Fana: At a Speed of Life!

ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ኣፈፃፅማ ርብዒ ዓመት እቲ ፓርቲ ንምግምጋም ናብ ኣሶሳ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ኣፈፃፅማ ርብዒ ዓመት 2017 እቲ ፓርቲ ንምግምጋም ናብ ኣሶሳ ኣቲዮም። እቶም ኣመራርሓ ኣብ ኣሶሳ መዕርፎ ነፈርቲ ህዳሴ እንትበፅሑ÷ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ጌታሁን ኣብዲሳን ሓላፊ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት…

ኣብ ባህርዳር ዝተሓምሸሸት ኮነ ፀገም ዘጋጠማ ሄሊኮፕተር የላን – ሚኒስቴር ምክልኻል

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ኣብ ባህርዳር ዝተሓምሸሸት ኮነ ፀገም ዘጋጠማ ሄሊኮፕተር ከምዘየላ ሚኒስቴር ምክልኻል ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ካብ ሞንጎ ዘለዉዎ "ቤዛት" ሓደ ዝኾነ ምድብ ኣብ ባህርዳር ዝርከብ…

ኣብ ዞባ ምብራቕ ትግራይ ብበዓል ሃፍቲ ዘርኡ ገብረሊባኖስ  ዝተሃነፅ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ማይ መገልታ ተመሪቁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዞባ ምብራቕ ወረዳ ፃዕዳ እምባ ጣብያ ማይ መገልታ ብበዓል ሃፍቲ ዘርኡ ገብረሊባኖስ  ብልዕሊ 50 ሚልዮን ብር ዝተሃነፅ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ማይ መገልታ ተመሪቁ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ÷ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ…

ብርእሰ ዓቕሚ ውሕስና ምግቢ ናይ ምርግጋፅ ትልሚና እነዕውተሉ መገዲ ልምዓት ስርናይ ሓደ ኢዩ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ዓቕሚ ውሕስና ምግቢ ናይ ምርግጋፅ ትልሚና እነዕውተሉ መገዲ ልምዓት ስርናይ ሓደ ኢዩ ከብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ክልል ዓምሓራ ዞባ ሰሜን ሸዋ ወረዳ…

መንግስቲ ኢትዮጵያ ብሕልፈት ነበር ፕሬዚዳንት ሶማሊላንድ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ብሕልፈት ነበር ፕሬዚዳንት ሶማሊላንድ ኣሕመድ ሞሓመድ ሞሓመድ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ። ነበር ፕሬዚዳንት ኣሕመድ ሞሓመድ ሞሓመድ ርክብ ኢትዮጵያን ሶማሊላንድን ብዝበለፀ ኣብ ምጥንኻር ልዑል ኣስተዋፅኦ ዝገበሩ ፈታዊ ኢትዮጵያ ከምዝነበሩ…

ሩሲያ ኣብ ጣያታት መፈልፈሊ ሓይሊ ዩክሬን ደብዳብ ኣየር ፈፂማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኲናት ዩክሬን-ሩሲያ ብዕሊ ካብ ዝጅምር ንደሓር ዝለዓለ ዝተብሃለ ኣብ ልዕሊ ዩክሬን መፈልፈሊ ሓይሊ ዩክሬን ዒላማ ብምግባር መጥቃዕቲ ደብዳብ ኣየር ከምዝፈፀመት ተገሊፁ፡፡ በዚ ድማ ሩሲያ 120 ሚሳኤላት ከምኡ እውን 90 ሰብ ኣልቦ ኣውሮፕላናት…

ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ብዓወት ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዙሓት ዜጋታት ዝተሳተፉሉ ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ብዓወት ከምዝተዛዘመ ፖሊስ ፌደራል ኣፍሊጡ፡፡ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ብቴክኖሎጂ ብምሕጋዝ ምስ ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ድሕንነትን ብምውዳድ ድሕንነት ተሳታተፍቲ እቲ ውድድር ተሓሊዩ ብሰላም ንኽዛዘነ…

ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ  ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣሳየች ኣይቼውን ቢኒያም መሓሪን ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 24 ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣትሌት ኣሳየች ኣይቼውን ኣትሌት ቢኒያም መሓሪን ተዓዊቶም። እቲ ውድድር ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነ ኣበቤን ዘጀመሩዎ እንትኾኑ፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣…

ፖል ፖግባ ኣብ 2025 ናብ ሜዳ ክምለስ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳዊ ተፃዋታይ ክፍሊ ማእኸል ፖል ፖግባ ካብ ቅፅዓት መልሲ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2025 ናብ ሜዳ ኩዕሾ እግሪ ከምዝምለስ ተገሊፁ፡፡ ወዲ 31 ዓመት ፖል ፖግባ÷ ካብ ጋንታ ማንቼስተር ዩናይትድ ናብ ጁቬንቱስ ምሰምረሐ ዝተኸልከለ ባእታ ተጠቒሙ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኤርትራ፣ ሱዳንን ደቡብ ሱዳንን ምስ ዝኾና ማርያም ሳሊም  ተዛቲየን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ፤ እቲ ዘተ ዕዉት…