ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምሕደራ ዕድጊት ንብረት ብሬል ዝተሰናደአ ኣዋጅ ዕላዊ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Dec 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣዋጅ ምሕደራ ዕድጊት ንብረት መንግስቲ ፌዴራል ቁፅሪ 1333/2016 ብቋንቋ ኣምሓርኛን እንግሊዝኛን ብብሬል ተሰናዲኡ ንዓይነ ስዉራን ዜጋታት ንኣገልግሎት ቀሪቡ፡፡ ሚኒስትር ገንዘብ ኣህመድ ሺዴ ኣብቲ እዋን÷ እቲ ኣዋጅ ብብሬል ንኽሰናዳእ ዝተገበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩባንያታት ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ንግዲ ቡን ክሳተፉ ድሌት ከምዘለዎም ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Dec 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኩባንያታት ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ንግዲ ቡን ክሳተፉ ድሌት ከምዘለዎም ገሊፆም፡፡ ልኡኻት መማኸርቲ ምትእስሳር ንግዲን ኢኮኖሚን ቻይና ኣፍሪካ ምስ በዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኢትዮጵያ ከምኡ እውን ምስ ትካላት ለኣኽቲ ቡን ተዛቲዮም፡፡ ልኡኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተዋደደ መንደር ልምዓትን መንበሪን ገላን ጉራ Gebremariam Weldegerima Dec 9, 2024 0 ካብ ካሳንችስ ንልምዓት ዝተልዓሉ ኣብ ገላን ጉራ ዝተሃነፀን ሎሚ መዓልቲ ኣገልግሎት ዝጅምርን ዝተዋደደ መንደር ልምዓትን መንበሪን ገላን ጉራ ኣብ ውሽጡ እንታይ ዝሓዘ ኢዩ? ኣብ 1200 መንበሪ ኣባይቲ 6500 ነበርቲ ዝሓዘ መንበሪ መንደር ኢዩ። 1 ነጥቢ 6 ኪሎ ሜትሮ ንውሓት ዘለዎ መገዲ…
ስፓርት ኣርሰናልን ፉልሃምን ማዕረ ተፈላሊየን Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 15 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ፉልሃም ኣብ ሜዳኣ ንኣርሰናል ኣተኣናጊዳ ሓደ ማዕረ ተፈላልየን፡፡ ናይ ፉልሃም ሸቶ ራኡል ሂምኔዝ ከምኡ እውን ናይ ኣርሰናል ድማ ዊሊያም ሳሊባ ኣመዝጊቦምወን፡፡ ብተመሳሳሊ ሰዓት ኣብ ዝተኻየዱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክሳብ ሕዚ ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ልዕሊ 20 ቢሊየን ብር ከምዝመሰብሰቡ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፅዋዕ መተኣኻሐቢ እቶት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኣብ ክልል ሶማሌ ዝነበሮ ናይ ሓደ ዓመት ፃንሒት ብምዝዛም ሎሚ መዓልቲ ንክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ተመሓላሊፉ፡፡ ኣብቲ ስነ ስርዓት ርኽክብ÷ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ ፕሮጀክት ግድብ ህዳሰ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቼክ ሪፐብሊክ ምስ ቤተ መፃፍቲ ኣብርሆት ከምትሰርሕ ኣፍሊጣ Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቼክ ሩፐብሊክ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝርከብ ቤተ መፃፍቲ ኣብርሆት ቀፃልነት ዘለዎም ስራሕቲ ብምትሕብባር ንምስራሕ ቆራፅ ከምዝኾነት ኣረጋጊፃ፡፡ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ማሪያን ጁሬስካ ኣብ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓውዲ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ዝበረታታዕ ውፅኢት ከምዝመዝገበ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ዝበረታታዕ ውፅኢት ኣመዝጊባ ኢያ ክብሉ ሚኒስትር ዴኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ባይሳ በዳዳ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ኣብ ኣልጄሪያ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ 3ይ ኮንፈረንስ ስታርታፕ ፓን ኣፍሪካ በቶም ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኹልና ዝኾነት ኢትዮጵያ ክነፅንዕ ኢና – ኣይተ ኣደም ፋራህ Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ስምዒትን ጫፍ ዝሓዘ ዝንባለን ብምዕቃብ ሓድነትና ብምጥንኻር ካብ ኩልና ንኹልና ዝኾነት ኢትዮጵያ ክነፅንዕ ኢና ክብሉ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጥንክርቲን ዝተሓፈረን ህብረ ብሄራዊት ሃገር ንምህናፅ ኣብ ሓበራዊ ወሰንቲ ጉዳያት ምርድዳእ ይግባእ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 229 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ሓድነት ዝግለፀላ እተደንቕ ምድረሪ ኢያ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር መበል 19 በዓል መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 19 በዓል መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብዓወት ብምኽባር ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 19 በዓል መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ ብዓወት ብምኽባር ከምዝተዛዘመ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ሓላፊት ቢሮ ኮሙኒኬሽን እቲ ክልል ሰናይት ሰለሞን ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ÷ መበል 19 በዓል መዓልቲ ብሄር…