ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሉኣላዊነትና ሓሊና ምንባርና የኹረዐና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2024 0 "ሉኣላዊነትና ሓሊና ምንባርና የኹረዐና። ናይ ግዝኣት ሉኣላውነት ንበይኑ ደው ከምዘይብል ግን ተረዲእና ኣለና። ሉኣላውነት ኩለ መዳይ ክኸውን ኣለዎ። ናይ ምግቢ ሉኣላዊነት፣ ናይ ቴክኖሎጂ ሉኣላዊነት ፣ ናይ በጀት ሉኣላዊነት፣ ናይ ሃገር ሉኣላዊነት ብፅንዓት ደው ዘብሉ ኢዮም። እዞም ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 3 ጳጉሜን – መዓልቲ ሉኣላዊነት ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)3 ጳጉሜን - መዓልቲ ሉኣላዊነት ኣብ ክልላት ኣምሓራ፣ ዓፋር፣ ሶማሌ፣ ሃረሪ፣ ሲዳማ፣ ጋምቤላ፣ ቤኒሻንጉል ጉሙዝ፣ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ፣ ደቡብ ኢትዮጵያን ማእኸላይ ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ፡፡ እቲ ዕለት "ህብር ንኹለመዳያዊ ሉኣላዊነት" ብዝብል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ብደምን ዓፅሚን ዝፀንዐት ካብ ኣቦታት ዝተረከብናያ ሉኣላዊት ሃገር ኢያ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገርና ኢትዮጵያ ብደምን ዓፅሚን ዝፀንዐት ካብ ኣቦታት ዝተረከብናያ ሉኣላዊት ሃገር ኢያ ክብላ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ ፅሑፍ÷ "ሎሚ መዓልቲ 3 ጳጉሜን ኣብ መዓልቲ ሉኣላዊነት "ህብር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፎረም ከተማታት ኣፍሪካ ሰነድ ቃልኪዳን ከተማነት ኣፍሪካ ብምውፃእ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ዝፀንሐ ፎረም ከተማታት ኣፍሪካ ሰነድ ቃልኪዳን ከተማነት ኣፍሪካ ብምውፃእ ተዛዚሙ። "ዘላቒ ምኽታም ንትራንስፎርሜሽን ኣፍሪካ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንዝሓለፉ ሰለስተ መዓልቲታት ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ እናተኻየደ ዝቐነየ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣምባሳደር ቱርኪ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣምባሳደር ሪፐብሊክ ቱርኪ ኣብ ኢትዮጵያ በርክ ባራን ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድመ ኣብ ክልተኣዊን ዞባዊን ጉዳያት ጠሚቶም ተመያይጦም። ክልቲኦም ኣካላት ኣብ ኢኮኖሚያዊ ርክብ እተን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውፅኢት ሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ ዝመፅእ ሰኑይ ዕላዊ ከምዝኸውን ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውፅኢት ሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ ዘበነ ትምህርቲ 2016 ዓ.ም ዝመፅእ ሰኑይ ዕላዊ ከምዝኸውን ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ኣብ መላእ ሃገር መልቀቂ ፈተና 12 ክፍሊ ንምውሳድ ካብ ሞንጎ ዝተመዝገቡ 701 ሺሕን 749 ተምሃሮ 97 ነጥቢ 5 ሚኢታዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ለውጢ መንግስቲ ንሕቶ ዓርሰ ምሕደራ ህዝቢታት ምላሽ ሂቡ ኢዩ – ኣፈ-ጉባኤ ኣገኘሁ ተሸገር Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ለውጢ መንግስቲ ንሕቶ ዓርሰ ምሕደራ ህዝቢታት ምላሽ ሂቡ ኢዩ ክብሉ ኣፈ-ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሸገር ገሊፆም። እቶም ኣፈ-ጉባኤ ኣብ 1ይ ዓመት በዓል ምስረታ ክልል ማእኸላይ ኢትዮጵያ ተረኺቦም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ተገኝተው…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እዚ ምብራቕ ኣብ መላእ ሃገር ብምውፋር ዶብ ዘኽበረ ጅግና እዚ ኢዩ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ሓደ ኣካል ሰራዊት ምክልኻል ዝኾነ እዚ ምብራቕ ኣብ ምብራቓዊ ከባቢ ሃገርና ጥራሕ እንተይተወሰነ ኣብ መላእ እዛ ሃገር ብምውፋሩ ዶብ ኢትዮጵያ ዘኽበረ ጅግና እዚ ከምዝኾነ ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓወት ግድብ ህዳሰ ካብ ድኽነት ናብ ምዕባለ ናይ ምስጋር ትምሳሌት ኢዩ – ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብዚ ሕዚ እዋን ዝበፅሖ ብርኪ ዓወት ካብ ድኽነት ናብ ምዕባለ ናይ ምስጋር ተምሳሌት ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ገሊፆም። 1 ጳጉሜን 1 2016 ዓ.ም እዚ ዓመት መዓልቲ ምሽጋር…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኬኒያ ኣብ ቤት ትምህርቲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ህይወት 17 ተምሃሮ ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኬንያ ኣብ ሓደ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ህይወት 17 ተምሃሮ ከምዝሓለፈ ተገሊፁ፡፡ እቲ ሓደጋ ኣብ ማእኸላይ ኬንያ ኣብ ዝርከብ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሂል ሳይድ ዘጋጠመ እንትኸውን÷ በቲ ሓደጋ ካብ ሕልፈት…