ስፓርት ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ 6 ፀወታታት ክግበሩ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 19 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ሽዱሽተ ፀወታታት ክግበሩ ኢዮም። ብመሰረት እዚ 11፡30 ሌስተር ሲቲ ኣብ ሜዳኣ ንማንቼስተር ሲቲ ክተተኣናግድ ኢያ፡፡ ምሸት 12 ሰዓት ድማ ክሪስታል ፓላስ ምስ ሳውዝ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ደቡብ ኮሪያ ኣውሮፕላን ተሓምሺሻ 176 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ደቡብ ኮሪያ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምሕምሻሽ ኣውሮፕላን ክሳብ ሕዚ 176 ሰባት ህይወቲም ሓሊፉ። 175 መገደኛታትን 6 ሰራሕተኛታት በረራን ካብ ታይላንድ ባንኮክ ተበጊሳ ደቡብ ኮሪያ ዝበፅሐት እታው ኣውሮፕላን÷ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ሙኣን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ንዓይነ ስውራን ሓገዝ መነፅር ገይሩ Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን ን250 ዓይነ ስውራን ዘበናዊ መንበቢ ሓገዝ መነፅር ገይሩ። እቲ ሓገዝ 113 ተምሃሮ ተጠቃሚ ከምዝኾኑን ዝተረፉ መምህራን ከምኡ እውን ሰራሕተኛታት መንግስቲ ኢዮም ተባሂሉ፡፡ እቲ መነፅር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ 67 ከተማታት ኣልግሎት 4ጂ ሞባይል ኔትወርክ ኣጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ 67 ከተማታት ልዑል ቅልጣፈን ዘተኣማምን ኣገልግሎት ዳታ ንምቕራብ ዘኽእልን ዘበናዊ 4ጂ LTE ኣገልግሎት ሞባይል ከጀምር ከምዝኸኣለ ኣፍሊጡ፡፡ 4 ጂ LTE ኔትወርክ መስፋሕፍሒ ኣብ ከተማታት ኣብ ምዕባይ ዝርከብ ጠለብ ዓማዊል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዕወኒ ሓሽሽ ብምዝውዋር ዝተጠርጠሩ ዜጋታት ወፃኢ ሃገር ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓደገኛ መዕወኒ ሓሽሽ ብምዝውዋር ዝተጠርጠሩ ዜጋታት ወፃኢ ሃገር ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ብምውዓል ምርመራ እናተገበረሎም ከምዝኾነ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ተጠርጠርቲ ኢትዮጵያ መብፅሒት ሓደገኛ መዕወኒ ሓሽሽ ንምግባር ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ መራሕቲ እቲ ሕብረት ብዕዉት ኩነታት ንኽካየድ ወለንታውያን ዕዙዝ ኣስተዋፅኦ ኣለዎም – ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብዕዉት ኩነታት ንኽካየድ ወለንታውያን ዕዙዝ ኣስተዋፅኦ ኣለዎም ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኣገልግሎት ወለንታ ንዝህቡን ንዲፕሎማሰኛታትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ፕሮግራም ልምዓታዊ ሴፍቲኔት እጃሙ ንኽዋፃእ ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሮግራም ሴፍቲኔት፥ ኣብ ክልል ትግራይ ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ እጃሙ ንኽዋፃእ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ፡፡ መተሓባበሪ ፕሮግራም ልምዓታዊ ሴፍቲኔትን ውሕስና ምግቢን ኣይተ መሓሪ ሕሸ ምስ ፋና ዲጂታል ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቢሮ ትራንስፖርት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክሳብ ምሸት ሰዓት 4 ብዘይ ታሪፍ ወሰኽ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ንኽወሃብ ኣተሓሳሲቡ Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ህዝቢ ዝህቡ ኣካላት ብስሩዕ ታሪፍ መሰረት ብምግባር ኣገልግሎት ትራንስፖርት ንኽህቡ ቢሮ ትራንስፖርት እታ ከተማ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብታ ከተማ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ህዝቢ ዝህቡ ኣካላት ክሳብ ምሸቱ ሰዓት…
ስፓርት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ናይ ቦክሲንግ ደይ ፀወታኣ ሎሚ መዓልቲ ክተካይድ ኢያ Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ መበል 18 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቦክሲንግ ደይ ሎሚ መዓልቲ ክልተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም፡፡ ብመሰረት እቲ መርሃ-ግብሪ ምሸት ሰዓት 4፡30 ብራይተን ምስ ብሬንትፎርድ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን፡፡ ምሸት 5፡15 ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዘለዉዎ ብምዃን ሓይሊ ንምግዛእ ዘኽእል ስማርት ቆፃሪ እናተገጠመ ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ተጠቀምቲ ቅድመ ክፍሊት ዓማዊል ኣብ ዘለዉዎ ብምዃንሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምግዛእ ዘኽእሎም ነባር ቆፀርቲ ብኤስ ቲ ኤስ ስማርት ሜትር እናቐየረ ከምዝኾነ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ክሳብ ሕዚ ኣብ ኮንዶሚኒየም ባልደራስን ኣብ…