Fana: At a Speed of Life!

ኣሰራርሓ ሰራዊት ምክልኻል ብዘበናዊ ቴክኖሎጂ ንኽሕገዝ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ኣሰራርሓ ሰራዊት ምክልኻል ብዘበናዊ ቴክኖሎጂ ንኽሕገዝ እናተሰርሐ ምዃኑ ላዕለዋይ ኢታዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም፡፡ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ ዋና መምርሒ መራኸቢን ኢንፎርሜሽንን ማዕቢሉ ኣብ ስራሕ ዝወዓለ…

ኤጀንሲ ልምዓት ሕብረት ኣፍሪካ ምስ ኢትዮጵያ ክሰርሕ ከምዝደሊ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ ልምዓት ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ምስ ኢትዮጵያ ክሰርሕ ከምዝደሊ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኤጀንሲ ልምዓት ሕብረት ኣፍሪካን ምሕዝነት ልምዓት ኣፍሪካን ናርዶስ በቀለ…

ውድብ ጥዕና ዓለም 8 ነጥቢ 2 ሜትሪክ ቶን ሓገዝ ናውቲ ሕክምና ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ክልል ትግራይ ንግልጋሎት ሃንደበታዊ ሕክምና ዝውዕል 8 ነጥቢ 2 ሜትሪክ ቶን ሓገዝ ናውቲ ሕክምና ገይሩ። እቲ ሓገዝ ኣብ ሽረን ከባቢኣን ንዝንቀሳቐሱ ሽዱሽተ መሓዙት ኣገልግሎት ወሃብቲ ጉጅለታት ጥዕና ከምዝተኸፋፈለ ተገሊፁ፡፡…

ካብ ወጋሕታ ሰዓት 12 ጀሚሩ ክሳብ ሕዚ 402 ሚሊየን ፈልሲታት ተተኺሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እተኻየደ ብዝርከብ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 600 ሚሊየን ፈልሲታት ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ክሳብ ሕዚ 402 ሚሊየን ፈልሲታት ከምዝተተኸሉ ተገሊፁ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ ከምዝበለኦ÷ እተኻየደ ብዘሎ…

ናይ ሎሚ ፀገም ዘይኮነስ ናይ ፅባሕ ፍረ ኣማዕዲና ብምርኣይ ንብሩህ መፃኢ ዘበን ብሓባር ክንሰርሕ ኣለና- ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ሎሚ ፀገም ዘይኮነስ ናይ ፅባሕ ፍረ ኣማዕዲና ብምርኣይ ንብሩህ መፃኢ ዘበን ብሓባር ክንሰርሕ ኣለና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ከተማ ኣሶሳ ኣብ…

ኣሸንዳ፣ ኣሸንድዬ፣ ሻደይ፣ ሶለል ንሰሜን ኢትዮጵያ ዘድምቓ ዘድንቕ ገፀ በረከት ወርሒ ነሓሰ ኢዩ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሸንዳ፣ ኣሸንድዬ፣ ሻደይ፣ ሶለል ንሰሜን ኢትዮጵያ ዘድምቓ ዘድንቕ ገፀ በረከት ወርሒ ነሓሰ ከምዝኾነ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም÷ “ኣሸንዳ፣ ኣሸንድዬ፣ ሻደይ፣…

መናእሰይ ፓኪስታን ናብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ወፍሪ ሓንቲ ፀሓይ ከምዝፅምበሩ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ፓኪስታን ናብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ወፍሪ ሓንቲ ፀሓይ ከምዝፅምበሩ ኣፍሊጦም። ፅባሕ ኣብ ዝካየድ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ወፍሪ ሓንቲ ፀሓይ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክካየድ ኢዩ፡፡ በዚ ድማ ኣብ ሓንቲ መዓልቲ…

ብግዝፈቱ ካብ ዓለም ካልኣይ ዝኾነ ዳይመንድ ኣብ ቦትስዋና ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብግዝፈቱ ካብ ዓለም ካልኣይ ከምዝኾነ ዝተነገረሉ ዳይመንድ ኣብ ቦትስዋና ተረኺቡ፡፡ ካብ ዓለም እቲ ዝዓበየ ዳይመድ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 1905 ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዝተረኸበ እንትኸውን÷ 3 ሺሕ 106 ካራት ከምዝኾነ ቢቢሲ ፀብፂቡ፡፡ ሕዚ…

በዓል ኣሸንዳ ብዝደመቐ ኩነት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ.ቢ.ሲ)በዓል ኣሸንዳን ማሪያን  ኣብ መልላእ ክልል ትግራይ  ብዝደመቐ ኩነት ይኽበር ኣሎ። ኣብ ትግራይ ካብ ዘለዉ መግለፂታት ባህሊ ሓደ ዝኾነ በዓል ኣሸንዳ ኣብ ኩሉ ከባቢታት እቲ ክልል ብዝደመቐ ኩነት እናተኸበረ ይርከብ። እቲ በዓል፥ ደቂ ኣሸንዳ…

ኣብ ከተማ መቐለ ስነ-ስርዓት ምንባር እምነ ኩርናዕ ኣደባባይ ኣሸንዳን ምረቓ መንገዲ ኣስፓፋልት ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ መቐለ ስነ ስርዓት ምንባር እምነ ኩርናዕ ኣደባባይ ኣሸንዳን ምረቓ መንገዲ ኣስፓፋልት ካብ ሓውዜን ኣደባባይ ክሳብ ኣብራሃ ካስትልን ኣሳሊጡ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ሓዊሱ…