Fana: At a Speed of Life!

ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ሞሮኮ ልውውጥ ልምዲ ይገብር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ሰላምን ፀፅታን፣ ሓለፍቲ ፀፅታ ፌዴራልን ክልልን ሓዊሱ ኣቦታት ሃይማኖት ዘካተተ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ሞሮኮ ልውውጥ ልምዲ እናገበረ ይርከብ፡፡ እቲ ልውውጥ ልምዲ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ጥንኩር ክልተኣዊ ርክብ…

ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ምስ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ምስ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ጠሚቱ ተዛቲዩ። ኣብቲ እዋን ዘተ፤ ኣብ ኢትዮጵያ እናተኻየደ ዝርከብ ከይዲ ሃገራዊ ዘተ እዋናዊ ተግባራት ብዝምልከት ብኮሚሽነራት ገለፃን መብርሂን ተገይሩ።…

ኣብ ከተማ ኣደስ ኣበባ ብሓደጋ ትራፊክ ህይወት 4 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ሀይወት ኣርባዕተ ሰባት ሓሊፉ። እቲ ሓደጋ ሎሚ መዓልቲ ከባቢ ሰዓት 4 ካብ ጎሮ ናብ ኮዬ እናተጓዓዘት ዝነበረት ኣይሱዙ ተሽከሪካሪት ትኬት ኣውቶብስ እናቖረፁ ዝነበሩ ዜጋታት ብምግጫዋ ዘጋጠመ…

እስራኤል ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓታት 185 ዒላማታት ሂዝቦላህ ከምዝወቕዐት ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሊባኖስ ኣብ ልዕሊ ጉጅለ ሂዝቦላህ መጥቃዕቲ እናፈፀመት ትርከብ እስራኤል ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓታት 185 ዝኾኑ ዒላማታት ሂዝቦላህ ከምዝወቕዐት ገሊፃ። ሓይሊ ምክልኻል እስራኤል ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፤ ኣብ ደቡባዊ ሊባኖስ ብእግረኛ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ኣማን ተወሳኺ 3 በረራታት ከምዝገብር ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ 25 ጥቅምቲ 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ናብ ርእሰ ከተማ ዮርዳኖስ ኣማን ተወሳኽቲ ሰለስተ በረራታት ከምዝገብር ኣፍሊጡ። እቶም በረራታት በቢሰሙኑ ሰኑይ፣ ረቡዕን ዓርቢን ዝግበሩ ከምዝኾኑ ካብቲ መገዲ ኣየር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…

ጀነራል ኣበባው ታደሰ ኣብ ኢንዱስትሪያል መገጣጠሚ መኪና ፊቤላ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ኢታማዦር ሹም ላዕለዋይ ሓይሊታት ጦር ጀነራል ኣበባው ታደሰ ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን ዝርከብ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ኢንዱስትሪያል መገጣጠሚ መኪና ፊቤላ ዑደት ገይሮም። ኣብ ዑደቶም ድማ ተገጣጠመን ንስራሕ ድሉዋት ዝኾና…

3 ጋንታታት ኩዕሾ ኢድ ኢትዮጵያ ኣብ ሞሮኮ ክሳተፋ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰለስተ ጋንታታት ኩዕሾ ኢድ ኢትዮጵያ ኣብ ሞሮኮ ከተማ ላዩን ኣብ ዝካየድ መበል 45 ሻምፒዮና ጋንታታት ኩዕሾ ኢድ ደቂ ተባዕትዮን ደቂ ኣንስትዮን ክሳተፋ ኢየን። እተን ተሳተፍቲ÷ ጋንታታት ኩዕሾ ኢድ መቐለ 70 እንደርታ፣ መቻልን ቂርቆስ ክፍለ…

ኢትዮጵያ ኣጀንዳታት ስምምዕነት ፍልሰት ኣብ ፖሊሲታት ተኻቲቶም ንኽፍፀሙ እናገበረት ምዃና ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣጀንዳታት ዓለም ለኸ ስምምዕነት ፍልሰት ኣብ ዝተፈላለዩ ፖሊሲታት ልምዓትን ትልሚታትን ተኻቲቶም ንኽፍፀሙ እናገበረት ምዃና ሚኒስትር ፍትሒ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ገሊፆም። ዓለም ለኸ ስምምዕነት ፍልሰት ኣህጉራዊ ኣኼባ…

ብራዚል ኣብ ልዕሊ ኤክስ ኣንቢራቶ ዝነበረት እገዳ ኣልዒላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ብራዚል ኣብ ልዕሊ ናይ ቀደም ሽሙ ትዊተር ናይ ሕዚ ኤክስ ኣንቢሩዎ ዝነበረ እገዳ ከምዘልዐለ ኣፍሊጡ። ብቢሊየነር ኤሎን መስክ ኣብ ልዕሊ ዝመሓደር ኤክስ ተነቢሩ ዝነበረ እገዳ ዝተልዓለ እቲ ኩባንያ 5 ሚሊየን ዶላር ካሕሳ…

ኣብ ሻምፕዮና ብሽክሌታ ኣፍሪካ ፅጌ ካሕሳይ ብጁኒየር ደቂ ኣንስትዮ ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊታ

አዲስ አበባ፣ መስከረም 29፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኬንያ ይሳለጥ ኣብ ዘሎ ሻምፕዮና ብሽክሌታ ኣፍሪካ 2024 ፅጌ ካሕሳይ ብጁኒየር ደቂ ኣንስትዮ ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊታ። ሎማዓንቲ ረቡዕ ብደቂ ኣንስትዮ ጁንየር ውድድር ውልቀ ክሮኖ ሜትር ብምትእንጋድ ዝጀመረ ሻምፕዮና ብሽክሌታ ኣፍሪካ…