Fana: At a Speed of Life!

ራፋዬል ቫራን ጫማ ሰቒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮኸብ ተፃዋታይ ኩዕሾ እግሪ ሃገራዊት ጋንታ ፈረንሳይን ጋንታታት ሪያል ማድሪድን ማንቼስተር ዩናይትድ ራፋዬል ቫራን ፀወታ ጠጠው ከምዘበለ ኣፍሊጡ፡፡ ቫራን ኣብ ዝሓፈ ክረምቲ መስኮት ዝውውር ንጋንታ ማቼስተር ዩናይትድ ብምልቃቕ ናብ ጣሊያናዊት…

ዓለም ንዅናት እተጥፈኦ ሃፍቲ ፅዕንቶ ለውጢ ንብረት ኣየር ንምፅዋር ክተውዕሎ ኣለዋ – ፕሬዚዳንት ሉላ ዳ ሲልቫ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ዓለም ንዅናት እተጥፈኦ ሃፍቲ ፅዕንቶ ለውጢ ንብረት ኣየር ንምፅዋር ክተውዕሎ ኣለዋ ክብሉ ፕሬዚዳንት ብራዚል ሉላ ዳ ሲልቫ ገሊፆም። ኣብ ኒውዮርክ እናተኻየደ ዝርከብ መበል 79 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ይቕፅል ኣሎ።…

ኣምባሳደር ታዬ ምስ ሓጋዚት ሚኒስትር ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ሓጋዚት ሚኒስትር ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ሞሊ ፊ ሓበራዊ ጉዳያት ኣብ ዝጠልቡ ዛዕባታት ጠሚቶም ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ታዬ÷ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ጥንኩር…

በዓል ዳሜራ መስቀል ዝኽበረሉ መስቀል ኣደባባይ ናይ ምፅራይ ስራሕ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ በዓል መስቀል ዳሜራ ምኽንያት ብምግባር መስቀል ኣደባባይ ናይ ምፅራይ ስራሕ ኣሳሊጡ፡፡ ኣብቲ ስራሕቲ ፅሬት ሓለፍቲ ስራሕ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ፣ ዝተፈላለዩ መራሕቲ ሃይማኖታትን ምእመናንን ተሳቲፎም፡፡

ጋንታ ማንቼስተር ዩናይትድ ስታዲየም ኦልድትራፎርድ ክተሕድስ ምዃና ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ማንቼስተር ዩናይትድ ውሩይ ስታዲየም ኦልድትራፎርድ ብክልተ ቢሊየን ፓውንድ ወፃኢ ክተሐድስ ምዃና ኣፍሊጣ፡፡ እቲ ሕድሳት እንትዛዘም ዓቕሚ መሓዝ ተመልከትቲ እቲ ስታዲየም ልዕሊ 100 ሺሕ ከምዝኸውን ተገሊፁ። ሕድሳት እንትዛዘም ኣብ…

ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ስምምዕነት ዝገበረትሎም ፕሮጀክታት ምትሕብባር ኢኮኖሚ ተግባራዊ ከምዝግበሩ ኣረጋጊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ስምምዕነት ዝተበፀሐሎም ፕሮጀክታት ምትሕብባር ኢኮኖሚ ከምኡ እውን ካብ ቀረፅን ታሪፍን ናፃ ዕድላት ዕዳጋ ትኹት ተገይሩሎም ተግባራዊ ከምዝግበሩ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዋንግ ዩ ኣፍሊጦም፡፡ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር…

ኤክስፖ መዓድንን ቴክኖሎጂን ማይንቴክስ ኣብ ወርሒ ሕዳር ክየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)3ይ ኤክስፖ መዓድንን ቴክኖሎጂን ማይንቴክስ ካብ 14 ክሳብ 17 ሕዳር 2017 ዓ.ም ኣብ ኣዳራሽ ሚሊኒየም ከምዝካየድ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ። ኣብቲ ኤክስፖ ብዙሓት ዓለም ለኸ ኩባንያታት ከምዝሳተፉን ነቲ ኩነት ኣድላዪ ምድላው ከምዝተገበረን ተገሊፁ፡፡…

ኣብ ሶማሊያ ብወፃኢ ሓይሊታት ዝግበር ቀረብ ኣፅዋር እታ ሃገር ኣብ ኢድ ግብረ ራዕዲ ክትወድቅ በሪ ዝኸፍት ኢዩ – ኣምባሳደር ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሶማሊያ ኣብ ዘይተረጋገአ ኩነታት ድሕንነት ብናይ ወፃኢ ሓይሊታት ዝግበር ቀረብ ኣፅዋር ኣብ መወዳእታ እታ ሃገር ኣብ ኢድ ሓይሊታት ግብረ ራዕዲ ንክትወድቅ በሪ ዝኸፍት ዝኽእል ከምዝኾነ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀ ስላሴ…

390 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 390 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኩሎም ተመለስቲ ደቂ ተባዕትዮ እንትኾኑ÷ ካብ ሞንጎ እዚኣቶም እቶም 7 ትሕቲ 18 ዓመት ዝኾኑ ሰገናት ኢዮም፡፡ ንተመለስቲ ዜጋታት ግቡእ ሓገዝ…

ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ሰሜን ኮሪያ ፅዋዕ ዓለም ትሕቲ 20 ዓመት ኣልዒላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ሰሜን ኮሪያ ፅዋዕ ዓለም ትሕቲ 20 ዓመት ንመበል ሳልሳይ ግዘ ኣልዒላ። እዚ ድማ ቅድሚ ሕዚ ሰለስተ ግዘ ፅዋዕ ዓለም ምስ ዝዓተራ ሃገራዊ ጋንታታት ጀርመንን ኣሜሪካ ታሪኽ ክትካፈል ከምዝገበራ ተሓቢሩ። ሰሜን…