Fana: At a Speed of Life!

ገቢሳ ኤጀታ (ፕ/ር) ብሉፅ ተመራማሪ ልምዓት ዝራእቲ እዚ መት ተባሂሎም ተመሪፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉጥ ዩኒቨርሲቲ ኣሜሪካ ፑርዱ ትውልደ ኢትዮጵያዊ ገቢሳ ኤጀታን (ፕ/ር) ኣብ ዝወገኑዎ ስራሕቲ ምርምር ሕርሻ ተመራማሪ ልምዓት ዝራእቲ እዚ ዓመት ብምግባር መሪፁዎም፡፡ ገቢሳ ኤጀታ (ፕ/ር) ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ብዘካየዱዎ ምርምር “ሃይብሪድ”…

ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ 43 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ካብ ዝተፈላለዩ ፍልፍላት ኣታዊ 43 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ፡፡ ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ኣገልግሎት ኣይተ ሽፈራው ተሊላ ከምዝበሉዎ÷ ዝተቐላጠፈን ዘተኣማምንን ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ…

ኣብ ኣሜሪካ ጎማ ቦይንግ ኣውሮፕላን ፈንዲኡ ህይወት 2 ክልተ ናይ ፅገና ሰራሕተኛታት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ኣትላንታ ጎማ ቦይንግ ኣውሮፕላን ፈንዲኡ ህይወት 2 ክልተ ናይ ፅገና ሰራሕተኛታት ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። ቦይንግ 757-232 ዝብል መፍለዪ ፍርያት ዘለዋ እታ ኣውሮፕላን ንብረት መገዲ ኣየር ዴልታ ኣሜሪካ እንትትከውን÷ ኣብ ዓለም ለኸ…

ብ5000 ሜትር ውድድር ፍፃመ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮያውያን ኣትሌታት ተዓዊተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሕቲ 20 ዓመት 5000 ሜትሮ ውድድር ፍፃመ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮያውያን ኣትሌታት ተዓዊተን። ኣትሌት መዲና ኢሳ ብ14:39:71 ቀዳመይቲ ብምውፃእ ክብረወሰን ዓለም እቲ ውድድር ሜዳልያ ወርቂ ተዓዊታ። ኣትሌት መቅደስ ኣለምሸት ድማ…

ም/ቀ/ሚ ተመስገን ሃገር ካብ ውሑድ ጀሚራ ንዝዓበየ ሸቶ እናርሐት ከምዝኾነት ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ሃገር ካብ ውሑድ ጀሚራ ንዝዓበየ ሸቶ እናርሐት ከምዝኾነት ገሊፆም፡፡ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓ መንግስቲ ፌደራል ኣብ ክልል ሶማሌ ዞን ሸቤሌ ወረዳ ቤር ኣኖ ብመሰኖ…

ድሕንነት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሓደጋ ንምውዳቕ ተንቀሳቒሶም ኣብ ልዕሊ ዝተብሃሉ 6 ውልቀ ሰባት 14 መዓልቲ መፃዪ ምርመራ ተፈቒዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤትፍዲ ድሕንነት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሓደጋ ንምውዳቕ ተንቀሳቒሶም ብዝብል ኣብ ልዕሊ ዝተጠርጠሩ 6 ውልቀ ሰባት 14 መዓልቲ መፃዪ ምርመራ ተፈቒዱ። ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌደራል ምድብ መጋባእያ ልደታ እዋን ቆፀሮ ትማሊ ድሕሪ ሰዓት ኣብ መዝገብ…

ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌደራል ስራሕቲ ልምዓት ንምዕዛብ ናብ ክልል ሶማሌ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌደራል ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ልምዓት ንምዕዛብ ናብ ክልል ሶማሌ ኣቲዮም። እቶም ላዕለዎት ሓፍቲ÷ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፣ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት…

ብፕሮግራም ኤሌክትሪፊኬሽን ልዕሊ 10 ሚሊየን ዜጋታት ተጠቀምቲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብሄራዊ ፕሮግራም ኤሌክትሪፊኬሽን ልዕሊ 10 ሚሊየን ዜጋታት ተጠቀምቲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዝኾኑ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ''ብሄራዊ ኤሌክትሪፊኬሽንን" ን ''ኣዴል'' ን ናይ ዝተብሃሉ ፕሮግራማት ኣፈፃፅመኦም ይግምግም ኣሎ።…

ኣምባሳደር ዮሃንስ ኣብርሃም ሓላፊ ጉጅለ ፕሬዚዳንታዊ ስግግር ካማላ ሃሪስ ብምዃን ተመሪፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓሌት ትውልዶም ካብ ኢትዮጵያ ዝኾኑ ኣሜሪካዊ ኣምባሳደር ዮሃንስ ኣብርሃም ሓላፊ ጉጅለ ፕሬዚዳንታዊ ስግግር ካማላ ሃሪስ ብምዃን ከምዝተመረፁ ተሓቢሩ። ኣብ ዝቕፅል ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ኣሜሪካ ንዴሞክራት ብምውካል ዝነሓነሓን ካማላ ሃሪስ ዕለታዊ…

ሃፍቲና ብግቡእ ብዘይምፍላጥና ኣብ ንግዲ ወፃኢ ክንረኽቦ ዝግባእ ረብሓ ኣይረኸብናን – ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዘለዋ ዓሚቕ ሃፍቲ ብግቡእ ክነፋልጥ ብዘይምኽኣልና ኣብ ንግዲ ወፃኢ ክንረኽቦ ዝግባእ ረብሓ ኣይረኸብናን ክብሉ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ገሊፆም። ጎድና ጎድኒ "ናይ ኢትዮጵያ የዓድጉ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…