Fana: At a Speed of Life!

ብመንግስታት ኢትዮጵያን ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብን ንላዕለዎት ኣመራርሓ ዝወሃብ ስልጠና መርሃ ግብሪ ምፍላጥ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመንግስታት ኢትዮጵያን ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብን ንላዕለዎት ኣመራርሓ ዝወሃብ ስልጠና መርሃ ግብሪ ምፍላጥ ተኻይዱ። ምፍላጥ እቲ መርሃ ግብሪ ዝተኻደ÷ ጎድና ጎድኒ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ''ሓሙሽተ ሚሊዮን ኢትዮጵያዊያን ኮደርስ'' ኢዩ ተባሂሉ፡፡…

ኢትዮጵያ ብሓሰብቲ መናእሰይ ዜጋታታ ተስፋ ኣለዋ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ቀፃሊ ብዘልምዑ ሓሰብቲ መናእሰይ ዜጋታታ ተስፋ ኣለዋ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር÷ መርሃግብሪ ''ሓሙሽተ ሚሊዮን ኮደርስ'' ሎሚ መዓልቲ ኣጀሚሮም፡፡ ምጅማር እቲ መርሃ-ግብሪ…

ካማላ ሃሪስ ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓት ንጎስጓስ መረፃ ዝኸውን 81 ሚሊየን ዶላር ኣተኣኻኺበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ንምክትሎም ብምትካእ ንባዕሎም ካብ ውድድር ምስኣልዐሉ ካማላ ሃሪስ ኣብ ዝገበረኦ ወፍሪ ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓት 81 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ኣተኣኻኺበን፡፡ ኣብቲ ምትእኽኻብ ሓገዝ ልዕሊ 8 ሚሊየን 88 ሺሕ ስሩዓት ለገስቲ…

ንጋንታ ስፖርት መቻል 1 ቢሊየን ብር ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምንቅስቓስ "መቻል ንኢትዮጵያ"  ንጋንታ ስፖርት መቻል 1 ቢሊየን ብር ከምዝተኣከበ ተገሊፁ፡፡ እቲ ምንቅስቓስ ካብ ዝተትሓዘ ትልሚ 99 ሚኢታዊ ምዕዋት ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ። ኣካቢ ቦርድ ጋንታ ስፖርት መቻል ሰይፈ ጌታሁን (ዶ/ር)÷ ምንቅስቓስ…

ልዕሊ 28 ሃገራት ዝሳተፋሉ ዓውደ ምርኢት ውፅኢታት ቴክኖሎጂ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር  ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ካብ 18 ክሳብ 24 መስከረም 2017 ዓ.ም ልዕሊ 28 ሃገራት ዝሳተፋሉ ውፅኢታት ቴክኖሎጂ ዝቐርቡሉ ዓውደ ምርኢት ከምዘካይድ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ዓውደ ምርኢት ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ምስ ትካል ምትሕብባር ደቡብ…

ተወከልቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተወከልቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ኣብ ሃገራዊ ስትራቲጂያዊ ጉዳያት ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ተዛተዩ ፈልሲ ብምትካል ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም። እቲ ተኸላ ፈልሲ "ኢትዮጵያ ክትተክል ኢያ ወለዶ ከፅንዕ ኢዩ" ብዝብል መሪሕ…

ኣብ ዓውዲ ህንፀት ምስ ዝተዋፈሩ ኩባኒያታት ጣሊያን ልዝብ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራል ረሻድ ከማል ኣብ ጣሊያን፣ ሮምን ሚላን ምስ ዝነብሩ ዳያስፖራታትን ኣብ ዓውዲ ህንፀት ምስ ዝተዋፈሩ ኩባንያታት ጣሊያንን ተዛቲዮም፡፡ ኣይተ ረሻድ ከማል÷ ምስ ኢትዮጵያዊያንን ትውልደ-ኢትዮጵያዊያንን ኣብ…

4ይ ቅድመ ጉባኤ ፋይናንስ ንልምዓት ውሕመ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምሌ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)4ይ ቅድመ ጉባኤ ፋይናንስ ንልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ኣብ ዝህልዎ ናይ ሓሙሽተ መዓልቲታት ፃንሒት÷ ኣፈፃፅማ ዘላቂ ሸቶታት ልምዓት 2030 ውሕመን ቅድሚ ትሽዓተ ዓመት ዝተፈረመ ስምምዕነት…

ኣህጉራዊ ውህደት ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ንኽቀላጠፍ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ኣህጉራዊ ውህደት ኢኮኖሚ ንኽቀላጠፍን ጠለብ ዜጋታት እታ ኣህጉር ክዕወትን ተሓቲቱ፡፡ ሕብረት ኣፍሪካ ምስ ጉጅለ 20ን ውድብ ሕቡራት መንግስታትን (ውሕመ) ቅድሚ ምርኻቡ፤ ኣብ ውህደት ኣፍሪካ ንምዝታይን ሓደ ውፁእ ቅዋም ንመሓዝን ኣብ…

ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ሽዊት ሻንካ ኣብ ኦሎምፒክ ፓሪስ ንዝሳተፉ ኣትሌታት ኣበረታቲዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ሽዊት ሻንካ ኣብ ኦሎምፒክ ፓሪስ ንዝሳተፉ ኣትሌታት ልምምድ ኣብ ዝገብሩሉ ኣካዳሚ ስፖርት ኢትዮጵያ ተረኺበን ተዓዚበን። ወ/ሮ ሽዊት ሻንካ ኣብቲ እዋን ከምዝበለኦ÷ ኣትሌታተ ኢትዮጵያ ኣብ መድረኽ ኣደባባይ ዓለም ዝፍለጡ…