Fana: At a Speed of Life!

ሃገራዊት ጋንታ ኢዮጵያ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ምስ ታንዛኒያ ክተካይድ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢዮጵያ ኣብ 2025 ኣብ ሞሮኮ ዝካየድ ፅዋዕ ኣፍሪካ ቀዳማይ መፃረዪ ፀወታኣ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ታንዛኒያ ክትፃወት ኢያ፡፡ እቲ ፀወታ ምሸት ሰዓት 1 ኣብ ታንዛኒያ ዳሬ ሰላም ስታዲየም ቤንጃሚን ምካፓ ክካየድ ኢዩ። ዋልያታት…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ቻይና ቤጂንግ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ቻይና ቤጂንግ ኣቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትርን ጉጅለ ልኡኾምን ኣብ ጉባኤ ምትሕብባር ቻይና - ኣፍሪካ ከምዝሳተፉ ሓበሬታ ቤት ፅሕፈት…

ሒሳብ ደፍተር መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ጨንፈር ኣስመራ ብምእጋዱ በረራ ጠጠው ንምባል ሓደ ምኽንያት ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሒሳብ ደፍተር መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ጨንፈር ኣስመራ ሙሉእ ብሙሉእ ብምእጋዱ በረራ ጠጠው ንምባል ሓደ ምኽንያት ከምዝኾነ ተገሊፁ። እቲ መገዲ ኣየር ናብ ርእሰ ከተማ ኤርትራ ኣስመራ ዝገብሮ በረራ ምቁራፁ ኣመልኪቱ ሎሚ መዓልቲ ንመራኸብቲ ሓፋሽ መግለፂ…

ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር ፓራሊምፒክ 3 ሜዳሊያታት ብምርካብ ተሳትፎኣ ዛዚማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፈረንሳይ ፓሪስ ኣብ ዝተኻየደ መበል 17 ውድድራት ፓራሊምፒክ ኢትዮጵያ 2 ወርቂን 1 ብሩርን ሜዳሊያታት ብምርካብ ተሳትፎኣ ዛዚማ። ብመሰረት እዚ ኣትሌት ትእግስት ገዛሀኝ ብ1 ሺሕነ 500 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ዋግዋጎ (T-13)ን ያየሽ ጌቴ ብ1…

ኣትሌት ይታያል ስለሺ ንኢትዮጵያ ሜዳሊያ ብሩር ኣምፂኡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ይታያል ስለሺ ኣብ መበል 17 ውድድራት ፓራሊምፒክ ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮ ዓይነ ስውር ጩራ (T-11) ንኢትዮጵያ ሜዳሊያ ብሩር ኣምፂኡ። እቲ ኣትሌት ነቲ ርሕቐት 4 ደቒቕ 23 ሰከንድን 21 ማይክሮ ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት…

ኣይተ ማሞ ምህረቱ ምስ ቢል ጌትስ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ማሞ ምህረቱ ምስ መስራቲን ኣቦ መንበርን ፋውንዴሽን ቢልን ሜሊንዳ ጌትስ ዝኾኑ በዓል ሃፍቲ ቢል ጌትስ ተዛረቲዮም። ቢል ጌትስ ምስ ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ማሞ ምህረቱን ምስ ዋና ዳይሬክተር ዲጂታል ፕሮጀክት…

ኣተኣኻኽባ እቶት ንምዕባይ ዝተዋደደ ስራሕ ምኽባር ሕጊ ወሳኒ ኢዩ – ሚኒስቴር እቶት

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተረጋገገአ ስርዓት ኢኮኖሚ ንምፍጣርን ኣተኣኻኽባ እቶት ንምድንፋዕን ቀፃሊ ዝኾነ ዝተዋደደ ስራሕ ምኽባር ሕጊ ወሳኒ ከምዝኾነ ሚኒስትር እቶት ኣይናለም ንጉሴ ኣገንዚበን፡፡ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕቲ ምቁፅፃርን ምክልኻን ኮንትሮባንድ፣…

ሉዊስ ሱዋሬዝ ካብ ዝቕፅል ቀዳም ዝካየድ ፀወታ ንደሓር ንባዕሉ ካብ ሃገራዊት ጋንትኡ ከምዘግልል ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኡራጋዊ ተፃዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ሉዊስ ሱዋሬዝ ካብ ዝቕፅል ቀዳም ዝካየድ ፀወታ ንደሓር ንባዕሉ ካብ ሃገራዊት ጋንትኡ ከምዘግልል ኣፍሊጡ። ወዲ 37 ዓመት ተፃዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ሱዋሬዝ÷ ሃገሩ ኣብ ዝቕፅል ቀዳም ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ምስ ፓራጓይ…

ኣምባሳደር ባጫ እዚ ምብራቕ ካብ ኢትዮጵያ ሓሊፉ ንጎረቤት ሃገር ዋሕስ ከምዝኾነ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ ምብራቕ ንምኽባር ሉኣላዊነት ሃገር መስዋእቲ ንምኽፋል ንደሓር ዘይብሉ ኣባላት ዘለዉዎ ክፍሊ ከምዝኾነ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኬንያ ባጫ ደበሌ ገሊፆም። ነበር ኣዛዚ እዚ ምብራቕ ዝነበሩ እቶም ኣምባሳደር÷ እቲ እዚ ዝተጣየሸ ወራር ሶማሊያ…

ክሳብ መፋርቕ ወርሒ ጥቅምቲ ዝራሕቲ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ክዛዝም ኢየ – ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልላት ዓፋር፣ ሶማሌ፣ ኦሮሚያ፣ ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያን ደቡብ ኢትዮጵያን ከይዲ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ክሳብ መፋርቕ ወርሒ ጥቅምቲ ንምዝዛም ከምዝሓሰበ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኣፍሊጡ፡፡ ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ መስፍን ኣርኣያ…