መድሓኒታት፥ ኣብ ውሽጢ በተ-ፈተነ ቪትሮ ሴል ነቲ ቫይረስ ውፅኢታዊ ብዝኾነ መገዲ ክከላኸሉ ከምዝኽእሉ…