Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ደምቢ ስርዓት ኣሰራርሓ ጉባኤ መፃረዪ ጉዳያት ሕገ መንግስቲ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ደምቢ ስርዓት ኣሰራርሓ ጉባኤ መፃረዪ ጉዳያት ሕገ መንግስቲ ናብ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ቀሪቡ ኣብቲ ስርዓት ኣሰራርሓ ተወሳኺ ሓሳባትን እታወታትን ብምውሳኽ ኣፅዲቑ። እቲ ቤት ምኽሪ 6ይ ዘበን ፓርላማ፣ 3ይ ዓመት እዋን ስራሕ፣ 2ይ…

ኔዘርላንድስ ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ፀወታ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ልዑል ግምት ተዋሂቡዋ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኔዘርላንድስ(ሆላንድ) ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝካየድ መበል 17 ፅዋዕ ኣውሮፓ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ልዑል ግምት ተዋሂቡዋ ኣሎ። ኔዘርላንድስ ምስ ሮማንያ ኣብ ስታዲያም ኣሊያንዝ ኣሬና ሰዓት 1 ምሸት ፀወተአን ከካይዳ ኢየን። ምሸት ሰዓት 4…

ልኡኽ ዕቑር ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ሞተራይዝድ ሻለቃ ዕቑር ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ዑደት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልኡኽ ዕቑር ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ሞተራይዝድ ሻለቃ ዕቑር ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ዑደት ገይሩ። ኣብ ኬኒያ ናይሮቢ ምስ ዝርከብ ቢሮ ዕቑር ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ዝተውፃእፀአ ልኡኽ ኢትዮጵያ ንምብራቕ ኣፍሪካ ዕቑር ሓይሊ እተዋፅኦ…

ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ኩባንያ መዓድን ኢትኖ ኮቦ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌደራልን ክልልን ኣብ ክልል ጋምቤላ ወረዳ ዝርከብ ኩባኒያ መዓድን ኢትኖ ኣኮቦ ዑደት ኣሳሊጦም፡፡ ኣብቲ ዑደት እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓዊሱ ርአሰ ምምሕዳር…

ኢትዮጵያ ኣብ ምርግጋፅ ሰላም እቲ ዞባ ልዑል ኣስተዋፅኦ እናበርከተት ትርከብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ምርግጋፅ ሰላም ዞባ ቀርኒ ኣፍሪካ ልዑል ኣስተዋፅኦ እናበርከተት ከምትርከብ ተገሊፁ። ልኡኽ ሓይሊ ተጠንቀቕ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ወታደራዊ ድልዉነት ኢትዮጵያ ብምድሃብ ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ሓበራዊ ዘተ የካይድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ድማ…

ቀንዲ ተግባራር ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀንዲ ተግባራር ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ። - ትካላዊ መስተጋብር ብምፍጣር ለምዲታት ምውሳድን ንከይዲ ሃገራዊ ዘተ ዝረብሑ ቅድመ መፅናዕቲ ምክያድን እቲ ኮሚሽን ብመሰረት ዝተጣየሸሉ ኣዋጅ ቁፅሪ 1265/2014 ዓንቀፅ 9 (2) ቅድሚ ሐዚ ኣብ…

ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ናይ 4 ውፅታት ፈጠራ መሰል ፓተንት ተዋሂቡዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ዘማዕበሎም ኣርባዕተ ውፅታት ፈጠራ ካብ በዓል መዚ ኣእምሮኣዊ ንብረት ኢትዮጵያ መሰል ፓተንት ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ። ነቲ ኢንስቲትዩት ዝተውሃበ መሰል ፓተንት÷ ሰብ ስራሕ ምስትውዓል ቴክኖሎጂ መሰረት ዘገበሩ…

በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ምስ ሓለፍቲ ብሄራዊ ቴክኖሎጂ ኒውክሌር ቻይና ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ምስ ሓለፍቲ ብሄራዊ ቴክኖሎጂ ኒውክሌር ቻይና ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ቴክኖሎጂ ኒውክሌር ንሰላማዊ ዕላማ ንምጥቃም ኣብ ዘለዉ ኣማራፂታት ዘድሀበ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን…

ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን 6ይ ዘበን ፓርላማ 3ይ ዓመት እዋን ስራሕ፣ 2ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ጉባኤ÷ ዝተትሓዙ ኣጀንዳታት ብኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ምስ ቀሪቡ ዝቐረቡ ኣጀንዳታት መርሚሩ ብሙሉእ ድምፂ ብምፅዳቕ ኢዩ…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቻል ንኣዳማ ከተማን 3 ን 0 ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቻል ንኣዳማ ከተማን 3 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ናይ ፅዋዕ ንሕንሓ ኣጠናኺራ፡፡ መቻል ዝተዓወተትለን ሸቶታት ሽመልስ በቀለ፣ ኣህመድ ረሺድ (ኣብ ናይ ባዕሉ ሸቶ)ን በረከት ደስታን ኣመዝጊቦምወን፡፡