Fana: At a Speed of Life!

መመሓየሺ ምሕደራ ሸርፊ ወፃኢ ንዕቤት ትካላት ፋይናንስ በሪ ከምዝኸፈተ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መመሓየሺ ፖሊሲ ማክሮ ኢኮኖሚ ስዒቡ ብሄራዊ ባንኪ ብዝወሰዶ መመሓየሺ ምሕደራ ሸርፊ ወፃኢ ንዕቤት ትካላት ፋይናንስ በሪ ዝኸፈተ ወሳኒ ስጉምቲ ከምዝኾነ ሓለፍቲ ስራሕ ትካላት ባንኪ ገሊፆም። ዕዳጋ ዝመርሖ ስርዓት ተመን ሸርፊ ወፃኢ ተግባራዊ ምግባሩ…

ኢትዮ ቴሌኮም ብቴሌ ብር ሱፐር ኣፕ ቪዛ ካርድ ምጥቃም ዘኽእል ኣገልግሎት ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ብቴሌ ብር ሱፐር ኣፕ ኣቢልካ ቪዛ ካርድ ንምጥቃም ዘኽእል ኣገልግሎት ብዕሊ ኣጀሚሩ። እቲ ኣገልግሎት÷ ኢትዮ ቴሌኮም፣ ቪዛ ካርድን ባንኪ ኣቢሲኒያን ሎሚ መዓልቲ ብሓባር ኣጀሚሮምዎ፡፡ ቪዛ ዳይሬክትን ቴሌብር ሬሚት ኣፕን ቴሌብር…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዞባ ጎፋ ንዝተጎድኡ ወገናት ልዕሊ 6 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዞባ ጎፋ ወረዳ ኬንቾ ቀበሌ ሻቻ ጎዝዲ ብሓደጋ ጋህሲ መሬት ንዝተጎድኡ ወገናት ልዕሊ 6 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ኣቐሑት ህንፀት ገይሩ። ሓላፊት ክፍሊ ፋውንዴሽን እቲ መገዲ ኣየር ሰናይት ንጉሴ÷ እቲ ሓገዝ ንዋና…

ዩክሬን ንስትራቴጂካዊ ድልድል ሩሲያ አዕንያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩክሬን ናብ ሩሲያ ግዝኣት ኩርስክ ትገብሮ ገስጋስ ብምሕያል ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ካልኣይ ስትራቴጂካዊ ድልድል ከምዘዕነወት ኣፍሊጣ፡፡ ወታደራት ዩክሬን ኣብ ዝቫኖ ሩባ ሴይም ኣብ ዝርከብ ድልድል መጥቃዕቲ አንትፍፅሙ ዘርኢ ተንቀሳቓሲ ምስሊ ዕላዊ…

ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ኣብ ጅቡቲ ብሚኒስትር ኢነርጂ ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ኣብ ጅቡቲ ብሚኒስትር ኢነርጂ እታ ሃገር ዮኒስ አሊ ገዲ ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ተዛቲዮም። ኣበረ ዘተኦም÷ ኣብ ጅቡቲ ዝርከብ ሆራይዘን ተርሚናል ንኢትዮጵያ ነዳዲ ናይ ምሃብ ኣገልግሎት ኣብ ዘጠናኽሉ ጉዳይ ትኹረት…

ንኣትሌት ኮንስታብል ደሬሳ ገለታ ዕቤት መዓርግ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣብ 33 ኦሎምፒክ ፓሪስ ኣብ ማራቶን ደቂ ተባዕትዮ ልዐል ኣስተዋፅኦ ንዘበርከተን 5ይ ደረጃ ብመሓዝ ብዲፕሎማ ንዝዛዘመን ኣትሌት ደሬሳ ገለታ ዕቤት መዓርግ ሂቡ። በዚ መሰረት ነቲ ኣትሌር መዓርግ ሓጋዚ ኢንስፔክተር ከምዝተውሃቦ…

ሓድነት ኣብ ዘጠናኽሩ ስራሕቲ ትኹረት ከምዝግበር ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት ሓድነት ኣብ ዘጠናኽሩ ስራሕቲ ትኹረት ከምዝግበር ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ሸዊት ሻንካ አመልኪተን። ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብ፣ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ፣ ሓለፍቲ ስራሕ ክልልን ምምሕዳር ከተማን ኣብ ከተማ ደሴ ሓምለዋይ…

ንሃንደበታዊ ሓደጋታት ምላሽ ንመሃብ ናይ ቅልውላው እዋን ኮሙኒኬሽን ማኑዋል ይሰናዳእ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ንሃንደበታዊ ሓደጋታት ምላሽ ንመሃብ ናይ ቅልውላው እዋን ኮሙኒኬሽን ማኑዋል እናተሰናደአ ምዃኑ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ፥ ቅድሚ ሕዚ ሃንደበታዊ ሓደጋ…

መርሃ ግብሪ መጀመሪ ህንፀት ፉሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ኣዲስ ቱሞሮ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መጀመሪ ህንፀት ፉሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ኣዲስ ቱሞሮ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ተኻይዱ። ኣብ 35 ሄክታር መሬት ምስ ኩባኒያ ቻይና "ሲሲሲሲ" ብምትሕብባር ዝህነፅ እቲ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ኣብ ውሽጢ ከተማ ሓዱሽ…

ኣገልግሎት ምሃብ ሓዱሽ ፓስፖርት ኣብ መቐለ ክጅመር እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መቐለ ኣገልግሎት ሓዱሽ ፓስፖርት ብኦንላይን ምሃብ ከምዝጅምር ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ብሰንኪ ኲናት ኣገልግሎት ፓስፖርት ጠጠው ኣቢሉ ዝፀነሐ ግልጋሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ኢትዮጵያ ጨንፈር ቤትፅሕፈት መቐለ÷ ካብ…