Fana: At a Speed of Life!

ሃፍቲና ብግቡእ ብዘይምፍላጥና ኣብ ንግዲ ወፃኢ ክንረኽቦ ዝግባእ ረብሓ ኣይረኸብናን – ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዘለዋ ዓሚቕ ሃፍቲ ብግቡእ ክነፋልጥ ብዘይምኽኣልና ኣብ ንግዲ ወፃኢ ክንረኽቦ ዝግባእ ረብሓ ኣይረኸብናን ክብሉ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ገሊፆም። ጎድና ጎድኒ "ናይ ኢትዮጵያ የዓድጉ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…

ግደ ቴክኖሎጂ ሰብ ስራሕ ምስትውዓል ዝጠመተ ስልጠና ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ንኣመራርሓን ሰብ ሞያን መራኸቢ ሓፋሽ ኣብ ኣጠቓቕማ ሰብ ስራሕ ምስትውዓልን ሚዲያ ዝጠመተ ስልጠና መዕበዪ ግንዛበ ሂቡ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣመራርሓን ሰብ ሞያን ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ግልጋሎት ዜና…

ዓውዲ ትራንስፖርት ነፈርቲ ቅልጡፍን ድሕንነቱ ዝተሓለወን ንምግባር ብትኹረት እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ኣወሃህባ ኣገልግሎት ዓወዲ ትራንስፖርት ነፈርቲ ስሉጥ፣ ዘተኣማምንን ድሕንነቱ ዝተሓለወ ንምግባር ብትኹረት እናተሰርሐ ከምዝኾነ በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ጌታቸው መንግስቴ ከምዝበሉዎ÷ ዓውዲ…

ቦይንግ ኣፍሪካ ቤት ፅሕፈቱ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ስራሕ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መቐመጢኡ ኣዲስ ኣበባ ዝገበረ ቦይንግ ኣፍሪካ ቤት ፅሕፈቱ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ስራሕ ከምዝጅምር ዋና ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ሄኖክ ተፈራ ኣፍሊጦም። ቦይንግ ናይ ኣፍሪካ ዋና ቤት ፅሕፈቱ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝኸፈተ÷ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ኣቪዬሽን…

ፕሬዚዳንት ቱኒዚያ 19 ሚኒስትራት ካብ ሓላፍነቶም ከምዘልዓሉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቱኒዚያ ካይስ ሰዒድ ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ጥቅምቲ ቅድሚ ዝካየድ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ 19 ሚኒስትራት ካብ ሓላፍነቶም ከምዘልዓሉ ተገሊፁ። ካብ ሞንጎ ካብ ሓላፍነት ዝተልዓሉ፤ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ፣ ምክልኻልን ጥዕናን ከምዝርከቡዎም ተገሊፁ።…

መበል 31 ከተማ ሓቆፍ ጉባኤ ትምህርቲ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ትንህርቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ መበል 31 ከተማ ሓቆፍ ጉባኤ ትምህርቲ ምክያድ ጀሚሩ፡፡ ንክልተ መዓልቲ ዝፅንሕ እቲ ጉባኤ÷ "ዕዙዝ ትግሃት ንፅርየት ትምህርቲን ምዕባለ ሃገርን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ይርከብ፡፡ ኣብቲ ጉባኤ…

ኣብ ቦነስ ኣይረስ ዝተኻደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ኣትሌት ገርባ ዲባባ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣርጀንቲና ቦነስ ኣይረስ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት ገርባ ዲባባ ተዓዊቱ፡፡ እቲ ኣትሌት ነቲ 21 ኪሎ ሜትር ብ1 ሰዓት 26 ሴኮንድ ብዝኾነ ሰዓት ክዕወት ክኢሉ፡፡ ኬኒያውያን ሙዋንጊ ኮስማስን ሪቻርድ ያተር…

1ይ ዓመት ምስረታ በዓል ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)1ይ ዓመት ታሪኻዊ ምስረታ በዓል ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ወላይታ ሶዶ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። ናፃ ድሌትን እወንታን ህዝቢታት እቲ ክልል ፍፁም ሰላማዊን ዴሞክራሲያዊን ብዝኾነ ህዝበ ውሳነ 13 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ኣብ ከተማ ኣርባምንጭ ኣብ…

ብርእሰ ዓቕሚ ብዝተወገነ ስራሕ ምቕያር ስዊችጊር ልዕሊ 2 ሚሊየን ዶላር ምድሓን ተኻኢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ዓቕሚ ብዝተወገነ ስራሕ ምቕያር ስዊችጊር ልዕሊ 2 ሚሊየን ዶላር ምድሓን ከምዝተኽኣለ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብቲ ዓውዲ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ኣብ 22 ጣቢያታት መከፋፈሊ በዓል 15 ን 33 ኪሎ ቮልት ስራሕቲ ምቕያር…

በዓል ዓይኒ-ዋሪ ባህላዊን ታሪኻዊን ትሕዝቱኡ ከይተበረዘ ብፍሉይ ድምቀትን ንምኽባር ምድላዋት ይግበር ኣሎ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነሓሰ 24 ዝኽበር በዓል ዓይኒ-ዋሪ ባህላዊ፣ ሃይማኖታዊን ታሪኻዊን ትሕዝቱኡ ከይተበረዘ ብፍሉይ ድምቀትን ንምኽባር ምድላዋት እናተወገነ ምዃኑ ተሓቢሩ እቲ በዓል÷መሰረት ስልጣነን ሰርዓት ሃይማኖትን ኣብ ዝኾነት ጥንታዊትን ታሪኻዊትን ከተማ ኣኽሱም፤…