Uncategorized ጉዳይ ዝተጨውያ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ዘፃሪ ጉጅለ ምርመራ ተጣይሹ ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጉዳይ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ደምቢ ዶሎ ዝተጨውያ ተምሃሮ ዘፃሪ ጉጅለ ምርመራ ተጣይሹ እናተሰርሐ ምዃኑ ጀነራል ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ፌደራል እንደሻው ጣሰው ገሊፆም። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፕሬስ ሴክታሪያት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ንጉሱ ጥላሁን፣ ጀነራል…
ቴክኖሎጂ ናሳ ብዛዕባ ፀሓይ ሓበሬታታት ትእክብ ሓዳሽ መንኮራኹር ናብ ህዋ ክልእኽ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትካል ምርምር ጠፈር ኣሜሪካ (ናሳ) ብዛዕባ ፀሓይ ሓበሬታታት ትእክብ ሓዳሽ መንኮራኹር ናብ ህዋ ከምዝልእኽ ኣፍሊጡ። እታ ብምትሕብባር ናሳን ትካል ምርምር ጠፈር ኣውርፓን ትለኣኽ መንኮራኹር፥ ዋልታ ሰሜንን ደቡብን ፀሓይ ዘርኢ ፈላማይ ምስሊ ናብ መሬት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣይተ ለማ መገርሳ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ፈረንሳይ ዑደት ይገብር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ፌዴሪኢ ኣይተ ለማ መገርሳ ዝምራሕ ላዕለዎት መኮንናት ኢትዮጵያ ዝሓዘ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ፈረንሳይ ዑደት ይገብር ኣሎ። እቲ ልኡኽ፥ ምስ ሓለፍቲ ቤት ፅሕፈት ፕዚዳንት፣ ሚኒስትር ምክልኻል ፈረንሳይ፣ ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 45 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ በዓል 11 ለካቲት ኣብ ከተማ ውቕሮ ተኸቢሩ Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 45 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ 11 ለካቲት ኣብ ከተማ ውቕሮ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ተኸቢሩ። እቲ በዓል “መስመርና ኣፅኒዕና ንመኸተ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ኣብ ከተማ ውቕሮ ስታድየም መለስ ካብ ንጉሆ ስዓት 12…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ሕቡራት ዒሚረታት ዓረብ ካብ ቻይና ኣብ ዝመፅኡ ኣባላት ስድራ ቤት ቫይረስ ኮሮና ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሕቡራት ዒሚረታት ዓረብ ካብ ቻይና ዝመፅኡ ኣባላት ስድራ ቤት ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረኸቦም ሚኒስቴር ጥዕና እታ ሃገር ገሊፁ። እቶም በቲ ቫይረስ ተታሒዞም ዝተብሃሉ ኣባላት ስድራቤት ኣብ ፅቡቕ ኩነታትን ከምዝርከቡን ክትትል ሕክምና እናተገበረሎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ሶማሌ ዘይሕጋዊ መሳርሒታት ኲናት እናዘዋወሩ ዝነበሩ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ዘይሕጋዊ መሳርሒታት ኲናት እናዘዋወሩ ዝነበሩ ተጠርጠርቲ ትማሊ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም። ፍሉይ ሓይሊ ክልል ሶማሌ ኣብ ጥቓ ከተማ ጅግጅጋ ኣብ ዝርከብ ጣቢያ መቆፃፀሪ መጋሎቀረን ብዝገበሮ ሃንደበታዊ ፍተሻ፥ ብዶብ ቶጎጫሌ ኣቢሎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካላት ትምህርቲ ሃገር ካብ ውድቀት ዝከላኸል ወለዶ ከፍርያ ይግባእ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መበገሲ ህንፀት ሃገር ዝኾና ትካላት ትምህርቲ ሃገር ካብ ውድቀት ዝከላኸል ወለዶ ከፍርያ ከምዝግባእ ተገሊፁ። ሚኒስቴር ባህሊን ቱሪዝምን ምስ ትካላት ትምህርቲን ኣካላት ኣጋር ትምህርቲን ብምትሕብባር፣ ትካላት ትምህርቲ ኣብ ህንፀት ሃገር ከበርክተኦ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣባል ትካል ንግዲ ዓለም ንምዃን ትገብሮ ድርድር ከምብሓዱሽ ጀሚራ Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ኣባል ትካል ንግዲ ዓለም ንምዃን ትገብሮ ድርድር ከምብሓዱሽ ምጅማራ ተገሊፁ። ኣማኻሪ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ጉዳያት ኢኮኖሚን ፖሊሲን ኣይተ ማሞ ምህረቱ፥ ኢትዮጵያ ኣባል እቲ ትካል ንምዃን ትገብሮ ድርድር ድሕሪ ፃንሒት ዓመታት ክትጅምር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ኣብ ዋሸንግተን ይዛተዩ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣድሂቦም ኣብ ኣሜሪካ ዋሸንግተን ዲሲ ይዛተዩ ኣለዉ። ኣብቲ ዘተ ድማ ሚኒሰትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ሓዊሱ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ሱዳንን…
ቢዝነስ ኒውዝላንድ ንመፈፀሚ መረፃ ኢትዮጵያ ዝውዕል 1 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ገንዘባዊ ሓገዝ ገይራ Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኒውዝላንድ ኣብዚ ዓመት ንዝካየድ ሃገራዊ መረፃ ኢትዮጵያ መፈፀሚ ዝኸውን 1 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ገንዘባዊ ሓገዝ ገይራ። እቲ ስምምዕነት ሓገዝ፥ ተወካሊ ትካል ፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ ቱርሃን ሳለህን…