Fana: At a Speed of Life!

ማንቼስተር ሲቲ ቦታ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ንምርካብ ትገብሮ ንሕንሕ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 37 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ሲቲ ኣብ ሜዳኣ ምሸት ሰዓት 4 ንቦርንማውዝ ክተተኣናግድ ኢያ። ብኣሰልጣኒ ፔፕ ጓርዲዮላ ትምራሕ ጋንታ ማንቸስተር ሲቲ ብ65 ነጥቢ አብ 6ይ ደረጃ ዝተቐመጠት እንትት ከውን፤ ናይ ሎሚ…

ሃገር ምህናፅ ዝከኣል ኣብ ህፃናት እንትስራሕ ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብፕሮግራም ልምዓት ቀዳማይ ቁልዕነት ሃገር ዝርከብ ትውልዲ ንምህናፅ ዘኽእል ባይታ ከምዝተፈጠረ ከንቲባ እታ ምምሕዳር ከተማ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣመሓዳሪ ግዝኣት ሞምባሳ ኬንያ ኣብዱልስዋማድ…

4ይ ጉባኤ ሳይንስ ኢጋድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ኣብ ስደት፣ ምምዝባልን ከተማነትን ብምጥማት ዘሰናደኦ 4ይ ጉባኤ ሳይንስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ጉባኤ “ስደት፣ ምምዝባልን ከተማነት ኣብ ዘላቒ ልምዓት ዘለዎም ፅዕንቶ” ብዝብል…

ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ውፅኢታት ምርምርን ፈጠራ ቴክኖሎጂን ትኹረት ብምግባር ይሰርሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ውፅኢታት ምርምርን ፈጠራ ቴክኖሎጂን ትኹረት ብምግባር እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ፡፡ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 15 ግንቦት 2017 ዓ.ም ዝፀንሕ ቅነ ኤክስፖ ምርምርን ቴክኖሎጂን ስነስርዓት መኽፈቲ ኣብ ቢሾፍቱ ኣብ…

ኢትዮጵያ ኣብ መሰረተ ልምዓት ኮንስትራክሽን ውፅኢታዊ ስራሕ እናወገነት ምዃና ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መሰረተ ልምዓት ኮንስትራክሽን ዕድል ስራሕ ካብ ምፍጣር ሓሊፉ ብርኪ ናብራ ዜጋታት ብዘላቕነት ዘመሓይሽ ውፅኢት እናመዝገበት ምዃና ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ገሊፀን፡፡ መበል 20 ትካል ስራሕ ዓለም ኣብ ስራሕ ዝተመርኮዘ…

ሲዳማ ቡና ንወላይታ ድቻ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 30 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሲዳማ ቡና ንወላይታ ድቻ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ፡፡ ሲዳማ ቡናን ዝተዓወተትላ ብሕታዊት ሸቶ ማይክል ኪፕሩቪል ቅድሚ ዕረፍቲ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ሲዳማ ቡና ተኸታታሊ ካልኣይ ዓወታ…

ክሪስቲያኖ ሮናልዶ ን3ይ ግዘ ናይ ዓለምና ቁፅሪ ሓደ ተኻፋሊ ስፖርተኛ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ወዲ 40 ዓመት ፖርቹጋላዊ ኢንተርናሽናል ንተኸታታሊ ሰለስተ ዓመት ናይ ዓለምና ቁፅሪ ሓደ ተኻፋሊ ስፖርተኛ ኮይኑ፡፡ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ስዑድ ዓረብ ንጋንታ ኣልናስር እናተፃተ ዝርከብ ክሪስቲያኖ ሮናልዶ፤ ብዓመት 275 ሚሊየን ዶላር ዝኽፈሎ…

ቴክኖሎጂ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቴክኖሎጂ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ‘ኢቴኤክስ 2025’ ካብ ሎሚ መዓልቲ 8 ግንቦት 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ንሰለስተ መዓልቲታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ። ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያን ብሓባር…

ቼልሲ ምስ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣስቶንቪላ ምስ ቶትንሃም ትፅቢት ዝግበረሎም ፀወታታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 37 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቼልሲ ኣብ ሜዳኣ ስታምፎርድ ብሪጅ ምሸት ሰዓት 4፡15 ንማንቼስተር ዩናይትድ ክተተኣናግድ ኢያ። ብ63 ነጥቢ ኣብ 5ይ ደረጃ ትርከብ ጋንታ ምዕራብ ለንደን ቼልሲ ኣብ ዝቕፅል ዓመት ኣብ ሻምፒየንስ…

ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣገልግሎት ጥዕና ጠሚቱ ካብ ሚኒስቴር ጥዕና ዝተውሃበ መግለፂ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ንማኽበረሰብና ጥሬቱ ዝሓለወን ፍትሓዊን ኣገልግሎት ጥዕና ተበፃሒ ንምግባር ፖሊሲ ጥዕናን ስትራቴጂን ብምሕንፃፅ በዓል ዋናነት ሕብረተሰብ ብዘረጋገፀ መልክዑ ስራሐቲ ብትኹረት እናወገነ ከምዝኾነ ናይ ኣደባባይ ሓቂ ኢዩ። ምኸንያቱ ድማ…