Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብ ሓበራዊ ተረባሕነት ሃፍቲ ማይ ፅኑዕ መርገፂ ከምዘለዋ ተገለጸ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ሓበራዊ ተረባሕነት ሃፍቲ ማይ ዘለዋ መርገፂ ሕዚ እውን ፅኑዕ ከምዝኾነ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ገሊፆም፡፡ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጅማ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 11 ፎረም ዲፕሎማሲን ኮሙኒኬሽንን ማይ…

ብ‘ሃሪኬን ሚልተን’ እናተወቕዐት ትርከብ ፍሎሪዳ ነበርታ ካብ መረበቶም ይወፅኡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ግዝኣት ፍሎሪዳ ዘጋጠመ ዝናብ ዝተሓወሶ ኣውሎ ንፋስ (ሃሪኬን ሚልተን) ብሚሊየን ዝቑፀሩ ነበርቲ ከባቢኦም ሓዲጎም ክወፅኡ ከምዘገደዶም ተሓቢሩ፡፡ ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን÷ ፍሎሪዳ ሕዚ ካብ ዘጋጠመ ንላዕሊ ኣብ ዝቕፅሉ መዓልቲታት ዝናብ…

ናይ ኣደባባይ በዓላት ንኸተማና ተወሰኽቲ ፅባቐ ኢዮም – ከንቲባ ኣዳነች

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኣደባባይ በዓላት ንኸተማና ተወሰኽቲ ፅባቐን መስሕብ ቱሪስትን ኢዮም ክብላ ከንቲባ መምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናይ ኣደባባይ በዓላት ብድምቀት ተኸቢሮም ንኽዛዘሙ ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ…

ኮል ፓልመር ብሉፅ ተፃዋታይ ሃገራዊት ጋንታ እንግሊዝ እዚ ዓመት ተሸላሚ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፃዋታይ ጋንታ ቼልሲ ኮል ፓልመር ብሉፅ ተፃዋታይ ሃገራዊት ጋንታ እንግሊዝ ዓመተ 2023/24 ብምዃን ተዓዊቱ፡፡ ወዲ 22 ዓመት ኮል ፓልመር ብህዝቢ ብዝተገበረ መረፃ ንተፃዋታይ ጋንታ ሪያል ማድሪዱን ጁድ ቤሊንግሃምን ተፃዋታይ ጋንታ ኣርሰናል…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ዓውደ ምርኢት ስፔሻሊቲ ቡን ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ማሕበር ስፔሻሊት ቡን ጃፓን ኣብ ዘሰናደኦ ዓለም ለኸ ዓውደ ምርኢት ስፔሻሊቲ ቡን ትሳተፍ ኣላ፡፡ እቲ ዓውደ-ምርኢት ዘጀመሩ ኣብ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጃፓን ዳባ ደበሌ፣ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ጃፓን፣ ፕሬዚዳት ማሕበር ስፔሻሊቲ ቡን…

19 ሃገራት ኣፍሪካ ዝተሳተፉሉ ጉባኤ ዲጂታል ስርዓት ሓበሬታ ጥዕና ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ፈላማይን ኣብ ዲጂታል ስርዓት ሓበሬታ ጥዕና ማሕበረሰብ ዘድሀበን ጉባኤ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ካብ 19 ሃገራት ኣፍሪካ ዝተውፃእፅኡ ኣብ ዲጂታል ጥዕና ዝሰርሑ ኣመራርሓታትን ሰብ ሞያን ከምኡ እውን…

ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ኮይነ ንምግልጋል ብምስያመይ ክብሪ ይስመዐኒ – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓምሻይ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ኮይነ ንኸገልግል ብምስያመይ ክብሪ ይስመዐኒ ክብሉ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ነዛ ዓባይን…

ኣንድሪያስ ኢንየስታ ጫምኡ ከምዝሰቅል ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ታሪኽ ኩዕሶ እግሪ ካብ ዝተራእዩ ብሉፃት ተፃወትቲ ሓደ ምዃኑ ዝንገረሉ ኣንድሪያስ ኢንየስታ ኣብ መበል 40 ዓመቱ ጫምኡ ከምዝሰቐለ ኣፍሊጡ። ምስ ሃገራዊት ጋንትኡ ኣብ 131 ግጥማት ዝተፃወተ ስፔናዊ ተፃዋታይ÷ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ…

ሸሞንተ ፕሮጀክቶች ናይ ኣዲስ ኣበባ ካልኣይ ምዕራፍ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር

ሸሞንተ ፕሮጀክቶች ናይ ኣዲስ ኣበባ ካልኣይ ምዕራፍ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ኮሪደርን ዳግመ ምልማዕን ካሳንቺስ- እስጢፋኖስ-መስቀል ኣደባባይ- ሜክሲኮ- ቸርችል-ኣራት ኪሎ እና (ንውሓት እቲ ኮሪደር 40.4 ኪ/ሜ) ጫካ ፕሮጀክት (ሳውዝ ጌት)- መገናኛ- ሃያ ሁለት- መስቀል ኣደባባይ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክልኣይ ምዕራፍ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክልኣይ ምዕራፍ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ኣብዚ ሰሙን ከምዝተጀመረ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጠን። ከንቲባ ኣዳነች ካልኣይ ምዕራፍ ስራሕቲ ልምዓ ኮሪደር ኣመልኪተን ንመራኸብቲ ሓፋሽ ዝርዝር መብርሂ ሂበን። ቀንዲ…