Fana: At a Speed of Life!

ንምዕባለ እዛ ሃገር ዝምጥን ህንፀት መሰረተ ልምዓት ሓይሊ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ንሃገራዊ ዕቤት ኢኮኖሚ ዝምጥን ህንፀት መሰረተ ልምዓት ሓይሊ እናካየደ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ፡፡ ዳይሬክተር መምርሒ ኮሙኒኬሽን እቲ ትካል ሞገስ መኮንን ከምዝበሉዎ፤ ኣብዚ ሕዚ እዋን ዘሎ ሃገራዊ ሓይሊ ናይ ምፍልፋል ዓቕሚ…

ኢትዮ ቴሌኮምን ማስተር ካርድን ኣገልግሎታት ዲጂታል ፋይናንስ ብሓባር ንምምሕያሽ ዝዓለመ ዘተ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ፈፃት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይዎት ታምሩን ፕሬዚዳንት ማስተር ካርድ ኣፍሪካ ማርክ ኤሊዮትን ሓደሽቲ ኣገልግሎታት ዲጂታል ፋይናንስ ንምጅማር ዕድላት ምትሕብባር ንምፍታሽ ዘኽእ ዘተ ኣካይዶም፡፡ እዚ ማዕቐፍ ምትሕብባር ፕላትፎርምታት ቴሌብርን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ

ጻውዒት ጥቆማ ፕረዚደንት ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ንመላእ ህዝቢ ትግራይ ከምዝፍለጥ በመሰረት ሕገ መንግስቲ ፈዴሪኢ 62(9)፣ ከምኡውን በመሰረት ስምምዕነት ፕሪቶሪያን ኣብ ክልላት ምእታው ጣልቃ መንግስቲ ፈዴራል ንምድንጋግ ብዝወጸ አዋጅ ቁጽሪ 359/1995 መሠረት፣ ከምኡውን…

ስራሕቲ ምኽባር ሕጊ ገበን ግዕዝይና ውፅኦታዊ ንክኾኑ ኣሰራርሓ ምዝማን የድሊ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስራሕቲ ምኽባር ሕጊ ገበን ግዕዝይና ውፅኦታዊ ንክኾኑ ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ኣሰራርሓ ምዝማን የድሊ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም፤ “ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስራሕቲ…

ጂ ኣይ ዜድ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዘለዎ ምትሕብባር ከምዘጠናኽር ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ምስ ሓላፊ ፕሮግራም ዓለም ለኸ ምትሕብባር ልምዓት ሕርሻ ጀርመን (ጂ ኣይ ዜድ) አንድሪያ ዊሊያም-ሰም ዘትዮም፡፡ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን÷ ዓለም ለኸ ምትሕብባር ልምዓት ጀርመን ልሙዕነት ሓመድ…

ኮሪደር ልምዓት ገፀር ጀፎረ ጉራጌ ሕዚ ንዘሎ ጥበብ ምህንድስና ኣብነት ኢዩ – ሙሃዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሪደር ልምዓት ገፀር ጀፎረ ጉራጌ ሕዚ ንዘሎ ጥበብ ምህንድስና ኣብነት ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ኣማኻሪ ዓውዲ ማሕበራዊ ቀዳማይ ሚኒስትር ሙሃዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት ገሊፆም፡፡ ሙሃዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት ኣብ ዞባ ጉራጌ ወረዳ እዣ…

ርክብ ኢትዮጵያን ኮሚሽን ኢኮኖሚክ ኣፍሪካን ዘጠናክር ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ዋና ፅሓፊ ኮሚሽን ኢኮኖሚክ ኣፍሪካ ሕቡራት መንግስታት ክላቨር ጋቴቴ ዘትዮም፡፡ ኣብ ዘትኦም ኢትዮጵያን ኮሚሽን ኢኮኖሚክ ኣፍሪካን ዘሎ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት…

ጋንታ ሸገር ከተማ ናብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዓብያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ላዕለዋይ ሊግ ኢትዮጵያ ምድብ ሓደ እናተሳተፈት ትርከብ ጋንታ ሸገር ከተማ ናብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ምዕባያ ኣረጋጊፃ። ሎሚ መዓለቲ መበል 18 ናይ ምድብ ፀወታ ዘካየደት ሸገር ከተማ ንእንጅባራ ከተማ 5 ን 1 ክትስዕር ክኢላ። እቲ…

መድረኽ ሕውነት ህዝቢታት ሶማሌን ዓፋርን ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርክብ ህዝቢታት ክልላት ዓፋርን ሶማሌን ንምጥንኻር ዝዓለመ መድረኽ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሚኒስትር ዴኤታ ሰላም ከይረዲን ተዘራ (ዶ/ር)፣ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና…

ናይ ትማሊ ዓወት ንዝቕፅል ፀወታ ዓቕሚ ክኾነና ኢዩ – ኣሰልጣኒ መሳይ ተፈሪ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ መሳይ ተፈሪ ትማሊ ምሸት ንጅቡቲ 6 ን 1 ብዝኾነ ሰፊሕ ውፅኢት ምስ ሰዓሩ እቲ ፀወታ ምስዓር ልዑል ትርጉም ከምዘለዎ ገሊፆም። እቲ ዓወት ንዝቕፅሉ ፀወታታት ዓቕሚ ከምዝኾኖም ብምሕባር፤ ኣብቲ ፀወታ ካብ ሓላዊ…