ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ንግዲ ብሪክስ ዘተ እናካየደ ይርከብ Gebremariam Weldegerima Jul 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ንግዲ ብሪክስ "ኣብ ሓዱሽ ዓለም ለኸ ስርዓት ኢኮኖሚ ግደ ብሪክስ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተዛተየ ይርከብ ይርከብ። ኣብ ሩሲያ ሞስኮ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ ሚኒስትራት ንግዲ÷ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣገልግሎት ወለንታ ንልዕሊ 2 ሚሊየን ዜጋታት ናፃ ኣገልግሎት ጥዕና ክወሃብ ኢዩ – ሚኒስቴር ጥዕና Gebremariam Weldegerima Jul 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ሃገር ንክልተ ኣዋርሕ ኣብ ዝወሃብ ክረምታዊ ኣገልግሎት ወለንታ ን2 ሚሊየን ዜጋታት ናፃ ኣገልግሎት ጥዕና ከምዝወሃብ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ፡፡ ብወለንታ ዝውገኑ ሃገር ለኸ ናፃ ክረምታዊ ምርመራ ጥዕና፣ መርሃ-ግብሪ ኣገልግሎት ሕክምናን ምኽሪን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና በኹሪ ተረኽን ዓፀፋዊ ተረኻትን ንምትዕራቕ ብዕቱብ እናሰርሐ ምዃኑ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Jul 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኣዩ በኹሪ ተረኻትን ዓፀፋዊ ተረኻትን ንምትዕራቕ ብዕቱብ እናሰርሐ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ዘፈር ርክብ ህዝቢን ዓለም ለኸ ርክብን እቲ ፓርቲ ምስ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምትሕብባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሌጅ ሕክምና ሚሊኒየም ሆስፒታል ቅዱስ ጳውሎስ ኣገልግሎት ናፃ ምርመራ ጥዕና ኣጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jul 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሌጅ ሕክምና ሚሊኒየም ሆስፒታል ቅዱስ ጳውሎስ ን50 ሺሕ ሰባት ኣገልግሎት ናፃ ምርመራ ጥዕና ንመሃብ ዘኽእሎ መርሃ ግብሪ ከምዘጀመረ ኣፍሊጡ። እቲ መርሃ-ግብሪ ዝካየድ “ወለንታዊነት ንጥዕናና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ከምዝኾነ እውን ገሊፁ፡፡…
ስፓርት ኦሊምፒክ ፓሪስ 2024 ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ክኽፈት ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jul 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኦሊምፒክ ፓሪስ 2024 ሎሚ መዓልቲ ምሸት ካብ ሰዓት 2፡30 ጀሚሩ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ኣብ ከተማ ፓሪስ ብዕሊ ክኽፈት ኢዩ። ንኢትዮጵያ ዝውክል ቀዳማይ ዙ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ትማሊ ናብ ፓሪስ ከምዝኣተወ ይፍለጥ፡፡ ናይ ሎሚ መዓልቲ ስነ ስርዓት…
ጥዕና መበገሲታት፣ ምልክታትን መከላኸሊ መንገዲን ሕማም ሸሮኽ (ኮሌራ) Gebremariam Weldegerima Jul 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕማም ሸሮኽ ወይ ድማ ኮሌራ ምስ ፅሬቱ ዘይሓለወ ኣጠቓቕማ ዓይኒ ምድሪን ኣመጋግባን ዝመፅእ ውፅኣት ብምስዓብ ክሳብ ሞት ዘብፅሕን ተመሓላላፊን ሕማም ኢዩ። እቲ ሕማም ብመልክዕ ለበዳ ናይ ምግጣምን ምልባዕን ዕድሉ እውን ዝለዓለ ኢዩ። ምልክታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ፑቲን ኣብ ዞባ ጎፋ ብዘጋተመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Jul 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ብዘጋተመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ሓዘን÷ በቲ ሓደጋ ስድረኦም ንዝሰኣኑ ዜጋታት ፅንዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ከይዲ ድርድር ኢትዮጵያ ንኣባልነት ዓለም ለኸ ትካል ንግዲ ከምትድግፍ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Jul 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ እናካየደቶ ትርከብ ከይዲ ድርድር ኣባልነት ዓለም ትካል ንግዲ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ብቴክኒክ ከምትደግፍ ኣፍሊጣ፡፡ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ኣብ ሩሲያ ሞስኮ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ኣኼባ ቤት ምኽሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ምስ ኣመራርሓ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ምስ ኣመራርሓ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ (ዩኤስኤኣይዲ) ተዛቲዮም። ኣበ ዘተኦም ድማ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብሓባርን ብምውዳድን ምስራሕ ኣብ ዝከኣለሎም ኩነታታት ኣድሂቦም ዘቲዮም፡፡ ሃብታሙ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ጥቁር ኣንበሳ ን20 ሺሕ ዜጋታት ናፃ ኣገልግሎት ሕክምና ክህብ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jul 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ጥቁር ኣንበሳ ኣብ ክረምታዊ ኣገልግሎት ወለንታ 20 ሺሕ ንዝኾኑ ዜጋታት ናፃ ኣገልግሎት ሕክምና ንመሃብ ከምዝተሰናደአ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ ኣብቲ ሆስፒታል ብምርካብ ፈልሲ ብምትካል ሓምለዋይ አሰር…