ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ሮም ብቀዳመይቲ ሚኒስትር ጂኦርጂያ ሜሎኒ ዝተገበረሎም ኣቀባብላ
‹‹ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ጣሊያንን ነዊሕ ዘበን ዝገበረ ምትእስሳር ንምጥንኻር ናብ ሮም ብምኻድ ብቀዳመይቲ ሚኒስትር ጂኦርጂያ ሜሎኒ ኣቀባብላ ተገይሩሎም።
እቶም መራሕቲ ኣብ ምትግባር ዝርከብ ኣፈፃፅማ ምትሕብባር ብምግምጋም ኣብ በዓል ብዙሕ ወገን ምትሕብባር…