ዓለም ለኻዊ ዜናታት ምቕታል ያህያ ሲንዋር መዛዘመ እቲ ኲናተወ ኣይኮነን – ቀ/ሚ ኔታንያሁ Gebremariam Weldegerima Oct 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል መራሒ ሓማስ ዝነበሩ ያህያ ሲንዋርን ኣብ ጋዛ ከምዝቐተለቶ ኣረጋጊፃ ኣላ፡፡ ነዚ ስዒቡ ቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ቤንያሚን ኔታንያሁ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ምቕታል ያህያ ሲንዋር ልዑል ዓወት ይኹን እምበር መዛዘሚ እቲ ኲናት ከምዘይኮነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መሸጣ ኣክሲዮን ኢትዮ ቴሌኮም ድሉው ምዃኑ ታሪኻዊ ናይ ተግባር ምዕራፍ መርአዪ ኢዩ – ቀ/ሚ/ ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Oct 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መሸጣ ኣክሲዮን 10 ሚኢታዊ ኢትዮ ቴሌኮም ዕላዊ ገይሮም፡፡ ሙሉእ ትሕዝቶ መልእኽ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ፡- ሎሚ መዓልቲ ኣክሲዮን ኢትዮ ቴሌኮም ንመሸጣ ድሉው ከምዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መሸጣ ኣክሲዮን 10 መኢታዊ ኢትዮ ቴሌኮም ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Oct 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)መሸጣ ኣክሲዮን 10 መኢታዊ ኢትዮ ቴሌኮም ዕላዊ ገይሮም፡፡ ኢትዮ ቴሌኮም ብሓፈሻ ዘለዎ ኣክሲዮን 100 ቢሊየን እንትኸውን÷ ካብ ሞንጎ እዚ 10 ሚኢታዊ ወይ እውን 100 ሚሊየን ዝኸውን ኣክሲዮን ሎሚ መዓልቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እታወት ዕድጊት ሸርፊ ወፃኢ ንምቅልጣፍ ሓገዝና ክቕፅል ኢዩ – ኣይተ ማሞ ምህረቱ Gebremariam Weldegerima Oct 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ እታወት ዕድጊት ሸርፊ ወፃኢ ንምቅልጣፍ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገዛኢ እቲ ባንኪ ኣይተ ማሞ ምህረቱ ኣረጋጊፆም። ኣይተ ማሞ ኣብ ቦሌ ዝተኸፈቱን ስራሕ ዝጀመሩን ክልተ ቢሮታት መዕደጊ ሸርፊ ወፃኢ ዑደት ብምግባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 14 ጉባኤ ጠበቓታት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 14 ጉባኤ ጠበቓታት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ኣዳራሽ ማንዴላ ሎሚ መዓልቲ ምክያድ ጀሚሩ። ኣብቲ ጉናኤ ሚኒስትር ፍትሒ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖን ተወከልቲ ኣባል ሃገራት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ናይጀሪያ ናይ ነዳዲ ታንከር ፈንጂሩ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ 94 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Oct 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜናዊ ናይጀሪያ ናይ ነዳዲ ታንከር ፈንጂሩ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ 94 ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። ኣብ ናይጀሪያ ክልል ጂጋዋ ዘጋጠመ እቲ ሓደጋ÷ ብተሸከርካሪት እናተጓዓዓዘ ዝነበረ ነዳዲ ታንከር ሃንደበት ተፈንጂሩ ብዘልዐሎ ባርዕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዋጋ እንተይተኸፈለ ዝለምዐ ወይ እውን ዝማዕበለ ሃገርን ህዝቢን የለን – ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Oct 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋጋ እንተይተኸፈለ ዝለምዐ ወይ እውን ዝማዕበለ ሃገርን ህዝቢን የለን ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ ኢትዮጵያ ሰላማ እናፅነዐት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንምዕራፍ እናተሰናደአት ትኪ ዝተርኣያ ኣውሮፕላን ብዕዉት ኩነታት ዓሪፋ – መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Oct 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ድሬዳዋ ንምዕራፍ እናተሰናደአት ትኪ ዝተርኣያ ኣውሮፕላን ብሰላም ከምዝዓረፈት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ሎሚ መዓልቲ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ድሬዳዋ እናተጓዓዘት ዝነበረት ናይ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ በረራ ቁፅሪ ET-248…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ አቢይ (ዶ/ር) ብሕልፈት ጌታቸው መለሰ (ዶ/ር) ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Oct 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ብሕልፈት ኮሚሽነር ኮሚሽን ሕብረት ስራሕ ኢትዮጵያ ዝነበሩ ጌታቸው መለሰ (ዶ/ር) ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ መግለፂ ሓዘን÷…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት መገዲ ኣየር ኢራን ናብ ሃገራት ኣውሮፓ ዝገብሮ በረራ ኣቋሪፁ Gebremariam Weldegerima Oct 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢራን ናብ ሃገራት ኣውሮፓ ዝገብሮ በረራ ከምዘቋረፀ ኣፍሊጡ። እቲ ውሳነ÷ ሕብረት ኣውሮፓ ኢራን ኤር፣ ሳሃ ኤርላይንን ማሃን ኤርን ኣብ ልዕሊ ዝተብሃላ መገዲ ኣየራት ኢራን ዘንበሮ ማዕቐብ ስዒቡ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ናብ ኣውሮፓ…