Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተሃነፁ ቦታታት መስሕብ ቱሪዝም ንሃገራት እቲ ዞባ  ብፅቡቕ መርአዪ ዝፅርሑ ኢዮም – ሓለፍቲ ቱሪዝም ኣባል ሃገራት ኢጋድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተሃነፁ ቦታታት መስሕብ ቱሪዝም ንሃገራት እቲ ዞባ  ብፅቡቕ መርአዪ ዝፅርሑ ከምዝኾኑ ሓለፍቲ ስራሕ ዓውዲ ቱሪዝም ኣባል ሃገራት በዓል መዚ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ገሊፆም። ሓለፍቲ ስራሕ ዓውዲ ቱሪዝም…

ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 500 ውፅኢት ንዘምፅኡ 200 ተምሃሮ ናፃ ዕድል ትምህርቲ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብዚ ዓመት ፈተና 12 ክፍሊ ልዕሊ 500 ውፅኢት ንዘምፅኡ 200 ተምሃሮ ናፃ ዕድል ትምህርቲ ከምዝሃበ ኣፍሊጡ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ባዕሉ ዘመሓድር (ራስ ገዝ) ምዃኑ ስዒቡ ብናይ ባዕሉ ስርዓት ቅበላ ተቐቢሉ ንምምሃር ምዝገባ…

ፖርቹጋል ዘጋጠማ ማዕበል ባርዕ ሓዊ ንምክልኻል ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣዊጃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖርቹጋል ዘጋጠማ ካብ ቁፅፅር ወፃእ ዝኾነ ማዕበል ባርዕ ሓዊ ንምክልኻል ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ከምዝኣወጀት ኣፍሊጣ። ኣብ መጀመርታ እዚ ሰሙን ኣብ ሰሜናዊ ፖርቹጋል ብዘጋጠመ ማዕበል ባርዕ ሓዊ ክሳብ ሕዚ ህይወት ሸውዓተ ሰባት ከምዝሓለፈ ተገሊፁ፡፡…

ኢትዮጵያ ፍኖተ ካርታ ዘላቒ ልምዓት ቱሪዝም ኢጋድ ጋህዲ ንምግንባር መሪሕ ከምትኸውን ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ፍኖተ ካርታ ዘላቒ ልምዓት ቱሪዝም ኢጋድ ጋህዲ ንምግንባር መሪሕ ከምትኸውን ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ ገሊፀን። ሚኒስትራት ቱሪዝም በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ኣብ ፍኖተ ካርታ ዘላቒ ቱሪዝም ኢጋድ"…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኣቴንስ ዝገብሮ ሳምንታዊ በረራ ክብ ኣቢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ 23 ሕዳር 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ናብ ርእሰ ከተማ ግሪኽ ኣቴንስ ዝገብሮ ሳምንታዊ በረራ ናብ ሽዱሽተ ክብ ንምባል ምድላው ከምዝዛዘመ ኣፍሊጡ። ቅድም ክብል ናብ ኣቴንስ ዝገብሮ ሳምንታዊ በረራ ኣርባዕተ ከምዝነበረ እቲ መገዲ…

መርሃ ግብሪታት ንፅህቲ ኢትዮጵያን ሓምለዋይ አሰርን ጥዑይ ዜጋ ንምፍጣር ወሰንቲ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪታት ንፅህቲ ኢትዮጵያን ሓምለዋይ አሰርን ጥዕንኡ ዝተሓለወን አፍራዪን ዜጋ ንምፍጣር መሰረት ዘንብሩ ወፍሪታት ከምዝኾኑ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ ገሊፀን። ምቹው መንደርን ንፅህቲ ሃገርን ምፍጣር ዜጋታት ተመሓላለፍቲን…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ኤሌክትሮኒክ መለክዒ መንግስቲ ደረጃኣ ኣመሓይሻ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዓለም ለኸ ኤሌክትሮኒክ መለክዒ መንግስቲ ደረጃኣ ኣመሓይሻ። በቢክልተ ዓመት ዝመፅእ ዓለም ለኻዊ መለክዒ ኢ-መንግስቲ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትማሊ ኣብ ኒዮርክ ጎድና ጎድኒ ኣኼባ እቲ ውድብ ዕላዊ ኮይኑ።…

ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ዝተጀመሩ ስራሕቲ ምጥንኻር ከምዝግባእ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣገንዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ዝተጀመሩ ተግባራት ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ከምዝግባእ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣገንዚቦም። መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ በጀት ዓመት 2016ን ትልምሚ 2017 በጀት…

ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ካብ ዓለም ለኸ ትካላት ሚዲያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ጋዜጠኛታት ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ክፍሊ ፕሬስ ሴክሬታሪያት ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ካብ ዓለም ለኸ ትካላት ሚዲያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ጋዜጠኛታት ዘተ ኣካይዱ። ዕላማ እቲ ዘተ ሚዛናዊን ጭቡጥን ሽፋን ፀብፃብ ምዕባይ ከምዝኾነ ሓበሬታ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ…

ጋንታ ሮማ ንኣሰልጣኒ ዳንኤል ዲ ሮሲን ኣሰናቢታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ጣሊያናዊት ጋንታ ሮማ ንኣሰልጣኒ ዳንኤል ዲ ሮሲን ካበ ሓላፍነቱ ከምዘሰናበተቶ ኣፍሊጣ። እቲ ኣሰልጣኒ ካብ ሓላፍነቱ ዝተልዓለ ንጋንታ ሮማ ዕውትቲ ክገብራ ኣይከኣለን ብዝብል ኢዩ፡፡ ሮማ ካብ ዘካየደተን ኣርባዕተ ፀወታታት እተን ሰለስተ…