Fana: At a Speed of Life!

ንፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ብፕሬዚዳንትነት ንምምራሕ ዝወዳደሩ ሕፁያት ዕላዊ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ንፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ንዝቕፅሉ ኣርባዕተ ዓመታት ብፕሬዚዳንትነት ንምምራሕ ዝወዳደሩ ሓሙሽተ ናይ መወዳእታ ሕፁያት ዕላዊ ኮይኖም። ብመሰረት ካብ ክልል ትግራይ ኣትሌት ገ/እግዚአብሔር ገ/ማርያም፣ ካብ ክልል ኣምሓራ ኣይተ ያየህ ኣዲስ፣ ካብ…

ከም ሃገር ኣብ ዓውዲ መሰረተ-ልምዓት ልዑል ዕቤት ተመዝጊቡ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማዕቐፍ ፕሮግራም ምስፍሕፋሕ መሰረተ ልምዓት ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ኣብቲ ዓውዲ ርኡይ ዕቤት ከምዘመዝገበት ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ገሊፆም፡፡ “ንኣፍሪካ ዘላቒ ዕቤት ዝኾውን ጥንኩርን ንኹሉ ዘሳትፍን መሰረተ-ልምዓት ምህናፅ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንበጀት ዓመት 2017 መንግስቲ ፌዴራል ተወሳኺ 582 ቢሊየን ብር ኣፅደዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ 6ይ ስሩዕ ኣኸኼባ ዝቐረበሉ ናይ 2017 በጀት ዓመት መንግስቲ ፌዴራል ተወሳኺ 582 ቢሊየን ብር በጀት ኣፅዲቑ፡፡ እቲ ረቂቕ ተወሳኺ በጀት ኣብቲ ባይቶ ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ተስፋዬ ቤልጂጌ…

ባየርንሙኒክ ምስ ፒኤስጂ ከምኡ እውን ስፖርቲንግ ሊዝበን ምስ ኣርሰናል ዝገብረኦ ንሕንሕ ትፅቢት ይግበረሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓምሻይ ዙር ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት እንትካየዱ ባየርንሙኒክ ምስ ፒኤስጂ ከምኡ እውን ስፖርቲንግ ሊዝበን ምስ ኣርሰናል ዝገብረኦ ግጥም ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ምሸት ሰዓት 2፡45 ስሎቫን ብራቲስላቫ ምስ ኤ ሲሚላን ከምኡ እውን…

ኣብ ሶማሊያ ከጋጥም ዝኽእል ዝኾነ ይኹን ቅልውላው መንግስቲ ፌዴራል ዝወስዶ ሓላፍነት ኢዩ – ጁባላንድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሶማሊያ ከጋጥም ዝኽእል ዝኾነ ይኹን ቅልውላው መንግስቲ ፌዴራል ሓላፍነት ከምዝወስድ መንግስቲ ግዝኣት ጁባላንድ ኣፍሊጡ። መንግስቲ ጁባላንድ ኣብ ሶማሊያ ቅልውላው ንምፍጣር መንግስቲ ፌዴራል እታ ሃገር ዘይተገበአ ምንቅስቓስ እናገበረ…

ልዕሊ 403 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉምሩክ ካብ 6 ክሳብ 12 ሕዳር  2017 ዓ.ም ብዝገበሮ ክትትል 403 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ኣብ ዝተፈላለዩ ጨንፈር ኣቢያተ ፅሕፈት ተታሒዞም፡፡ ካብ ሞንጎ ዝተትሓዙ ኣቑሑት ኮንትሮባንድ÷ ክዳውንቲ፣…

ኣብ ከባቢ ደጃች ውቤ ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ቁፅፅር ንምውዓል ርብርብ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ደጃች ውቤ ሰፈር ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ቁፅፅር ንምውዓል ርብርብ ይግበር ኣሎ፡፡ እቲ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብቲ ከባቢ ኣብ ዝርከብ ትካል ስራሕ ኮንስትራክሽን ቻይና ጃንጉዜ ዘጋጠመ ከምዝኾነ ኮሚሽን ኣመራርሓ…

ሞሓመድ ሳላህ ሊቨርፑል ኩንትራቱ ንምንዋሕ ሕቶ ብዘይምቕራባ ከምዝሓዘነ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብፃዊ ኮከብ ሞሓመድ ሳላህ ጋንትኡ ሊቨርፑል ክሳብ ሕዚ ኩንትራት ንምንዋሕ ሕቶ ብዘይምቕራባ ከምዝሓዘነ ኣፍሊጡ፡፡ ሳላህ ንቢቢሲ ኣብ ዝሃቦ ርኢቶ÷ ምስ ጋንታ ሊቨርፑል ዘለዎ ኮንትራት ኣብ መወዳእታ እዚ ዓመት ክምዝዛዘም ኣልዒሉ፡፡ ይኹን…

ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ኢትዮጵያ ፀገም ኣፍሪካ ብኣፍሪካ ምፍታት ይግባእ ዝብል ፅኑዕ ቅዋማ ብተግባር ዝገለፀ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ኢትዮጵያ ፀገም ኣፍሪካ ብኣፍሪካ ምፍታት ይግባእ ዝብል ፅኑዕ ቅዋማ ብተግባር ዝገለፀ ኢዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ገሊፆም። ኣህጉራዊ ኮንፈረንስ ሰላም ኣፍሪካ÷ "ዝማዕበለትን ሰላማዊትን ኣፍሪካ ንህነፅ"…

ዓለም ለኸ መዓልቲ ፀረ ፆታዊ መጥቃዕቲ ኣብ ድሬዳዋ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ፀረ ፆታዊ መጥቃዕቲ “ናታ መጥቃዕቲ ናተይ እውን ኢዩ፤ ስቕ ኣይብልን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን  ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)፣ ም/ኣፈ-ጉባኤ…