ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima May 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ብቨርቹዋል ኣብ ዘካየዶ መበል 45 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ፡፡ እቲ ቤት ምኽሪ ዘመሓላለፎም ውሳነታት ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቦም ኣለዉ፡- ፈለማ እቲ ቤት ምኽሪ ዝተዛተየ…
ስፓርት ኣትሌታት ኢትዮጵያ ካብ ትራክ ናብ ውድድራት ጎደና ዝገብሩዎ ፍልሰት… Gebremariam Weldegerima May 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ቀረባ ዓመታት ንደሓር ኣብ ኢትዮጵያ መናእሰይ ኣትሌታት ናብ ውድድራት ጎደና እናምርሑ ምዃኑ ዘተሓሳስብ ጉዳይ እናኾነ ምምፅኡ ምሁራን እቲ ዓውዲ ገሊፆም። ኣብ ዩኒቨርሲቲ ትምህርት ኮተቤ መምህር ስፖርት ሳይንስን ኣሰልጣኒ ኣትሌቲክስን ንጉሴ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትግበራ መርሃ ግብሪ ትሩፋት ሌማት ዞባ ጅማ ተሞክሮ ዝውሰደሉ ኢዩ Gebremariam Weldegerima May 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዞባ ጅማ እናተወገነ ዝርከብ ትግበራ መርሃ ግብሪ ትሩፋት ሌማት ዝበረታታዕን ተሞክሮ ዝውሰደሉን ከምዝኾነ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ገሊፆም። ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ትሩፋት ሌማት፣ ስግግር ስርዓተ ምግቢን ግምጋም ኣፈፃፅማ ኮሚሽን ኣመራርሓ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚቴ ኣቕራቢ ሕፁያት ቦርድ መረፃ ናይ መወዳእታ ሕፁያት ዕላዊ ገይሩ Gebremariam Weldegerima May 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚቴ ኣመራርሓ ኣቕራቢ ሕፁያት ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትጵያ ናይ መወዳእታ ሕፁያት ዕላዊ ገይሩ፡፡ ኣካቢ እቲ ኮሚቴ ቀሲስ ታጋይ ታደለ ከይዲ ምልመላን ዝተመረፁ ሕፁያትን ዕላዊ እንትገበሩ ከምዝበሉዎ፤ ኣብ ዝቐረቡ ተወዳዳደርቲ ስራሕቲ ምፍላይ…
ቢዝነስ ልዕሊ 3 ሺሕ ንዝኾና ተሽከርከርቲ ልዕሊ 850 ሚሊየን ብር ድጎማ ነዳዲ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima May 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ን3 ሺሕን 351 ንዝኾና ተሽከርከርቲ ልዕሊ 850 ሚሊየን ብር ድጎማ ነዳዲ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ትራንስፖርትና ሎጂስቲክስ ገሊፁ፡፡ ተጠቀምቲ ድጎማ ነዳዲ ዝኾና ተሽከርከርቲ፤ 1 ሺሕን 153 ሃገር ኣቋረፅቲ…
ስፓርት ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ፍፃመ ዩሮፓ ሊግ ማንችስተር ዩናይትድ ምስ ቶተንሃም ሆትስፐር Gebremariam Weldegerima May 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፀወታ ፍፃመ ዩሮፓ ሊግ ሎሚ ምሸት ሰዓት 4 እንትካየድ ማንችስተር ዩናይትድ ምስ ቶተንሃም ሆትስፐር ፅዋዕ ንምዕታር ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ። ኣብ ሃገረ ስፔን ኣብ ሜዳ ትሌቲክ ቢልባኦ ስታዲየም ሳንማሜስ ዝግበር እዚ ፀወታ ፍፃመ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረ ብሄራዊ ሓድነት ኢትዮጵያ ንምጥንኻር ኣበርክቶ ኪነ ጥበብ … Gebremariam Weldegerima May 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረ ብሄራዊ ሓድነት ኢትዮጵያ ንምጥንኻር ኣበርክቶ ኪነ ጥበብ ምጉልባት የድሊ ክብላ ሚኒስትር ባህሊን ስፖርት ወ/ሮ ሸዊት ሻንካ ተዛሪበን። ኪን ኢትዮጵያ - ብስራት ብራኸ ኢትዮጵያ ዝተሰነየ መርሃ ግብሪ ምፍናው ጉዕዞ ጥበብ ይካየድ ኣሎ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ብራዚልን ስርዓት ምግቢ ዘጠናኽር ልውውጥ ልምዲ ገይረን Gebremariam Weldegerima May 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ጎድና ጎድኒ ጉባኤ ብራዚል-ኣፍሪካ ስርዓት ምግቡ ዘጠናኽሩ መድረኻት ልውውጥ ልምዲ ኣካይዶም። በቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ 2ይ ጉባኤ ውሕስና ምግቢ፣ ምክልኻል ጥሜትን ልምዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓቕሚ ምፍጣ መናእሰይ ንምጉልባት ዝተጀመረ ፃዕሪ ክጠናኸር ከምዘለዎ ኢንስቲትዩት ስልጠና ቴክኒክን ሞያን ኣገንዚቡ Gebremariam Weldegerima May 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መናእሰይ ዘሎ ዓቕሚ ምርምርን ሓደሽቲ ነገራት ናይ ምፍጣርን ዓቕሚ ንምጉልባት ክስራሕ ከምዝግባእ ኢንስቲትዩት ስልጠና ቴክኒክን ሞያን ገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዩት ብሩክ ከድር (ዶ/ር) ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዝገበሩዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲታት ፀገም ፈታሕቲ ዝኾኑ ስራሕቲ ምርምርን ቴክኖሎጂን ክሰርሓ ኣለወን Gebremariam Weldegerima May 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፀገም ፈታሕቲ ዝኾኑ ሓደሽቲ ስራሕቲ ምርምርን ቴክኖሎጂን ብምስራሕ ፀገም ሃገር ክፈትሓ ከምዝግባእ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። ኣብቲ የኒቨርሲቲ ምክትል ፕሬዚዳንት ምርምርን ስግግር ቴክኖሎጂን ወራሽ ጌታነህ (ፕ/ር) ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን…