ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ቻይናን ዘሎ ስትራቴጂካዊ ርክብ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ቻይናን ዘሎ ፅኑዕ ስትራቴጂካዊ ርክብ ኣብ ዝቕፅል ዓመት እውን ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ታን ጂያን ገሊፆም።
እቶም ኣምባሳደር ሓዱሽ ዓመት ፈረንጂ ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ ዓመተ…