ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኢራን ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jun 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢራን ኣብ ቀረባ እዋን ብሓደጋ ምሕምሻሽ ሄሊኮፕተር ህይወቶም ንዝሰኣኑ ፕሬዚዳንት ኢብራሂም ራይሲ ዝትክእ ሓዱሽ ፕሬዚዳንት ንምሕራይ ህፁፅ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ምክያድ ጀሚሩ። በዚ ድማ ሎሚ መዓልቲ ጣቢያታት መውሃቢ ድምፂ ካብ ወጋሕተ ጀሚረን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ካብ ሜክሲኮ ክሳብ ሳር ቤት ዘሎ ካልኣይ ስራሕ ልምዓት ኮሪደር መሪቖም Gebremariam Weldegerima Jun 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ ሜክሲኮ ክሳብ ሳር ቤት ዘሎ ካልኣይ ስራሕ ልምዓት ኮሪደር መሪቖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር÷ "ሎሚ መዓልቲ ሓደ ዓወት ስራሕቲ ህንፀት ከተማና ዝኾነ ካብ ሜክሲኮ ክሳብ ሳር ቤት ዘሎ ካልኣይ ስራሕ ልምዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕድል ስራሕ ንምስፋሕ ዝሕግዝ ስምምዕነት ተኸቲሙ Gebremariam Weldegerima Jun 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ግራቪቲ ግሩፕ ምስ ዝተብሃለ መቐመጢኡ ኣብ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ዝገበረ ትካል ንዜጋታት ዕድል ስራሕን ስልጠናን ንምስፋሕ ዝሕግዝ ስምምዕነት ተፈራሪሙ፡፡ ብመሰረት እቲ ስምምዕነት ዜጋታት ኣብ ዓውዲ ሕትመት ሰልጢኖም…
ቴክኖሎጂ ኣብ እንግሊዝ ኣብ 5 ደቒቕ ትመልእ ናይ ኤሌክትሪክ መኪና ባትሪ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Jun 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እንግሊዝ ኣፍራዪ ባትሪ ኤሌክትሪክ መኪና ስታርት ኣፕ ዝኾነ ኒዮቦልት ኣብ ውሽጢ 5 ደቒቕ ትመልእ ናይ ኤሌክትሪክ መኪና ባትሪ ዕላዊ ምግባሩ ኣፍሊጡ፡፡ ቅልጡፍ ዝተብሃለ እቲ ናይ ኤሌክትሪክ መኪና ባትሪ÷ ኣብ ቀዳማይ ፈተነኡ ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ዘተ ንምዕዋት መዳርግቲ ኣካላት ሓላፍነቶም ንኽዋፅኡ ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Jun 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ዘተ ንምዕዋት ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሓዊሱ መዳርግቲ ኣካላት ሓላፍነቶም ንኽዋፅኡ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ኣተሓሳሲቦም። ኣብ መኽፈቲ ስነ-ስርዓት ኣባላት እቲ ባይቶ ዝተሳተፉሉ መድረኽ ዘተ መደረ ዘስምዑ እቶም…
ስፓርት ንልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣፍልጦን ሽልማትን ይወሃብ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 23 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ንዝተሳተፈ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ግዮን ሆቴል ኣፍልጦን ሽልማትን ይወሃብ ኣሎ። ኣብ ካሜሩን ዱዋላ ኣብ ዝተኻየደ 23 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ዝተኻፈለ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ÷…
ስፓርት ኢትዮጵያ ብ3 ሺሕ ሜትር መሕንኩሎ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ ሜዳሊያ ብሩር ረኺባ Gebremariam Weldegerima Jun 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካሜሩን ዱዋላ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር 3 ሺሕ ሜትሮ መሕንኩሎ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ኣለምናት ዋለ ካልኣይ ወፂኣ፡፡ ኣብቲ ውድድር ዝተሳተፈት ኣትሌት መሰረት የሻነህ ራብዐይቲ ብምውፃእ ውድድራ ዛዚማ፡፡ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ብዙሓት…
ስፓርት ምክትል ኣሰልጣኒኣ ብዝተቐፅዑዎ ቢጫ ካርድ ምኽንያት ካብ ምድባ 2ይ ደረጃ ዝሰኣነት ሃገራዊት ጋንታ ስሎቬኒያ Gebremariam Weldegerima Jun 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣሰናዳእነት ጀርመን እናተኻየደ ዝርከብ 17 ፅዋዕ ኣውሮፓ ሃገራውያን ጋንታታት ዴንማርክን ስሎቪኒያ ተመሳሳሊ ነጥቢ ሪከርድታትን እናሃለዉወን ደረጃ ዝተፈላለያሉ መገዲ ንማሕበረሰብ ኩዕሾ እግሪ ዓለም ዘገርም ኮይኑ ኣሎ፡፡ ኣብ ምድብ ሰለስተ ዝተደልደላ…
Uncategorized መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ኣብ ፎረም ትሮፒካል ደኒ ኦስሎ ናእዳ ረኺቡ Gebremariam Weldegerima Jun 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ኖርዌይ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ፎረም ሮፒካል ደኒ ኦስሎ ይሳተፍ ኣሎ፡፡ እቲ ልኡኽ ኢትዮጵያ ሃገራት እቲ ከባቢ ሓዊሱ ተኻፈልቲ ዝኾናሉ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር፤ ናይ ዝሓለፉ ዓመታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓውዲ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽን ንምዕባይ ስታርትኣፕን ስትራይድ ኢትዮጵያን ዕዙዝ ግደ ይፃወቱ ኣለዉ – በለጠ ሞላ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Jun 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓውዲ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽን ንምዕባይ ስታርትኣፕን ስትራይድ ኢትዮጵያን ዕዙዝ ግደ እናተፃወቱ ከምዝኾኑ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ገሊፆም። ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን አብቲ ዓውዲ ዝተዋፈሩ ኣካላት ውልቀን…