ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣህመድ ሽዴ ኣብ ወደብ ዶራሌ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትሩ ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሽዴ ኣብ ጅቡቲ ኣብ ዝርከብ በዓል ብዙሕ ዕላማ ወደብ ዶራሌ ዑደት ኣሳሊጦም፡፡ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ብርሃኑ ፀጋዬ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ከምዘፍለጡዎ÷ ዑደት እቶም ሚኒስትር፤ ብወደብ ዶራሌ ካብ ጅቡቲ ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ፀገም ክሌማዊ ለውጢ ብዘላቕነት ንምፍታሕ ተግባራዊ ምላሽ ምሃብ ይግባእ ኢላ ኣምን – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ፀገም ክሌማዊ ለውጢ ንምትዕርራይን ብዘላቕነት ንምፍታሕን ተግባራዊ ምላሽ ምሃብ ይግባእ ኢላ ኣምን” ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር እዚ ዝበሉ÷ ኢትዮጵያ ኣብ ወለንታ ዝተመርኮሰ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ሚዛን ቴፒ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠኖም ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ሚዛን ቴፒ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠኖም 279 ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ኣብ ሰለስተ ኮሌጃትን 16 ክፍሊታት ትምህርቲን ብቀዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ኢዩ እናመረቐ ዝርከብ፡፡ ዩኒቨርሲቲ ሚዛን ቴፒ ሎሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ለኸ ኮንፈረንስ ኣቦታት ሃይማኖትን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ ኮንፈረንስ ኣቦታት ሃይማኖትን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ሚኒስቴር ሰላም ዘሰናደኦ ኮንፈረንስ፤ ''ትካላት ሃይማኖት ንዘላቒ ሰላምና'' ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡ ኣብቲ ኮንፈረንስ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውሕመ ብጎንፂ ንዝተጎድኣ ደቂ ኣንስትዮ ሰብኣዊ ሓገዝ ተበፃሒ ንምግባር ከምዝሸርኽ ገሊጡ Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ጎንፂ ተተሓሒዙ ጉድኣት ንዝበፅሐን ደቂ ኣንስትዮ ብግቡእ ሰብኣዊ ሓገዝ ተበፃሒ ንኽኸውን ስራሕቲ ክትትል ብሓባር ንምስራሕ ድሌት ከምዘለዎ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ቀዲ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያ ሓሙሽተ SU-27 ዝዓይነተን ተዋጋእቲ ጄታት ዩክሬን ከምዘዕነወት ኣፍሊጣ Gebremariam Weldegerima Jul 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬን ብዝፈፈወቶ መጥቃዕቲ ሓሙሽተ SU-27 ተዋጊ ጄታት ከምዘዕነወት ሚኒስቴር ምክልኻል እታ ሃገር ኣፍሊጡ፡፡ እተን ተዋጋእቲ ጄታት መጥቃዕቲ ዝፈፀመት ብኢስካንደር-ኤም ሚሳኤላት ከምዝኾነ ዝሓበረት ሩሲያ÷ ኣብ ክልል ማእኸላይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 2 ንኢሚግሬሽን ዝተመልከቱ ሓዊሱ ሰለስተ ረቀቕቲ ኣዋጃት ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Jul 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 2 ንኢሚግሬሽን ዝተመልከቱ ሓዊሱ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ኩዌትን ኣብ ዓውዲ ምውፋር ስራሕጠሚቱ ዝተፈረመ ሰነድ ስምምዕነት ንምፅዳቕ ዝቐረበ ረቂቕ ኣዋጅ ብምምርማር ኣፅዲቑ። ሚኒስትር ተፀዋዒ መንግስቲ ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር) ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጀርመን ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ቆራፅ ከምዝኾነት ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀርመን ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ቆራፅ ከምዝኾነት ፍሉይ ልኡኽ እታ ሃር ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ሄኮ ኒትዝሺከ ኣረጋጊፆም። ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ጀርመን ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ሄኮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲታት ጅማ፣ ድሬዳዋን ወለጋን ተምሃሮኦም የመርቑ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Jul 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲታት ጅማ፣ ድሬዳዋን ወለጋን ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኑዎም ተምሃሮ የመርቑ ኣለዉ። ዩኒቨርሲቲ ጅማ÷ ብስሩዕ፣ ክረምታዊ፣ ምሸታዊን ርሕቀትን መርሃ ግብሪ ትምህርቲ ብተፈላለዩ ዓውዲታ ትምህርቲ ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ኣመሪቑ። ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ክረምታዊ ኣገልግሎት ወለንታ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jul 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)11 ተፀዋዕቲ ትካላት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ክልል ትግራይ ክረምታዊ ኣገልግሎት ወለንታ ኣጀሚረን፡፡ ኣማኻሪ ድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ቀነዓ ያደታ (ዶ/ር) ከምኡ እውን ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ…