ቤተ-ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶን ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምናን ብሓደጋ ጋህሲ መሬት ንዝተጎድኡ ወገናት ሓገዝ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤተ-ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ኣብ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ቀበሌ ኬንቾ ሻቻ ጎዝዲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ንዝተጎድኡ ወገናት 11 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይራ።
ኣብ መምርሒ ስብከተ ወንጌልን ሃዋሪያዊ ልኡኽቶን እታ…