Fana: At a Speed of Life!

ኢኮኖሚ ካሊፎርኒያ ኣብ ኢኮኖሚ ዓለም ራብዓይ ደረጃ ሒዛ ንዝነበረት ሃገረ ጃፓን በሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ግዝኣት ኣሜሪካ ዝኾነት ካሊፎርኒያ ኣብ ደረጃ ልዑል ኢኮኖሚ ዓለም ሃገራት መበል ራብዓይ ካብ ዝተቐመጠት ጃፓን ከምዝበለፀ ዕላዊ ኮይኑ። ካብ ትካል ገንዘብ ዓለም (ኣይ ኤም ኤፍ)ን ቢሮ ትንተና ኢኮኖሚ ዩኤስን ብመሰረት ዝተረኸበ ሓበሬታ÷…

ርክብ ኢትዮጵያን ግሪኽን ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፈ-ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርክብ መንግስታትን ህዝቢ ምስ ህዝቢን ኢትዮጵያን ግሪኽን ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፈ-ጉባኤ ባይተዎ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም፡፡ ኣፈ-ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ብኣባል ፓርላማ ግሪኽን ሓላፊ ጉባኤ ኢንተርፓርሊያመንት ኦርቶዶክስን ማክስሞስ ቻራኮፖሎስ…

ሰብኣዊ ሓገዝ ብዘላቕነት ብርእ ዓቕሚ ንምሽፋን ዕዉት ስራሕ እናተሰርሐ ምዃኑ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰብኣዊ ሓገዝ ብዘላቕነት ብርእ ዓቕሚ ንምሽፋን ኣብ ኩለን ክልላት ዕዉት ስራሕ እናተሰርሐ ከምዝርከብ ኮሚሽነር ኣመራርሓ ስራሕ ድሉውነት ስግኣት ሓደጋ ኢትዮጵያ ኣምባደር ሽፈራው ተክለማርያም(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ኮሚሽነር ኢትዮጵያ ሰብኣዊ…

ስራሕቲ ልምዓት ኣዲስ ኣበባ ዓለም ለኸ ተወዳዳራይነት እታ ከተማ ዘዕብዩ ኢዮም ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተወገኑ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ናብራ እታ ከተማ ዘማዕብሉ፣ ምስላ ዝቕይሩን ዓለም ለኸ ተወዳዳራይነታ ዘዕብዩ ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ሓለፍቲ ስራሕን ሰራሕተኛታታትን ትካላት ማሕበራዊ ሴክተርን ኣንብ…

ክልል ቤኒንሻንጉል ጉምዝ ልዕሊ 3 ሺሕን 100 ኪሎ ግራም ወርቂ ናብ ብሄራዊ ባንኪ ከምዘእተወ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክልል ቤኒንሻንጉል ጉምዝ ኣብ ትሽዓተ ኣዋርሕ እቲ በጀት ዓመት ልዕሊ 3 ሺሕን 100 ኪሎ ግራም ወርቂ ናብ ብሄራዊ ባንኪ ከምዘእተወ ኣፍሊጡ፡፡ ብፍሉይ ትሑት ኣፍረይቲ ወርቂ፣ ብኣዘዋወርቲን ብኩባንያታት ዝፈረየ 3 ሺሕን 170 ነጥቢ 6 ኪሎ ግራም…

ኣብ ክልል ትግራይ ብዝተፈጠረ ሰላም ዝተወገኑ ስራሕቲ ዕቀባ ሓመድን ማይን መፍረያይነት የዕበዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ብዝተፈጠረ ሰላም ኣቢሉ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ብዝተወገኑ ስራሕቲ ዕቀባ ሓመድን ማይን መፍረያይነት ክውስኽ ከምዝገበሩ ኣብ ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ገሊፁ፡፡ ኣብቲ ክልል ኣብ ቀረባ ዓመታት…

ልምዓት ኮሪደር ካዛንቺስ ኣብ ምዕዋት ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ ኣካላት ኣፍልጦ ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ልምዓት ኮሪደር ካዛንቺስ ብዓወት ንኽዛዘም ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ ኣካላት መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ይካየድ ኣሎ፡፡ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ምምሕዳር ከምኡ እውን ዕድመ…

ኣርሰናልን ክሪስታል ፓላስን ሎሚ ምሸት ፀወተአን ክገብራ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 34 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናል ኣብ ሜዳኣ ኤሚሬትስ ምሸት ሰዓት 4 ንክሪስታል ፓላስ ክተተናግድ ኢያ። ክልቲአን ጋንታታት ብኹሉ ዓይነት ውድድር ኣብ ዝገበረኦ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ሕድሕድ ፀወታታት ኣርሰናል ሓሙሽቲኦም…

ካዛንቺስ ሎሚ ናይ ሓበራዊ ፃዕሪን ለውጢን ሽልማትና ኮይና ተረኺባ ኣላ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝተጎሳቖሉን ኣዚዮም ዝተጎድኡን ኣባይቲን ከባቢን ዝርከበላ ዝነበረት ካዛንቺስ ሎሚ ናይ ሓበራዊ ፃዕሪን ለውጢን ሽልማትና ኮይና ተረኺባ ኣላ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ትማሊ…

ኢትዮጵያ መድን ንኢትዮ ኤሌክትሪክ ብምስዓር መሪሕነታ ኣጠናኺራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 26 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ መድን ንኢትዮ ኤሌክትሪክ 2 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር መሪሕነታ ኣጠናኺራ ። ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ኢትዮጵያ መድን ንኽትዕወት መሓመድ ኣበራ ብፍፁም ቅላዕን…