ዓለም ለኻዊ ዜናታት ላዕለዋይ መራሒ ሃማስ ኣብ ቴህራን ተቐቲሎም Gebremariam Weldegerima Jul 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ መራሒ ፖለቲካ ሃማስ ኢስማኢል ሃኒዬህ ርእሰ ከተማ ኢራን ኣብ ዝኾነት ቴህራን ከምዝተቐተሉ ተገሊፁ። ሃኒዬህን ሓደ ሓላዊኦምን ድሕሪ በዓለ ሲመት ሓዱሽ ፕሬዚዳንት ኢራን መስኡድ ፔዜሽኪያን፤ ዓሪፎምሉ ኣብ ዝነበሩ ገዛ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተወሰኑ ኣቕሑት ዝተነበረ ገደብ ሸርፊ ወፃኢ ባንኪ ተሳዒሩ Gebremariam Weldegerima Jul 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሙሉእ ብሙሉእ ብነዳዲ ዝሰርሓ ኣብ ታሪፍ መፅሐፍ ዓንቀፅ 87.03 ዝምደባ ሙሉ ብሙሉእ ተገጣጢመን ኣብ ዝቐረባ ኣውቶሞቢል ገዛን በዓል ሰለስተ እግሪ ተሽከርከርቲን ዝተነበረ እገዳ ከምዘሎ ኮይኑ ኣብ ዝተረፉ ኣቑሑት ዝተነበረ ውሳነ ገደብ ሸርፊ ወፃኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደቡብ ኮሪያ ኣብ ዞባ ጎፋ ንዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት 1 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ከምትገብር ኣፍሊጣ Gebremariam Weldegerima Jul 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ኮሪያ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ቀበሌ ኬንቾ ሻቻ ጎዝዲ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ንዝተጎድኡ ወገናት 1 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ከምትገብር ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዝሃ መግለፂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ጎፋ ብሓደጋ ጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዝበጽሖም 14 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎ ሓገዝ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Jul 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉምሩክ ኣብ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ቀበሌ ኬንቾ ሻቻ ጎዝዲ ብሓደጋ ጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት 14 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎ ሓገዝ ገንዘብን ዓይነትን ገይሩ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ጉምሩክ ደበሌ ቃበታ በቲ ጉድኣት ዝተሰመዖም ሓዘን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሸንዳ፤ ፍቕሪ፣ ሓድነት፣ ምትሕግጋዝ፣ ስልጡን ዴሞክራሲያዊ ነቐፌታን ሓሳብካ ብጥበብ ትገልፀሉን መዓልቲ ናፃነት ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሸንዳ፤ ፍቕሪ፣ ሓድነት፣ ምትሕግጋዝ፣ ስልጡን ዴሞክራሲያዊ ነቐፌታን ሓሳብካ ብጥበብ ትገልፀሉን መዓልቲ ናፃነት ከምዝኾነ ምክትል ሓላፊ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ሃይላይ በየነ ገሊፆም። ዓበይቲ ዓድን ዝተፈላለዩ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ህንዲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ህይወት 24 ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Jul 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህንዲ ደቡባዊ ግዝኣት ኬራላ ዝወቕዐ ከቢድ ዝናብ ብዘስዐቦ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ህይወት 24 ሰባት እንትሓልፍ ኣብ ልዕሊ 66 ሰባት ጉድኣት ከምዝበፅሐ ተሓቢሩ፡፡ እናተሰርሐ ንዘሎ ስራሕ መድሕን ህይወት ብምኽንያት ምድርማስ ድልድል እያናተኣጓጎሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕድሳት ቤተ መንግስቲ ፋሲል ተጀሚሩ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Jul 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ጎንደር ዝርከብ ቤተ መንግስቲ ፋሲል ሕድሳት ከምዝተጀመረ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ከምዝገለፁዎ÷ ኣብ ከተማ ጎንደር ሕድሳት ቤተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኬሚካል ነፀግቲ ኣውሮፕላናት ተወሳኺ ኣገልግሎት ንኽህባ ዘኽእል ስምምዕነት ተኸቲሙ Gebremariam Weldegerima Jul 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስቴር ሕርሻ ንነፀጋ ኬሚካል ክውዕላ ዝተዓደጋ 5 ኣውሮፕላናት ተወሳኺ ኣገልግሎት ምሃብ ንኽኽእላ ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ሕርሻን ናሽናል ኤርዌይስን ስምምዕነት ተፈራሪሞም፡፡ እተን ኣውሮፕላናት ካብ ዘለወን ልዑል ዓቕሚ ኣብ ዝህልወን ትርፊ እዋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ምስ ዓለም ለኸ ትካል ንግዲን ፋይንናስን ተፈራሪሙ Gebremariam Weldegerima Jul 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራል ጥምረት ሰብ ሃፍቲ ብዙሓት ሃገራት ምስ ዝኾነ ዓለም ለኸ ትካል ንግዲን ፋይንናስን ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ፡፡ እቲ ስምምነዕነት ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራል ኣይተ ረሻድ ከማልን ዋና ፈፃሚ ስራሕ ዓለም ለኸ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ሲዳማ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬትን ምምላእ ማይን ቁፅሪ መወትቲ 11 በፂሑ Gebremariam Weldegerima Jul 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሲዳማ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬትን ምምላእ ማይን ቁፅሪ መወትቲ 11 ከምዝበፅሐ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ኣብ ወረዳ ወንሾ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ቁፅሪ መወትቲ ትሽዓተ ከምዝበፅሕ ሽዱሽተ ሰባት ድማ…