Fana: At a Speed of Life!

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብታ ከተማ እናተወገኑ ዝርከቡ ስራሕቲ ፀፅታ ገምጊመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብቲ ምምሕዳር ከተማ ዝተወገኑ ስራሕቲ ፀፅታ ትሽዓተ ኣዋርሕ ገምጊመን። እተን ከንቲባ ኣብቲ እዋን ከምዝበለኦ÷ ንዕቤትን ለውጢን እታ ከተማ ዝምጥኑ ስራሕቲ ፀፅታ ስለዝተሰርሑ ሰላማዊ፣…

ኢትዮጵያን ሩሲያን ብዓውዲ ባህሊ፣ ኪነ ጥበብን ስፖርትን ብሓባር ንምስራሕ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ባህለን ስፖርትን ሸዊት ሻንካ ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢቭጌኒ ተረክሂን ኣብ ዓውዲ ባህሊ፣ ኪነ ጥበብን ስፖርትን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ዘተ ኣሳሊጠን። ኣብቲ ዘተ፥ ኢትዮጵያ በዓልቲ ዋና ብዝሃ ባህሊን ታሪካዊት ሃገርን…

ብመሸጣ መፅሓፍ “የመደመርትውልድ” እናተሃነፀ ዝርከብ ቤተ መፃፍቲ ኣብ ቀረባ እዋን ንምዝዛም ርብርብ ይግባር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስራሕ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ ዝኾነ መሸጣ መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ብዝርከብ ኣታዊ ኣብ ምምሕዳር ድሬዳዋ እናተሃነፀ ዝርከብ ቤተ መፃፍቲ ኣብ ሰለስተ ኣዋርሕ ንምዝዛም እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ፡፡ እቲ ቤተ-መፃሕፍቲ ባህሊ…

ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ 9 ኣዋርሕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ በጀት ዓመት 2017 ዓ.ም ምክያድ ጀሚሩ።   ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ÷ “ኣብቲ መድረኽ ገምጋም ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ዝተሰርሑ…

ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ምስ ምክትል ማኔጂንግ ዳይሬክተር ኣይ ኤም ኤፍ ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ምክትል ማኔጂንግ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ) ናይጄል ክላርክ ተዛቲዩ። ኣብ ኣፈፃፅማ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ብምጥማት ዝተዛተዩ…

ኣብ ጃፓን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ኣትሌት ዳዊት ወልዴ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ጃፓን ከተማ ጊፉ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ዳዊት ወልዴ ተዓዊቱ፡፡ ነቲ ውድድር 1፡00፡06 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ቀዳማይ ብምውፃእ ዝዛዘመ ኣትሌት ዳዊት ወልዴ፤ ኣብቲ ውድድር እንትሳተፍ ንፈለማ እዋን…

10 ሺሕን 600 ዕጡቓት ፃውዒት ሰላም መንግስቲ ከምዝተቐበሉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ 10 ሺሕን 600 ዕጡቓት ፃውዒት ሰላም መንግስቲ ከምዝተቐበሉ ሓላፊ ቢሮ ሰላምን ፀፅታን እቲ ክልል እሸቴ የሱፍ (ዶ/ር) ኣፍሊጦም፡፡ ከም ገለፃ እቶም ሓላፊ፤ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ብምንቅስቓስ ኣብ ተግባር ዘረፋን ምቕታልን…

ኣብ ውድድር ማራቶን ለንደን ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 45 ውድድር ጉያ ማራቶን ለንደን ብደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋ ቀዳመይቲ ብምውፃእ ተዓዊታ፡፡ ኣትሌት ትግስት ነቲ ርሕቐት ንምዝዛም 2 ሰዓት 15 ደቒቕን 50 ሰከንድን ወዲኡላ፡፡ ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ ውድድር ኬንያዊት…

ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ግምጃ ቤት ኣሜሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ምክትል ፀሓፊ ግምጃ ቤት ኣሜሪካ ኤሪክ ሜየር ኣብ ዝተፈላለዩ ክልተኣዊን ዓለም ለኻዊን ጉዳያት ጠሚቶም ተዛቲዮም፡፡ ግምጃ ቤት ኣሜሪካ ኤሪክ ሜየር፤ ኢትዮጵያ እናገበረቶ ኣብ ትርከብ ሃገር በቆል ሪፎርም…

ኣብ ወደብ ኢራን ብዘጋጠመ ከልዑል ምፍንጃር ቁፅሪ መወትቲ 25 በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ወደብ ኢራን ብዘጋጠመ ከልዑል ምፍንጃር ቁፅሪ መወትቲ 25 እንትበፅሕ 800 ሰባት ከምዝተጎድኡ ተገሊፁ፡፡ እቲ ሓደጋ ትማሊ ንጉሆ ኣብ ደቡባዊ ባንዳር ጥቓ ከተማ ኣባስ ኣብ ዝርከብ ወደብ ንግዲ ሻሂድ ራጃኢ ዘጋጠመ ኢዩ። በቲ ሓደጋ ኣብ…