ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቹጋል ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ብሓባር ክትሰርሕ ከምትደሊ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምትሕብባርን ፓርቹጋል ኑኖ ሳምፓዮ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ፖርቹጋልን ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ዘሎ ምትሕብባር ናብ ዝለዓለ ብርኪ ምስግጋር ኣብ ዝከኣለሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንህንፀት ግድብ ህዳሰ ልዕሊ 271 ሚሊየን ብር ሓገዝ ተኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ንህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝውዕል ልዕሊ 271 ሚሊየን ብር ሓገዝ ከምዝተኣከበ ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ ፕሮጀክት ግድብ ህዳሰ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ቤት ፅሕፈት ፈፃሚት ፐብሊክ ዲፕሎማሲን ስራሕ ርክብ ህዝቢን…
ስፓርት ኣብ ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ባርሴሎናን ባየርን ሙኒክን ዝገብረኦ ግጥም ትፅቢት ይግበረሉ Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳልሳይ ዙር ካልኣይ መዓልቲ ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ እንትቕፅሉ ጋንታታት ባርሴሎናን ባየርን ሙኒክ ዝገብረኦ ግጥም ትፅቢት ይገበረሉ፡፡ ምሸት ሰዓት 1፡45 ኣብ ከተማ ቤርጋሞ ጣሊያናዊት ጋንታ ኣታላንታ ምስ ስኮትላንዳዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ሰሙን 3 መዓልቲ ናብ ሞንሮቪያ ንምብራር እንደተሰናደአ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ 21 ሕዳር 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ሰሙን 3 መዓልቲ ናብ ላይቤሪያ ሞንሮቪያ ኣገልግሎት በረራ መገደኛታት ከምዝጅምር ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር ናብ ሞንሮቪያ ኣብ ሰሙን ሰለስተ መዓልቲ ምብራሩ ኣብ ምዕራብ ኣፍሪካ ዘለዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘይስሩዕ ዝናብን ወራር ባልዓትን ቀንዲ ፈተናታት መፍረያይነት ሕርሻ ትግራይ ከምዝኾኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Oct 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘይስሩዕ ዝናብ፣ ወራር ባልዓትን ሕማማትን ቀንዲ ፈተናታት መፍረያይነት ሕርሻ 2016/17 ዓ.ም ምኳኖም ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ምክትል ሓላፊ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሃፍቲ ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ኢንቨስትመንት ቱሪዝም ንኽዋፈሩ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Oct 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ኢንቨስትመንት ቱሪዝምን ካልኦት ኣማራፂታት ቢዝነስን ንኽዋፈሩ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጃፓን ዳባ ደበሌ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ብኣሰናዳእነት ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጃፓን መስሕባት ቱሪስት ኢትዮጵያ ዘፋልጥ መድረኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2017፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንገሰስታት (ውሕመ) ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ውሕመን ዘሎ ዞባዊ ሰላምን ፀፅታን ምትሕብባር ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ጉዳይ ተመያይጦም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ጉባኤ ብሪክስ ንምስታፍ ኣብ ሩሲያ ይርከቡ Gebremariam Weldegerima Oct 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2017፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ጉባኤ ብሪክስ ንምስታፍ ኣብ ሩሲያ ካዛን ይርከቡ። ጉጅለ ልኡኽ ሚኒስትራት ምስቶም ቀዳማይ ሚኒሰትር ንጉባኤ ብሪክስ ኣብ ሩሲያ ካዛን ከምዝተረኸበ እውን…
Uncategorized ኢትዮጵያን ቼክ ሪፐብሊክን ኣብ ሓደሽቲ ዘፈራት ልምዓት ጠሚተን ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Oct 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2017፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ቼክ ሪፐብሊክን ኣብ ሓደሽቲ ምትሕብባራት ዘፈራት ልምዓት ጠሚተን ክልተኣዊ ዘተ ኣካይደን። ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰው ነመናእሰይ ዕድል ስራሕ ኣብ ምፍጣርን ምትእስሳር እታወ ፍረምረን ኣብ ምፍለጥን ብምድሃብ ዝነበሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ካፍ ኢትዮጵያ ዘቕረበቶ ሕቶ ምስንዳእ ፅዋዕ ኣፍሪካ ተቐቢሉ ንኸፅድቕ ፃውዒት ኣቕሪቦም Gebremariam Weldegerima Oct 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮንፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣፍሪካ (ካፍ) ኢትዮጵያን ፅዋዕ ኣፍሪካ 2029 ንምትእንጋድ ዘቕረበቶ ሕቶ ንኽቕበልን ከፅድቕን ፕሬዚዳንት ፌዲሪኢ ታዬ ኣፅቀስላሴ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 46…