ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልምዓት ኮሪደር ሽም ኢትዮጵያ ሓፍ ዘብል ኢዩ – ጋዜጠኛታት Gebremariam Weldegerima Nov 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብታ ከተማ ዘሎ ልምዓት ኮሪደር ውቁብን መብፅሒ ቱሪዝምን ሽም ኢትዮጵያ ሓፍ ዘብሉ ከምዝኾኑ ጋዜጠታት ዝተፈላለያ መራኸብቲ ሓፋሽ ገሊፆም። "ሚዲያ ንብሄራዊ ተረኽን ህንፀት ሃገርን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንሰብ ሞያን ኣመራርሓን መራኸብቲ ሓፋሽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መራኸብቲ ሓፋሽ ሃገራዊ ሓድነት ዘጠናኽር ትኽክለኛ ፀብፃብ ክሰርሑ ትፅቢት ይግበረሎም – ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መራኸብቲ ሓፋሽ ሃገራዊ ሓድነት ዘጠናኽር ትኽክለኛን ሚዛናዊን ፀብፃብ ክሰርሑ ትፅቢት ከምዝግበረሎም ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ኣገንዚቦም። "ሚዲያ ንብሄራዊ ተረኽን ህንፀት ሃገርን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንኣመራርሓን ሰብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ኣለቃሕቲ ሃገራት ዩሮ ቦንድ ተዛቲዩ Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ጎድና ጎድኒ ኣብ ዋሽንግተን እናተኻየደ ዝርከብ ዓመታዊ ኣኼባ ባንኪ ዓለምን ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤምኤፍ)ን ምስ ኣለቃሕቲ ሃገራት ዩሮ ቦንድ ተዛቲዩ፡፡ ኣብቲ ዘተ ብመሰረት ሓበራዊ መርሃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ናብ ቡሩንዲ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ፅባሕ ኣብ ዝካየድ መበል 23 ጉባኤ መራሕቲ ሓበራዊ ዕዳጋ ሃገራት ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ (ኮሜሳ) ንምስታፍ ናብ ቡሩንዲ ቡጁምቡራ ኣቲዮም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ መልቾይር እንዳዳዬ…
Uncategorized ኢንዱስትሪታት ኣብ ወፃኢ ዝርከቡ ዕድላት ዕዳጋ ንምጥቃም ከሰርሑ ከምዝግባእ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ኣብ ወፃኢ ሃገር ዘለዉ ዕድላት ዕዳጋ ንምጥቃም ብዝተወደበን ዝተዋደደን ኩነታት ክሰርሑ ከምዘለዎም ሚኒስቴር ኢንዱሰትሪ ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ምስ ኣመራርሓን ሰብ ዋናን ኢንዱስትሪ ጨርቀ መርቂን ዓለባን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ብዙሓት ጉዳያት ዘዕግብ ውፅኢታት እናመዝገበት ትርከብ – ኣይተ ኣደም ፋራህ Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ዓመታት ብብዙሓት ጉዳያት ዘዕግብ ውፅኢታት ከምዘመዝገበት ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕረዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ገሊፆም፡፡ ኣይተ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ስፔን ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ህይወት 51 ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስፔን ቫሌንሺያ ከቢድ ዝናብ ብዘስዐቦ ሓደጋ ውሕጅ ብውሑዱ ህይወት 51 ሰባት ሓሊፉ፡፡ ገዛኢ እቲ ከባቢ ካርሎስ ማዞን÷ ዘጋጠመ ሓደጋ ስዒቡ 1 ሺሕን ወታደራትን ብዙሓት ሰራሕተኛታት መድሕን ህይወትን ናብቲ ቦታ ከምዝተዋፈሩ ተዛሪቦም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ናበ ዲጂታል ቆፀራ ህዝቢን ገዛን ትጓዓዝ ኣላ – ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ስራሕ ምስትውዓል ብምጥቃም ኢትዮጵያ ናብ ሙሉ ዲጂታል ቆፀራ ህዝቢን ገዛን እናተጓዓዘት ትርከብ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ 9ይ ኮሚሽን ስታትስቲክስ ኣፍሪካ “ኣፍሪካዊ ፈጠራ ኣብ ልምዓት ስታቲስቲክስ ምልማዕ”…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ 3ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ከካይድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ 4ይ ዓመት ዘበን ስራሑ 21 ጥቅምቲ 2017 ዓ.ም ካብ ንጉሆ 2፡30 ጀሚሩ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ 3ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ከካይድ ኢዩ፡፡ ኣብቲ ስሩዕ ኣኼባ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዝደንፈዐ ታሪኽ ከተማና ዘኽብር ቀረብ ቱሪዝም ንምዕባይ ዝተዋደደ ፃዕሪ ወሳኒ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዝደንፈዐ ታሪኽ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘኽብር ቀረብ ቱሪዝም ንምዕባይ ኣብ ሞንጎ ኩሎም መዳርግቲ ኣካላተ ዝተዋደደ ፃዕሪ ወሳኒ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣገንዚቦም። ኣዲስ ኣበባ ብዙሓት ሃገራዊን ዓለም ለኻዊን ፍፃመታት…