Fana: At a Speed of Life!

83 ኢትዮጵያውያን ካብ ጅቡቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ምስ ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ብምትሕብባር 83 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ክምለሱ ገይሩ፡፡ ኣብ ዝቕፅሉ መዓልቲታት ኢትዮጵያውያን ናይ ምምላስ ተግባር ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ምግላፁ እውን ካብቲ ኤምባሲ ዝረኸበናዮ…

ልዕሊ 20 ኣባላት ዝሓዘ ጉጅለ በፃሕቲ ቻይና ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 20 ኣባላት ዝሓዘ ጉጅለ በፃሕቲ ቻይና ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ። ብኣተሓባባራይነት “ተች ሮድ” ዝተብሃለ ትካል ቻይናን ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ቻይናን ንዝመፅኡ በፃሕቲ÷ ሚኒስትር ዴኤታ ቱሪዝም ስለሺ ግርማ ኣቀባብላ ገይሮምሎም፡፡…

ጦር እስራኤል ብኢራን ክፍፀም ንዝኽእል መጥቃዕቲ ንምምካት ኣብ ተዳሎ ከምዝርከብ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጦር እስራኤል ኢራን ክፍፅሞ ኢየ ንዝበለቶ መጥቃዕቲ ኣድላዪ ምላሽ ንመሃብ ኣብ ተዳሎ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ቀረባ እዋን ላዕለዋይ ሓላፊ ፖለቲካ ሃማስ ኢስማኤል ሃኒዬህን ላዕለዋይ ኣዛዚ ጉጅለ ዕጡቕ ሂዝቦላህ ሊባኖስ ኣብ ኢራን ከምዝተቐተሉ…

ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዝርከቡ ፕሮግራማትን ፕሮጀክታትን ዘፈር ስግግር ንምቅልጣፍ ዓብዪ ግደ ኣለዎም – ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዝርከቡ ፕሮግራማትን ፕሮጀክታትን ዘፈር ስግግር ንምቅልጣፍ ዓብዪ ግደ ከምዘለዎም ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣመራርሓ ሚኒስቴር ሕርሻ፣ ኣባላት ኮሚቴ ስትሪንግ በክልላት ኣብ ዝተረኸቡሉ ካልኣይ ስሩዕ ኣኼባ ዓብዪ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ፍርያታት ብዘይተቡእ ዋጋ ኣብ ዝውስኹ ኣካላት ጥንኩር ቁፅፅር ክግር ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች

ኣዲስ ኣበባ፣ ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፍርያታት ግቡእ ዘይኮነ ወሰኽ ዋጋ ዝገብሩን ፍርያት ኣብ ልዕሊ ዝሓብኡን ኣካላት ጥንኩር ቁፅርን ስራሕቲ ምኽባር ሕጊን ከምዝውገን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣብላት ማሕበረሰብ ንግዲን…

ተወከልቲ ሕብረተሰብ ክልል ጋምቤላ ኣጀንዳኦም ብምፍላይ ነቲ ኮሚሽን ኣረኪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ መዓልቲታት ኣብ ክልል ጋምቤላ እናተኻየደ ዝፀንሐ መርሃ ግብሪ ምትእኽኻብን ምፍላይን ኣጀንዳ ሎሚ መዓልቲ ተዛዚሙ፡፡ ካብ 22 ሓምለ 2016ዓ.ም ጀሚሩ ካብ ልዕሊ 14 ወረዳታት ዝተውፃእፅኡ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ኣጀንዳኦም…

ካብ ዝቕፅል ሰሙን ጀሚሩ ልዕሊ 14 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ ብልዒ ክከፋፈል ኢዩ – ሚኒስቴሩ ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝቕፅል ሰሙን ጀሚሩ ልዕሊ 14 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ ብልዒ ከምዝከፋፈል ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ኣፍሊጦም። ኣብ ጣቢያ ጉምሩክ ኣዳማ ዝተፈላለዩ መሰረታዊ ሸቐጣት ፅዒነን ጠጠተው ዝበላ ልዕሊ 700 ተሽከርከርቲ…

ኣሜሪካ ሓዊሱ ብዙሓት ሃገራት ዜጋታተን ብህፁፅ ካብ ሊባኖስ ንኽወፅኡ ኣተሓሳሲበን

ኣዲስ አበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ሓዊሱ ብሪታንያ፣ ፈረንሳይ ፣ ስዊድን፣ ካናዳን ጆርዳንን ዜጋታተን ብህፁፅ ካብ ሊባኖስ ንኽወፅኡ ኣተሓሳሲበን፡፡ እቲ መተሓሳሰቢ ዝተመሓላለፈ÷ ቅትለት ሓላፊ ፖለቲካ ሃማስ እስማኤል ሃኒያህን ስዒቡ ኢራን ግብረ መልሲ ከምትህብ ምሕናያ ስዒቡ…

ብ5 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ መፃረዪ ውድድር ኣትሌታት ጉዳፍ ፀጋይ፣ እጅጋየሁ ታዬን መዲና ኢሳን ንፍፃመ ሓሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኦሎምፒክ ፓሪስ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ መፃረዪ ውድድር ኣትሌታት ጉዳፍ ፀጋይ፣ እጅጋየሁ ታዬን መዲና ኢሳን ንፍፃመ ሓሊፈን። ምሸት ካብ ሰዓት 1፡10 ጀሚሩ መፃዪ ውድድር 5 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ዝተኻይዱ፡፡ ብመሰረት እዚ ኣብ…

ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዝተማለአ መሰረተ-ልምዓት ከምዝተሃነፀሎም ኣረጋጊፅና – ቻይናውያን ሰብ ሃፍቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዝተዓዘብናዮም መሰረተ ልምዓታት ንኣትራፋይ ኢንቨስትመንት መሰረት ኢዮም ክብሉ ኣባላት ላዕለዋይ ልኡኽ መንገስቲን ቢዝነስን ቻይና ገሊፆም፡፡ ካብ ዝተፈላለያ ግዝኣታት ቻይና ዝመፅኡ ልዕሊ 90 ኣባላት እቲ ልኡኽ ምንቅስቓስ…