ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርከበኛታት መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ኣብ ባሕሪ ብምዃን ኣኽቢሮም Gebremariam Weldegerima Oct 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መርከበኛታት ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ኣብ ዘለዉሉ ባሕሪ ብምዃን ኣኽቢሮም። “ሰንደቕ ዕላማማን ንብሄራዊ ሓድነትና፣ ንሉኣላዊነትናን ብራኸ ኢትዮጵያን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሎሚ መዓልቲ ኣብ መላእ ሃገር ዝተኸበረ መበል 17ኛ ብሄራዊ መዓልቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ኤ350-1000 ዝተሰመየት ኣውሮፕላን ከምዝርከብ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Oct 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዝተትሓዘ ወርሒ ጥቅምቲ ኤ350-1000 ዝተሰመየት ናይ መገደኛታት ኣውሮፕላን ከምዝርከብ ኣፍሊጡ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መስፍን ጣሰው÷ “እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ዓውዲ ኣቪዬሽን ኣፍሪካ ዘለዎ ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ኣኼባ ሕብረት ፓርላማ ትሳተፍ ኣላ Gebremariam Weldegerima Oct 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣፈ ጉባኤ ቤት ኽሪ ፌደሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ጄኔቫ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 149 ኣብ ዓለም ለኸ ኣኼባ ሕብረት ፓርላማ ይሳተፍ ኣሎ፡፡ እቲ ጉባኤ÷ ኣብ ሳይንስን፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን፣ ሰላምን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቶዮ ሶላር ብ7 ቢሊዮን ብር ወፃኢ ኣብ ኢትዮጵያ ፋብሪካ ንምኽፋት ዘኽእሎ ስምምዕነት ገይሩ Gebremariam Weldegerima Oct 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባኒያ ቻይና ዝኾነ ቶዮ ብ7 ቢሊዮን ብር ወፃኢ ሓይሊ ፀሓይ ንምፍራይ ዘኽእሎ ስምምዕነት ምስ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ተፈራሪሙ፡፡ እቲ ኩባንያ ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክ ሃዋሳ ሶላር ኢነርጂ መፍረዪ ፋብሪካ ንምህናፅ ዘኽእሎ ፍቓድ ከምዝረኸበ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ዝርከባ ኤምባሲታት ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 17 መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ዝርከባ ኤምባሲታትን ኣቢያተ ፅሕፈት ቆንስላን ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ። እቲ ዕለት ኣብ ኤምባሲታት ኢትዮጵያ ኣብ ጣልያን፣ ጅቡቲ፣ ኬንያ፣ ህንዲን ካልኦት ሃገራትን ብዝተፈላለዩ ኩነታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰንደቕ ዕላማ ኢትዮጵያ መግለፂ ፍትሒ፣ ሓድነት፣ ማዕርነትን ሓርበኝነትን ኢዩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ Gebremariam Weldegerima Oct 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰንደቕ ዕላማ ኢትዮጵያ መግለፂ ፍትሒ፣ ሓድነት፣ ማዕርነትን ሓርበኝነትን ኢዩ ክብሉ ብመዓርግ ክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። መበል 17…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማዕቐፍ ምትሕብባር ሩባ ናይል ናብ ተፈፃምነት ምእታው ፍትሓዊ ተረባሕነት ዘረጋግፅ ኢዩ – ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) Gebremariam Weldegerima Oct 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ማዕቐፍ ምትሕብባር ሩባ ናይል ናብ ተፈፃምነት ምእታው ኣቐዲሞም ዝመበሩ አሰርቲ ሕጊታት ብምስጋር ፍትሓዊ ተረባሕነት ዘረጋግፅ ከምዝኾነ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ገሊፆም። ማዕቐፍ ምትሕብባር ሩባ ናይል ናብ ተፈፃምነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትርጉም ሕብሪታት ሰንደቕ ዕላማ ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Oct 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ መበል 17 መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ኣብ መላእ ሃገር ተኸቢሩ ክውዕል ኢዩ፡፡ ንምዃኑ ሕብሪታት ሰንደቕ ዕላማ ኢትዮጵያን ኣብማእኸል እቲ ሰንደቕ ዕዓማ ዝርከብ ኣርማ ትርጉሞም እንታይ ኢዩ? ሓምለዋይ ሕብሪ፡- ምልክት ስራሕ፣ ልምላመን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ሎሚ መዓልቲ ክኽበር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 17 መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ሎሚ መዓልቲ ኣብ መላእ ሃገር ተኸቢሩ ክውዕል ኢዩ፡፡ መዓልቲ ሰንደቅ ዕላማ ወርሒ ጥቅምቲ ምስኣተወ ኣብ መጀመርታ ሰሙን ትርከብ ሰኑይ ከምዝኽበር ይፍለጥ፡፡ መበል 17 ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ሃገራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ጎኒ ፖሊስ ፌደራል ብምዃን ኣድላዪ ሓገዝን ምትሕብባርን ክገብር ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች Gebremariam Weldegerima Oct 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዝኽእሎ ኩሉ ኣብ ጎኒ ፖሊስ ፌደራል ብምዃን ኣድላዪ ሓገዝን ምትሕብባርን ከምዝገብር ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብቲ ምምሕዳር ከተማ ካብ ላዕለዎት ክሳብ ወረዳ ዘለዉ ኣመራርሓ ስራሕቲ ለውጢ…