ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበር ዕጡቓት መሊስካ ንምጥያሽ መዳርግቲ ኣካላት ናይ ባዕሎም ግደ ንኽፃወቱ ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ዕጡቓት መሊስካ ንምጥያሽ ኣብ ዝውገኑ ስራሕቲ መዳርግቲ ኣካላት ናይ ባዕሎም ግደ ንኽፃወቱ ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ሓቲቱ። ሚኒስትር ምክልኻል ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ምስ ኣመራርሓ ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ተዛቲየን፡፡ ኣብቲ ዘተ ድማ÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብዚ ዓመት 178 ሺሕ ተምሃሮ መልቀቒ ፈተና ከምዝወስዱ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ዓመት 178 ሺሕ ተምሃሮ መልቀቒ ፈተና ከምዝወስዱ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ንተምሃሮ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ተማሪዎች ናይ ዩኒቨርሲቲ መልቀቒ ፈተና እናተውሃበ ከምዝኾነ እውን እቲ ሚኒስቴር ገሊፁ፡፡ ኣብ 2015 ዓ.ም ኣብ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 7 ነጥቢ 8 ሚሊየን ተምሃሮ ተቀምቲ ኣገልግሎት ምገባ ቤት ትምህርቲ ኮይኖም Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ 7 ነጥቢ 88 ሚሊየን ተምሃሮ ተጠቀምቲ ኣገልግሎት ምገባ ቤ ትምህርቲ ምግባር ከምዝተኽኣለ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ኣገልግሎት ኣብ 10 ኣዋርሕ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ዝተመዝገቡ ዓወታት ኣመልኪቱ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ ምፍላጥ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኢትዮ-ቻይና ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ምፍላጥ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኢትዮ-ቻይና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ዴኤታ ኢንዱስትሪ ሃሰን መሃመድ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰው፣ ሓለፍቲ ስራሕ ቤት ምኽሪ ዘፈር ንግዲን ማሕበራትን ኣዲስ ኣበባን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ሺሕን 178 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jun 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 1 ሺሕን 178 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ኣፍሊጡ፡፡ ንተመለስቲ ወገናት ሓገዝ ብምግባር ምስ ስድረኦም ናይ ምፅምባር ስራሕ እናተሰርሐ ከምዝኾነ ሓበሬታ እቲ ሚኒስቴር…
ስፓርት ክሮሺያን ኣልባኒያን ክልተ ማዕረ ተፈላለየን Gebremariam Weldegerima Jun 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 17 ፅዋዕ ኣውሮፓ 2024 ሃገራውያን ጋንታታት ክሮሺያን ኣልባኒያን ኣብ ዝገበረኦ ፀወታ ክልተ ማዕረ ተፈላሊየን፡፡ ብወገን ኣልባኒያ ላቺ ኣብ መበል 11 ደቒቕን ሆሱላ ኣብ መበል 95 ደቒቕን ሸቶ እንተመዝግቡ÷ ናይ ክሮሺያ ድማ ክራማሪች…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተመዘገበ ዕቤት ኢኮኖሚ ቀፃልነት ንኽህልዎ ክስራሕ ኢዩ – ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Jun 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝተመዘገበ ኢኮኖሚያዊ ዕቤት ቀፃልነት ንኽህልዎ መፍረያይነት ዘዕብዩ ስራሕቲ ብትኹረት ክስራሕ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ኣፈፃፅማ ማክሮ ኢኮኖሚ 2016 ዓ.ም መንግስቲ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣመራርሓ ሰራዊት ምክልኻል እናተመርሐ ዝነበረ ኮንፈረንስ ሰላም ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Jun 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ሰራዊት ምክልኻል ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ብምስታፍ ካብ 11 ክሳብ 12 ሰነ 2016 ዓ.ም ኣብ ከተማ ደሴ እናተኻየደ ዝፀንሐ ኮንፈረንስ ሰላም ተዛዚሙ፡፡ ኣብ መዛዘሚ እቲ ኮንፈረንስ ተዛተይቲ ንዘውፅኡዎ መግለፂ ቅዋም÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ መድረኽ ብሪክስ ዓለም ለኻዊ ምሕዝነታ ክተመስክር ከምዝኸኣለት ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሩሲያ ቪላዲቮስቶክ ዝተኻየደ ዓለም ለኸ ፎረም ኣባል ሃገራት ፓርቲታት ፖለቲካ ብሪክስ ብዓወት ተዛዚሙ፡፡ ተሳተፍቲ እቲ ጉባኤ÷ ኣብ መዛዘሚ እቲ ጉባኤ 24 ነጥቢታ ዝሓዘ መግለፂ ቅዋም ብምውፃእ ንዕዉትነቱ ከምዝሰርሑ ቃል ኣቲዮም። ኢትዮጵያ…
ስፓርት ኣሰናዳኢት ፅዋዕ ኣውሮፓ ጀርመን ሎሚ መዓልቲ ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታኣ ክትገብር ኢያ Gebremariam Weldegerima Jun 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ቀዳማይ ዙር ናይ ምድብ መፃረዪ ፀወታ ምዝዛሙ ስዒቡ ሎሚ መዓልቲ ካልኣይ ዙር ናይ ምድብ መፃረዪ ፀወታታት ክጅመሩ ኢዮም፡፡ በዚ ድማ ኣብ ቀዳማይ ዙር ፀወታ ብስፔን 3 ን 0 ዝተሰዓረት ክሮሺያ ብጣሊያን 2 ን 1 ምስ ዝተሰዓረት ኣልባኒያ ቀትሪ…