ኢትዮጵያ ዘላቒ ስግግር ከተማነት ኣፍሪካ ንምዕዋት ቆራፅ ኢያ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዘላቒ ስግግር ከተማነት ኣፍሪካ ንምዕዋት ቆራፅ ከምዝኾነት ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም።
ኣብ ፎረም ከተማታት ኣፍሪካ መኽፈቲ መደረ ዘስንዑ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኢትዮጵያ ሓሳባት ፓን ኣፍሪካ ጋህዲ ንምግባር…