ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ሱዳን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ሱዳን ቶም ፔሪሎ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተዛቲዮም። ክልቲኦም ወገናት ኣብ ዘተኦም÷ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዞባዊ ኣብ ዝኾኑ ጉዳያትን ብፍላይ ድማ ኣብ እዋናዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ ሃገር ልዑል ጉድኣት ከብፅሑ ኣብ ዝኽእሉ ጉዳያት ብትኹረት ብምስራሕ ውፅኢት ከምዝተመዝገበ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ሃገር ልዑል ጉድኣት ከብፅሑ ኣብ ዝኽእሉ ጉዳያት ብትኹረት ስለዝተሰርሐ ውፅኢት ከምዝተመዝገበ ኣገልግሎት ድሕንነት ፋይናንስ ገሊፁ። እቲ ኣገልግሎት ኣብቲ በጀት ዓመት ገበን ተንከፍ ጉዳያት መሰረት ብምግባር ኣብ ዘካየዶ ዝርዝር ፍተሻን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢ ተጠቃሚ ንምግባር ዝተሓንፀፀ ትልሚ ብግቡእ ምትግባር ከምዝግባእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኣምሓራ ካብ ዝነበሮ ኩነታት ዘሳግርን ህዝቢ ተረባሒ ዝገብርን ስራሕ ንምትግባር ትልሚ ብሓላፍነት ምፍፃም ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣገንዚቦም፡፡ ላዕለዎትን ማእኸለዎትን ኣመራርሓ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝተረኸቡሉ መድረኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደሮች ሓላፊነቶም ብትግሃት ንኽዋፅኡ ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Aug 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ሓደሽቲ ንዝተሾሙ ኣምባሳደራት ዝተውሃቦም ሓላፍነት ብትግሃት ክዋፅኡ ትፅቢት ከምዝግበረሎም ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣተሓሳሲቡ፡፡ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ አምባሳደር ነብዩ ተድላ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ሃገር ምውካል ብዪ ክብሪ ከምዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ህልውና ባንኪታት ኢትዮጵያ ክቕፅል ዝገበረ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Aug 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ህልውና ባንኪታት ኢትዮጵያ ክቕፅል ዝገበረ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣመልኪቶም ትማሊ ኣብ ዝሃቡዎ መብርሂ÷ ኢትዮጵያ ኢኮኖሚኣ ኣትሒታ ምፅናሓ…
ስፓርት ብ1 ሺሕን 500 ደቂ ተባዕትዮ መፃረዪ ውድድር ኤርሚያስ ግርማን ሳሙኤል ተፈራን ናብ ፍርቂፍፃመ ሓሊፎም Gebremariam Weldegerima Aug 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 33 ውድድር ኦሊምፒክ ፓሪስ ብ1 ሺሕን 500 ደቂ ተባዕትዮ መፃረዪ ውድድር ኤርሚያስ ግርማን ሳሙኤል ተፈራን ናብ ፍርቂፍፃመ ሓሊፎም። ኣብ ምድብ ክልተ ዝተወዳደረ ኣትሌት ኤርሚያስ ግርማ 3 ደቒቕን 35 ሴኮንድን ምስ 21 ማይክሮ ሴኮንድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምትግባር ስምምዕነት ማዕቐፍ ምትሕብባር ተፋሰስ ናይል ህዝቢታት እቲ ተፋሰስ ዓብዪ ተስፋ ዝገብሩሉ ኢዩ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Aug 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 32 ጉባኤ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሃገራት ተፋሰስ ኣብ ዩጋንዳ ካምፓላ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂ ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር)÷ ምትግባር ስምምዕነት ማዕቐፍ ምትሕብባር ተፋሰስ ናይል ስዒቡ ዝመፅእ ምጥያሽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በጀት ዓመት 2017 ክልል ኣምሓራ ልዕሊ 150 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ብምዃን ፀዲቑ Gebremariam Weldegerima Jul 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በጀት ዓመት 2017 መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ልዕሊ 150 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ብምዃን ፀዲቑ። ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ 6ይ ዙር፣ 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 8ይ ስሩዕ ጉባኤ ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ውዕሎኡ÷ ኣብ በጀት 2017…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሓበራዊ ግብረ-ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ፀፅታ ብምግምጋም ኣንፈት ኣቐሚጡ Gebremariam Weldegerima Jul 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ግብረ-ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ሓፈሻዊ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ፀፅታ ብምግምጋም ቀፃሊ ኣንፈት ኣቐሚጡ። ኣብቲ እዋን ዘተ ኮሚሽነር ፖሊስ ጀነራል ፌደራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል÷ እቲ ሓራዊ ግብረ-ሓይሊ ኣብ ኢትዮጵያ እናተመሓየሸ ዝመፅአ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓኪስታን ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ብዝበለፀ ክተጠናኽር ከምትደሊ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ፓኪስታን ናብ ኣፍሪካ መእተዊ ምስ ዝኾነት ኢትዮጵያ ዘለዎ ርክብ ብዝበለፀ ንምዕባይ ቆራፅ ከምዝኾነ ሚኒስትር ምክልኻልን ኣቪዬሽንን እታ ሃገር ኣረጋጊፆም፡፡ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፓኪስታን ጀማል በከር ምስ ሚኒስትር ምክልኻልን ኣቪዬሽንን…